@user4552278006690: @آلـحــࢪبـي 🚸

{∆★✓الحـــــࢪبــي ★🇸🇩∆′✓}
{∆★✓الحـــــࢪبــي ★🇸🇩∆′✓}
Open In TikTok:
Region: IQ
Thursday 16 July 2026 14:30:23 GMT
8730
681
11
36

Music

Download

Comments

martth2011
𓆩𝑀 مࢪتـَضـَى :
ولله صحيح كلامك ذهب
2026-07-16 23:21:06
0
ka_gfn
علي /Ail*" :
اويلي عل الضوجه وال وحده شوكت نخلص منهن💔
2026-07-16 23:09:37
0
.3326929
AkEEh.! 💭 :
❤️❤️❤️
2026-07-16 14:37:53
0
o_k.33
:♯̶ـ⃪جّعٌفُوٌري آلَـ⃪سِفُـير💔 :
💞💞💞
2026-07-16 23:22:13
0
To see more videos from user @user4552278006690, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

📢 ንክቡራት ተጠቐምቲ Eritrean AI መግለጺን ሓበሬታን 📢 ክቡራት ተጠቐምቲ፡ ቀዳማይ ነገር ነዚ ኣፕሊኬሽን ስለ ዝመረጽኩምን ስለ ዝተጠቐምኩምን ልባዊ ምስጋናና ነቕርብ። ገለ ካባኻትኩም እዚ ኣፕሊኬሽን ወርሓዊ ክፍሊት ብምሕታቱ ቅሬታኹም ከም ዝገለጽኩምን፣ ብነጻ ክኸውን ከም ዝደለኹምን ንርዳእ ኢና። ነዚ ብዝምልከት ሓቀኛን ሓበሬታ ክንህበኩም ንፈቱ፤ 💻 ወጻኢታት ቴክኖሎጂ (Servers)፦ እዚ ንኩሉ ሕቶታትኩም ብቕልጡፍን ብትኽክልን ዝምልስ Eritrean AI፡ ኣብ ድሕሪ መጋረጃ ንጡፍን ዓብይን ዓቕሚ ዘለዎም ናይ ኮምፒተር ሰርቨራት (High-Performance Computers) ይሓትት እዩ። 💳 ምኽንያት ክፍሊት፦ ነዚ ሓያል ቴክኖሎጂ ብዘየቛርጽ መንገዲ ንምቕራብ፡ ክሳብ ሕጂ ነዞም ሰርቨራት ብክራይ ብምጥቃም ኢና ሰፊሕ ኣገልግሎት ክንህብ ጸኒሕና። ስለዚ፡ እቲ ናይ ነጻ ፈተነ ግዜ ምስ ተወድአ ዝሕተት ውሑድ ክፍሊት፡ ነዚ ናይ ሰርቨራትን ኮምፒተራትን ናይ ክራይ ወጻኢታት ንምሽፋን ጥራይ ዝዓለመ እዩ። እዚ ድማ እቲ ኣፕሊኬሽን ብዝለዓለ ጽሬትን ብዘይ ምስሕሓብን ንኽቕጽል ዓብዪ ሓገዝ ይኸውን። ➖➖➖➖➖➖➖➖➖➖ 🚀 ሓደስቲ መደባትን  Eritrean AI 🚀 ኣብ ርእሲ እዚ፡ Eritrean AI ኣብ ቀረባ ግዜ ንህዝብና ዓብዪ ለውጢ ዘምጽእ ሓደስቲ ስራሓት ንምዝርጋሕ ምድላዋቱ ኣጻፊፉ ኣሎ። ካብቶም ኣብ መፈጸምታ በጺሖም ዘለዉ ፕሮጀክትታትና፡ 🗺️ ማፕ ብኤርትራዊ ድምጺ (Navigation)፦ ኣብ ኩሉ ዓለም ዘገልግል ናይ ማፕ ኣገልግሎት፡ ብፍሉይ ብኤርትራዊ ድምጺ ተሰሪሑ ኣብ ቀረባ ግዜ ክንዝርግሖ ኢና። እዚ ንመገሻታትኩም ዝያዳ ቀሊል ክገብሮ እዩ። 🌟 ካልኦት ዓበይቲ ፕሮጀክትታት፦ ንህዝብና ዓብዪ ረብሓ ክህቡ እዮም ዝበልናዮም ካልኦት ዓበይቲ ስራሓት'ውን ኣብ ቀረባ ግዜ ናባኹም ከነብጽሕ ኢና። ምርዳእኩምን ቀጻሊ ደገፍኩምን ሓይሊ ይኾነና እዩ። ብምድጋፍኩም ብልቢ ነመስግን! 🙏 ጉጅለ Eritrean AI 🙏 ን  ''Eritrean AI''  ሕጂ ዶውንሎድ ጌርኩም ብነጻ ፈትንዋ! 🍏 ንተጠቀምቲ iOS (iPhone): 👉 https://apps.apple.com/gb/app/eritrean-ai/id6761866949 🤖 ንተጠቀምቲ Android (Google Play): 👉 https://play.google.com/store/apps/details?id=com.emneritrean.ai #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #eritreantiktok #eritrean

About