Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@danielassefa541: 🩶🙂
Daniel☦️14
Open In TikTok:
Region: SA
Tuesday 14 July 2026 19:39:18 GMT
51296
3279
288
166
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
Ŷoŕdà tgŕâwěyti💊🦋 :
ohh right bro😘
2026-07-15 09:18:27
0
ህያውኢካ እስካብዘለኩ ኣብዝክረይኣለካ ፀጉሸይ💔 :
ወዲ ኮይኑ ከምዚ ኢሉ ክቡሱት ኮሎ ደስ ይብለኻ 🥰🥰 ኣነ ኣብ ሂወተይ ካብ ዝፈርሓ ሓፂር ክዳን ከይክደን እዩ ስረ ከማን ገይረ ኣይፈልጥን😁 ሽፎን ጉርዲ ብጃማ እየ ዝክደን 😁ግን ኩለን ማሓዙተይ ፋራ እየን ዝብላኒ🤣😂 ግን ኣነ ፋራ ኣይኮንኩን ንፈጣሪ ስለ ዝፈርሕ እየ 🥺ፈጣሪ ይመልእለይ🙏 ንሰን ግን ሕምብርተን ቃሊዐን ኣብ ቲግ ቶግ እንውተዓላ ካባይ ዝነቅሓ ይመስለን 😁ግን እኮ መሲልወን እምበር ወለደን ኣሕዋተን እየን ዘፅርፋ ዘለዋ❤
2026-07-15 02:13:43
170
meri 🦋 :
ችርስ🥂 ሽፍን ኢልና ተከድና ፋራታት ልብላና❤️😁
2026-07-15 04:25:03
42
ፃዕራም 👸ከም ኣቦአ ✝️⛪💗 :
ዓዲ ኣቦካ ይትከልካ 🥰🙏
2026-07-14 22:44:24
74
Genet Birhanu :
🥰🥰🥰🥰 awe.btkkalll
2026-07-15 18:46:21
0
@ milu :
Thanks
2026-07-15 10:43:28
0
^𝐑𝐚𝐤𝐢👸❤️✝️❤️🕊️^ :
thank you so much 😊😘🥰
2026-07-15 16:28:10
0
tslalom abrha :
ewe gn nezen bahlen zekbra snesrat zelewn eyenko faratat lbleun ygermeyuko
2026-07-15 12:47:06
0
ኳደረ ሲንግል :
ከምዛ ቅጭን ሰበይተይ ማለት እዩ i love you ሰበይተይ🙏
2026-07-15 07:28:21
20
ስጠብቅህ~ልኑርⒹ27🛐 :
አምላክ ይመስገን አነ ሓንቲ ኻብአን እየ ግን መብዛሕቲኡ ሰብ ፋራ ከተማ ዝዓበየት ዘይትመስል እዩ ዝብለኒ ግን ስለፅባሕ ኣስፊሐ ስለ ዝሓስብ እምበር ቆማጣት ክዳን ኣይሰኣናን 😥ክብሪ ጓል ኣንስተይቲ ኣብቲ ንዓለም እተርእዮ ስጋ ዘይኰነስ፣ ኣብቲ ብትሕትናን ብስርዓትን እትዕቅቦ ውሽጣዊ ክብረትን መንነትን እዩ። እታ ተሸፊና እትኸይድ ጓል፡ ከምቲ ውሽጡ ዝተሓለመሉ ክቡር ዕንቊ እያ—ብቐሊሉ ዘይትንከፍን ዘይረኽስን። ክብረኽን ሓሊኽን ብጽንዓት ንእትጓዓዛ ኩለን ኣሓተይ ክብርን ሰላምን ይሃብክን! ብኡ ቀፅላሉ🙏😌
2026-07-15 11:04:27
8
እየሩስ ኣሰፍሃ :
ችሩስ🥰
2026-07-15 14:47:12
2
One Day💊💙⚔️ :
ሰብ ብኣካዳድና ጥራይ ኣይምዘንን ተሸፊንካ ስለ ዝኸድካ ፍፁም ሰብ ኢካ ማለት ኣይኮነን ::❤️🙌
2026-07-15 12:39:41
5
Łêŷâñã ጨረቃŵâ🍫💫 :
ይመችየና ዶ ዝተቀላለዐ ዘይንክደን ችርሰሰ በላኒ❤️❤️
2026-07-15 10:26:49
10
ጽላል የሕዋታ🏖Gual Setite Logocwa :
ንዓና ደኣ ፋራ እዲዩ ዝብሉና 🤣🤣🤣🤣 ሕምብርትኻ ቀሊኻ ምኻድ ምዕባለ ካብ ኮነ እቢ ጭው ዝበልኩ ፋራ ኢየ እወ💞💞🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌
2026-07-15 05:45:55
5
ዕባይ ሃገረ ሰብ👸🦋 :
ፋራታት እየንኮ ዝብላና 🥺😁
2026-07-15 01:12:22
7
ይናፍቀኪ እየ ኣደዋይ💔 :
ዓደ ኣቦኻ ይትከልካ ዝሓወይ🥰
2026-07-15 11:56:33
1
ፈቃርየ፡ብነብሰይ፡👭ማሂ :
ሳሕ፡ተመስገን፡ኣምላኬ🙏🙏ከፋትክዳንዘይንገብር፡ምሉእግበርለይኣምላኬ🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰
2026-07-14 23:36:17
11
user3546738769582 Mhret Muly :
ዓድ ኣቦካ ይትከልካ 👏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-07-15 16:57:57
1
@B 07 ✞ͥͣͫ ገመር 🌓ዓጋመተይ 💛🦋🥀 :
ክብሪ ነብሳ ብጥልቀት ትፈልጥ እያ እኮ ንሳ ድማ ከቢራ ተክብረካ 🦋🥰
2026-07-14 23:32:48
9
ልኑር ላቺ ብየ እናቴ❤ :
ዋይ ዓደቦካ ተተከል ወድኖ👍👍👍👍👍👍👍🤩👏👏
2026-07-15 06:12:41
6
ďĕšű 𝙠îň𝙜👑 :
ዋእ ብሓቂ ብሮ
2026-07-15 14:36:22
1
༻ተራር ሰይቲ ዕሉል ቬዚ~🔋 :
ተመስገን ኣነስ ካብ ዘፅለአኒ ሕምብርትካ ምርኣይ😘
2026-07-15 08:39:42
3
🌸@ኤሉል🌸💎 :
ዓዲ ኣቦካ ይትከልካሓቅካ🙏💜❤️
2026-07-15 11:07:38
1
❥︎𝐍e𝐛u 🝮︎︎︎︎︎︎︎🪽🧸 :
የኔ ለባም ብዚ ሐጂ ካምዚ ዝብል ዶ ኣሎ እዩ ባዘወይ ግን ደስ ኢሉኒ ለባመይ 🥺😘😘
2026-07-15 11:32:44
1
To see more videos from user @danielassefa541, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
#السومر #بلاد_العرب #بلاد_السريان #العثمانيين
#fyp #foryou #xuhuong #study
دعاء الفرج 🏴🖤 || #اللهم_عجل_لوليك_الفرج #دعاء_يريح_القلوب #يوميات_ابن_كربلاء #اكسبلور #السلام_عليك_يااباعبد_الله_الحسين
Not the best angle but it’s a good day if I’m singing sooo enjoy ☺️
#የምትቆሙበት#ቦታትክክልኛ#ማሆን#ማዎቅአለባቹ#አለበለዚያለክ🥀🥀
#CapCut سياده النائب ابو جعفر الشبكي 🤍✨ #الشبك #النائب_ابو_جعفر_الشبكي
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy