@wenyuiqian4: obsessed💗💕✨#phonecase #iphonecase #pinkaesthetic #pinkphonecase #glasscase

Jessica
Jessica
Open In TikTok:
Region: US
Sunday 19 July 2026 16:00:00 GMT
448
2
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @wenyuiqian4, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

በቲ እተፍቅሮ ሰብ ምብካይ ጌጋ ኣይኮነን...❤️✍️🥰 ኣብ ፍቕራዊ ርክብ፡ ልብኻ ምሉእ ብምሉእ ምሃብ፡ ብዛዕባ እቲ ሰብ ምሕሳብ፡ ስምዒታትካ ብንብዓት ምግላጽ ፍጹም ሰብኣዊ፡ ንጹህ መግለጺ ልቢ እዩ። ምብካይ ጌጋ ኣይኮነን፤ ምኽንያቱ ንብዓት ዕምቆት ፍቕርኻን ተኣማንነትካን ኣብ ውሽጥኻ ዘሎ ርህራሄን ምስክር እምበር ምልክት ድኻም ኣይኮነን። ብኽያት ንዝተሰብረ ልቢ ዝፍውስ መድሃኒት ነብሲ እዩ።😘 እቲ ዝዓበየን መሪርን ጌጋ ግን ኣብዚ እዩ ዝጅምር፡
በቲ እተፍቅሮ ሰብ ምብካይ ጌጋ ኣይኮነን...❤️✍️🥰 ኣብ ፍቕራዊ ርክብ፡ ልብኻ ምሉእ ብምሉእ ምሃብ፡ ብዛዕባ እቲ ሰብ ምሕሳብ፡ ስምዒታትካ ብንብዓት ምግላጽ ፍጹም ሰብኣዊ፡ ንጹህ መግለጺ ልቢ እዩ። ምብካይ ጌጋ ኣይኮነን፤ ምኽንያቱ ንብዓት ዕምቆት ፍቕርኻን ተኣማንነትካን ኣብ ውሽጥኻ ዘሎ ርህራሄን ምስክር እምበር ምልክት ድኻም ኣይኮነን። ብኽያት ንዝተሰብረ ልቢ ዝፍውስ መድሃኒት ነብሲ እዩ።😘 እቲ ዝዓበየን መሪርን ጌጋ ግን ኣብዚ እዩ ዝጅምር፡ "ጌጋኻ ንፍቕርኻ ዘይግብኦ፡ ዋጋኻ ዘይፈልጥ፡ ዘይርድኣካ ሰብ ክቡር ግዜኻ ኣባኺንካ፡ ብዙሕ ተጨኒቕካ፡ ብዙሕ መስዋእቲ ምኽፋልካ'ዩ!" ናይ ሓደ ሰብ ልቢ ክትቅይር፡ ናይ ገዛእ ርእስኻ ክብሪ ከተጉድል ዝብል ከንቱ ተስፋ ሒዝካ ምንባር ዓቢ ሓጢኣት እዩ። ስምዒታትካ ዘይግደሰሉ፡ ዋጋ ስቕትኻ ዘይርዳእ፡ መዓልታዊ ብጥርጣረን ኣሉታዉን ዝቐጽዓካ ሰብ እትህቦ ነፍሲ ወከፍ ካልኢት፡ ናይ ገዛእ ርእስኻ ህይወት ክሕደት እዩ።🥰 ስለዚ፡ ሎሚ ደው ኢልካ ንነብስኻ ርኣያ። መንነትካ ዘፍስስ መርዛም ዝምድና ኣብ ክንዲ ትስከም፡ ብሓቂ ዘፍቅረካ፡ ዋጋኻ ዝፈልጥ፡ ንጽህናኻ ዘኽብር ሰብ ድለ። ካብ ሕሉፍ ጌጋታትካ ተማሂርካ፡ ነታ ዝተሰብረት ነብስኻ ብይቕሬታ ሓቚፍካ፡ ዘይግብኣካ ሰብ ክትገድፎ ምውሳን ምልክት ውድቀት ዘይኮነስ፡ ምልክት ዓቢ ትብዓት እዩ! ናተይ ኣረኣእያ ከምኡ እዩ። ንጋል ኮነ ንወዲ ንኩሉ እያ እትምልከት❤️✍️🥰

About