@kidanzelalem: ክትበጽሖ ኢኻ ነቲ ናይ ርሑቕ ዕላማ፣ ክኾውን'ዩ 'ቲ ናይ ውሽጢ ሕልምኻ። ክትቅይሮ ኢኻ ነቲ ዝሓለፈ ህይወት፣ ብሓጎስ ክትካእ እዩ ኩሉ 'ቲ ምረት። ክትስራዕ እወ፣ ማዕረ 'ቶም መሳቱኻ፣ ከምዝኾውን ከተርእዮም ኢኻ ነቶም ዝነዓቑኻ። ነቲ ናይ ጽባሕ ዓወት፣ ኣብ ሎሚ መስሪትካ፣ ንመስገደል ማሕለኻታት ብትብዓት መኪትካ። ኩሉ ከምዝከኣል ብሓሳብ ስዒርካ፣ ከተጣጥሖ ኢኻ ነቲ ናይ ጽባሕ ህይወትካ። ህይወት ፈተና ምዃና ብግብሪ ርኢኻ፣ ጉዕዞ ውን ጉያ ምዃኑ ባዕልኻ ኣለሊኻ። ሓቀኛ ኣብነት ክትኮውን ንወለዶኻ፣ ኣብ ሎሚ ኮንካ እዩ ዝትለም ስልትኻ። #eritreanorthodox #eritreanmusic #Eritrea #eritreanmusic #EritreanCulture

ሰረት
ሰረት
Open In TikTok:
Region: GB
Sunday 19 July 2026 15:37:50 GMT
1823
66
4
7

Music

Download

Comments

hbfgdh2
ከም ፍቃድኻ ይኹን ኣምላከይ :
ኣሜን(3)😢🙏🙏🙏
2026-07-20 03:05:19
1
esu.esu75
𝑚𝑒𝑟𝑎 :
amelak yahagez 🙏🙏🙏🙏🙏
2026-07-19 18:53:18
1
shanet578
Shanet 👏👏👏 :
wwwwww. ❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏
2026-07-19 17:18:24
1
wwwwww92bb1
one day :
❤️❤️❤️
2026-07-19 18:36:16
1
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About