@titi.16.2026: 🌹ኣዳመይ🌹 ➠ሰሚሩ ተዝርኢ እቲ ሓሳብ ልበይ ምዃንኻ ተዝርኢ ወናኒ ህይወተይ ሂዋንኻ ምኾንኩ ምኾንኻ አዳመይ ትምኒተይ ተዝሰምር ተዝገብሮ አምላኸይ😇 ~~~~> ➳ሕልመይ ተዝቅየር ተዝኸውን ጋህዲ ምሳኻ ክቋደስ ናይ ፍቅሪ ማአዲ ተስፋ ቃል ሃበኒ ኩሉ ተለማዲ ዓይነይ ክዕምቶ ንካሊእ ከይ ናዲ😔 ~~~~~> ➳መንገዱ ቅኑዕ ናብ የማን ዝገንሕ ልቡ ንጹህ ናብ ኣምላክ ዝመርሕ ወትሩ ሕጉስ ተመስገን ልማዱ ቅድሚ ምግቢ ናብ ጸሎት ዘማዕዱ ከምቲ ኣነ ዝሓስቦ ልበይ ዝምነዮ ፍቃድ ኣምላኽ ክከውን ብተስፋ ክጽበዮ🤲♥️ ~~~~~> ➳ንሕማቅ ገዲፍኻ ንፅቡቅ ትሓሪ እቲ ጥዑም ቃላትኻ ዜማኣ ንፍቅሪ ፍትወይ ኢኻ ህያብ ናይ ፈጣሪ ኣዳመይ ኢኻ ይግበአኻ ክብሪ💜✨ ~~~~> ስናይ ስንበት ይግበረልና💜

Misitire Ze Tewahedo✝️📚🇨🇦
Misitire Ze Tewahedo✝️📚🇨🇦
Open In TikTok:
Region: SA
Saturday 18 July 2026 17:57:46 GMT
1971
379
0
8

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @titi.16.2026, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About