@kiyaye014: ኣሚነኪ ነይረ ልበይ ከፊተ ሂወተይን ምስጢረይን ኣባኺ ኣንቢረ ኩሉ ቃላትኪ ሓቂ መሲሉኒ ነቲ ሓሶትኪስ ፍቕሪ ኢለዮ ክንደይ ዓመታት ብሓባር ኣሕሊፍና ንመጻኢ ክንደይ ተስፋታት ኣሊምና ኣብ ፍርቂ መገዲ ግን ገዲፍክኒ ነቲ ንጹህ ፍቕረይ ብጥልመት ቀይርክዮ ኣብ ቅድሚ ሰብ ፍሽኽታ እናርኣኺ ኣብ ድሕረይ ግን ሓሶት ትኣልሚ ነይርኪ እምነተይ ዓንዩ ልበይ ተሰቢሩ እቲ ዝሃነጽክዎ ኩሉ በኒኑ ግን ስምዒኒ ኣነ ኣይክወድቕን እየ ካብዚ ቃንዛ እዚ ተምሂረ ክስጉም እየ ንብዓተይ ሓቢሰ ሓድሽ ሂወት ክጅምር ካብ ሎሚ ንድሓር ብሰንክኺ ኣይክነብዕን 🥺
༆𝐊𝐈𝐘𝐀𝐘𝐄✞
Region: SA
Monday 20 July 2026 00:30:38 GMT
Music
Download
Comments
Senu Senu :
be strong 💪
2026-07-20 21:57:59
0
wedi mama🤱💆💘 :
gual kulu gzie rebha eya teqdem✌
2026-07-20 22:57:33
1
Selam Amine :
ageka be strong bro❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-07-21 09:42:21
0
ኮኮዉ ሰማይ F 🫶💜 :
ኣሕ ኣወዳት ጨካናት ተበልናስ ኣጋላት ለ ግዲ ኣይሳኣናይ 😭😭
2026-07-21 11:35:24
2
Bsrat Alem :
be storng bro🥰😭🥰
2026-07-22 15:45:15
1
ወይኒ ፈታዊት ኣቦኣ🧔 :
💔😥😥
2026-07-22 00:38:11
0
❥︎𝐍e𝐛u 🝮︎︎︎︎︎︎︎🪽🧸 :
ኤህ ኣነስ ወዲ ከምዚ ክብል ተርአዮ ከም ገለ ይብለኒ ኡፉፉፉ 😭ኣጀካ ዛሓወይ🥺😘
2026-07-20 21:43:31
3
Layter👸🔋 :
ajoka🥺
2026-07-21 15:55:13
0
𝒍𝒊𝒃𝒂𝒚💔🖤 :
ዘይ እምናትና ታይ ያሃስየና ኣሎ ኣይ ሂወት💔💔
2026-07-20 23:17:52
2
𝔢𝔞𝔤𝔩e 🖖🦁🦅🍻🍺 :
ayzo brada 💪💪 💪 🫡🫡🫡
2026-07-21 20:43:28
0
❥𝓑𝑙⃪𝑎𝗰⃥𝗸⃥ ᴥ𓅓 :
eti zhzn zefqre zamnen tray ygudae mukanu u❤️🩹
2026-07-21 18:53:18
0
𝑠𝑜𝑙𝑢 𝑔𝑎𝑙 ኣ𝑟ሴና𝑙7️⃣saka :
ፍቅሪ ግን🥺
2026-07-21 22:58:58
0
wetru fqri eya may heart :
ajoka bro
2026-07-21 10:22:49
0
fifi :
ferihe😢
2026-07-21 20:54:54
0
ነደይ እለ እየ ዝነብር ምባረይ ነደይ :
እህ ኣጆኻ🙏🥺🥺🥺
2026-07-20 22:12:15
1
ኣቢ የተዋህዶ ልጅ⛪️✝️ :
ኣዮካ ወድኖ😭🥺
2026-07-20 17:09:34
0
HWI12 :
ajoka
2026-07-21 07:11:07
0
ሰኒ 🫅N.H👌። ጋል ዓጋመ(ወልዋሎ💪💛🖤) :
ሎምስኮ ጠላምን ተጠላምን እኮ ምፍላይ ኣቢና🥺💔
2026-07-20 21:57:27
0
Mehari habesha kdan 0930126463 :
ajoka wdney dahan
2026-07-20 20:20:47
0
Jon..G,የስላሴ,ልጅ🙏👸 :
(R💔💔💔💔💔💔💔RRRRRRR)💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
2026-07-22 17:20:48
0
temu :
አይዞ ብሮ አታስብ ትመጣለች
2026-07-21 15:44:12
0
To see more videos from user @kiyaye014, please go to the Tikwm
homepage.