Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@nargiz_871:
❤NARGIZ❤
Open In TikTok:
Region: UZ
Thursday 16 July 2026 17:49:11 GMT
1070
27
0
3
Music
Download
No Watermark .mp4 (
2.64MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
3.64MB
)
Watermark .mp4 (
5.64MB
)
Music .mp3
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @nargiz_871, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
حد سے زیادہ سمجھداری انسان کو بور کر دیتا ہے۔ اس لیے شرارتیں کریں اور خوش رہیں زندگی کو محسوس کریں۔ #faryoupage #onemillionaudition #karankhan #pshtosong #azadkhyal
almost 13 years since #fastandfurious #iwannagobackhome #paulwalker #vindiesel #brianoconner Paul Walker Edit 4K I wanna go back home Fast and Furious Edit
I Love U (Ultra Slowed) #fyp #mytypemusic #viral #song #vibes
ᴍᴜssɪᴇ__ᴍsᴀʏ_ᴍɪᴋᴇʀ ✨🎧 ስምዒት ጥራይ 'ተዀይኑ ሓቂ ድዩ፧ ብርግጽ ቃላት 'ተዘይሃለውኒ 'ውን፥ ልበይ ናይ ገዛእ-ርእሳ ሓቂ ክትፈልጥ ይግባእ ኔሩ። ግን ልበይስ ሓቃ ድያ፧ ትሃርም፥ የሕምማ፥ ይስምዓ ግን ሓቂ ድዩ፧ ኢድካ ክትንክፈኒ ከሎ ውሽጠይ ዝመውቕ ሓቂ ድዩ፧ 'ተዘይጽሒፈዮ ግሁድ ኣይተሰምዓንን ማለት ድዩ፧ ንስካ ምንባረይ እተጠራጥረኒ ሓቂ ኰንካ ዲኻ። መሓዙት ዲና፧ ወይስ ካብኡ ንላዕሊ፧ ከውታ ለይቲ ዝንገሩ ምስጢራት እንካፈል መሓዙት፧ ወይስ ካብኡ ዝዓሙቕ ዘይፍለጥ ሓቂ ኣለና፧ ክትሓቑፈኒ ልበይ ዲግዲግትኣ ትውስኽ፧ ዓለም ጸጥ ቢላ፥ ቀጺልካ ክትስዕመኒ 'ተበልካ፥ ቆይማ ትጽበየና ድያ። ኣዒንትኻ ንውሽጠይ ብፍርሃት ይመልእዎ፧ ደግነትን ሰላምን ኣብ ውሽጦም ኣሎ። ድምጽኻ የረጋግኣኒ፧ ሰላም ንዝሰኣነት ነፍሰይ እሹሩሩ ድዩ?። ክትዛረበኒ ከለኻ ኣእሙሮይ ጸጥ ይብል፧ ክትጥምተኒ ክሳድካ ስብር ተብሎ፧ ክተንብበኒ ወይስ ክትፈልጠኒ ደሊኻ ኢኻ። ስመይ ንስኻ ክትጽውዖ ይፈለ፧ ደጋጊምካ ክትጽውዖ ይደሊ፧ "...ተይ" ልዕሊ ኩሎም ስመይ ዝጽዉዑ ካብ ኣፍካ ክውጽእ ይምቅረኒ፧ ዘይስበር ቃልኪዳን ዘይንገር ምስጢር ይመስል፧ ከም ትዝታ ቁልዕነት ኣብ ውሽጠይ ይተርፍ።🥺 ምሳኻ እንተ-ለኹ ሽግራተይ ይቐሉ፧ ኣብ ዙርያይ ዘለዉ ጫውጫውታ ናብ ጥዑም ሙዚቃ ግርማይ ዓንዶም ይቕየሩ፧ ብሓባር ክንጓዓዝ ከለና መሬት ይልስልሰኒ፧ ኣይደኽመንን፧ ምኻድ፥ ምምጻእ፥ ምጽናሕ፥ ምንባር ቃሕ ይብለኒ። ፍቕርኻ ሰናይ፥ ጥዑም፥ ሕያዋይ፥ ገርሂ ይዀነኒ፧ ዝተፈተኹ ይመስለኒ፧ ክፈትወካ ይደሊ 'ለኹ፧ ፈቴካ 'ለኹ፧ ካብ ዝስምዓኒ ሓደ እኳስ ሓቂ ድዩ፧ ክጽሕፎ ምናልባት... ካብ ብዙሕ ምናልባታት ብሓደ እንክጽሕፎ ሓቂ ዶ ይኸውን፧ ግን እንተ-ዘይጽሒፈዮስ ሓቂ ኣይኰነን፧ ሓቂ ክኸውን ይደሊ 'ለኹ፧ ምናልባት እወ...ሓቂ ካብ ሕቶ እዩ ዝመጽእ፤ ዝሓትት ዘለኹ ሓቂ ክኸውን ስለ ዝደለኹ ዶ ኸ ኣይኰነን። ግን ብጭራስ ሓቂ ኣይኹን! ብፍጹም ኣይጽሓፎ! ቃላት ይሕጸሩኒ፤ ኣጻብዕተይ ይኸበዱኒ፤ ሓቂ ዘይኰነኒ ሓቂ ዘበት ኣይጸሓፈለይ! #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #eritreantiktok #habeshatiktok #eritreanmusic #habesha #creatersearchinsights #Mussie_hiwasey_msay_miker 🎧
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy