@eritrea.love72: 🇪🇷 ቢንያም ግርማይ ኣብ ናይ ሎሚ 15 መድረኽ ዙር ፈረንሳ 2026 ኣብ ቀጠልያ ማልያ ብ 361 ነጥቢ ኣብ 3ይ ደረጃ ይርከብ ። 🇪🇷ቢንያም ግርማይ ኣብ ቀጠልያ ማልያ ካብ ዝመርሕ ዘሎ🇩🇰ማድስ ፔደርሰን ብ 56 ነጥቢ ፍልልይ ብተወሳኺ ካብ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ዘሎ 🇧🇪ጃስፐር ፊሊፕሰን ብ 25 ነጥቢ ፍልልይ ኣብ 3ይ ደረጃ ብምኻን ንቀጠልያ ማልያ ንምዕዋት የቃምት ኣሎ ። 🔥 ኣብ መበል 15 መድረኽ ዝነበረት ናይ መንጎ ጸወታ ቅጽበታዊ ውድድር፡ 🇪🇷ቢንያም ግርማይ፡ ራብዓይ ብምእታዉ 14 ነጥቢ 🇧🇪ጃስፐር ፍሊፕሰንን 🇩🇰ማድስ ፐደርሰንን፡ ቀዳማይ ካልኣይ ብምእታዉ፡ 25ን 20ን ነጥቢ ናብ ሕሳቦም የእትዮም። 💚ድምር ነጥቢ ኣብ ቀጠልያ ማልያ 👇 1ይ 🇩🇰ማድስ ፔደርሰን 👉417 ነጥቢ 2ይ 🇧🇪ጃስፐር ፊሊፕሰን 👉386 ነጥቢ 3ይ 🇪🇷ቢንያም ግርማይ 👉361 ነጥቢ 💚 Green Jersey – Stage 15 👇 1.🇩🇰 Mads Pedersen – 417 pts 2.🇧🇪 Jasper Philipsen – 386 pts 3.🇪🇷 Biniam Girmay – 361 pts Vi#asmrsounds #a Top Ericycle sport ቶብ ኤሪ ሳይክል ስፖርት#eritrea

Red sea  Eri🌟🇪🇷
Red sea Eri🌟🇪🇷
Open In TikTok:
Region: CH
Monday 20 July 2026 01:55:54 GMT
28848
749
6
6

Music

Download

Comments

segareyyyy
ጋሻ ለይቲ :
Philipsen eko kab 5 eu nab 2 mexu bini gen bhaki tesfa akrxkani bayy
2026-07-21 17:34:21
1
b1y92
Y👑 :
Viva bini 🙏
2026-07-20 22:46:39
1
joatcr7
Ɓ,Cr7king🤴 :
👌👌👌
2026-07-20 19:18:26
1
weynigereye
weynigerey🇪🇷🇪🇷🇪🇷 :
❤️❤️❤️
2026-07-20 10:57:07
1
gene78916
Gene :
🥰🥰🥰
2026-07-20 20:35:35
1
To see more videos from user @eritrea.love72, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About