@kidanzelalem: ሰባት ብባህሪኦም ድኽመትካን ዝጎድኣካን ኣለልዮም ፡ በቲ ኣብ ህይወትካ ሓንሳብ ዝፍጸም ናይ ጉዕዞ ህይወት ጌጋታት ክሃርሙኻ'ዮም ዝፍትኑ። =================== ጌጋታት ኩሉ ግዜ ምስና እዩ። ካብ ጌጋ ነጻ ዝኾነ ሰብ የለን። እቲ ኣገዳሲ ነገር ጌጋኻ ብኸመይ ትእርሞ ፣ ምስጢርካ ብኸመይ ትሕዞ እዩ። ============== ገለ ጌጋታት ምስጢራዊ ክኸውን ስለዘለዎ፡ ምስጢርካ ኣብ ምሕላው ጽቡቕን ኣስተውዓልን ምዃን ኣገዳሲ እዩ። ሰባት መብዛሕትኡ ግዜ ዝገብርዎ ጌጋ፡ ካልኦት ሰባት "ምስጢሮም" ክሕዝሎም ምድላይ እዩ። ================== እዚ መሰረታዊ ጸገም ኣረኣእያ እዩ። ብርግጽ ሓድሓደ ግዜ ምስ እነፍቅሮም ሰባት ወይ መፍትሒ ኬምጽእ ይኽእል እዩ ኢልና እንሓስቦ ምስጢር ወይ ካልእ ጸገማት ነካፍል ኢና። ይኹን እምበር፡ ምስጢራትና ኪዕቀብ ዘለዎ ተኽእሎ ጸቢብ ምዃኑ ኣይንፈልጥን ኢና። ================ ስለዚ ድማ እዮም ሰባት በቲ ዝፈልጥዎ ምስጢር ክጎድኡና ዝጅምሩ። ስለዚ ኢና ባዕልና ሓለውቲ ምስጢርና ክንከውን ዝግበኣና። ================= ምስ ሰባት ኣብ ዘለና ርክብ፡ ዋላ እውን ዕርክነት ክንፈጥር ከለና፡ ብዛዕባ እንታይ ከም እንዛረብን እንታይ ከም ዘይንዛረብን ምፍላጥን ብሕታዊ ከይዲ ክህልወናን ኣገዳሲ እዩ። ================ ወናኒን ሓላዊን ምስጢርካ ንስኻ ኢኻ! ከብድኻ ዘይዓቖሮ ምስጢር ካልእ ሰብ ክዕቅቦ ኣይትጸበ!
ሰረት
Region: GB
Tuesday 21 July 2026 07:07:44 GMT
Music
Download
Comments
Hareg Ayele :
የስስስስስስስስ
2026-07-26 10:31:35
0
Hayat :
bheqi👌
2026-07-22 20:42:38
0
i hope one day is'''' :
right
2026-07-22 07:14:29
1
user6909143432201 :
እውነት ነው
2026-07-24 05:26:06
0
@kfley 2121 :
ብሓቂ💞
2026-07-21 11:30:48
0
Meesho Negasy :
ባሓቂ
2026-07-22 05:43:34
1
ተመስገን ኣምላከይ :
ብሓቒ🙏🥺
2026-07-22 03:29:42
1
💞 Robi @🌷❤️ :
ya💞💞
2026-07-22 06:48:07
2
start from touday :
smart🥰🥰🥰
2026-07-21 15:29:44
0
Tk man :
🥰🥰 you are right
2026-07-21 15:44:23
0
amit gery :
🙏🙏🙏🙏
2026-07-21 14:26:34
0
𝑚𝑒𝑟𝑎 :
baqe ney baqe 🙏🙏🙏🙏
2026-07-21 18:46:16
0
Horyy :
Right
2026-07-22 05:55:40
1
aman08 :
ብሓቂ
2026-07-22 18:06:50
0
Hadu 1234 :
ልክዕ እዩ ከሉ ሰብ ግን ሓደ አይኮነን::
2026-07-21 14:18:00
0
ንኹሉ ፀዋር ኹን :
you're right
2026-07-21 14:52:49
0
@shomi,🎧👉📞 :
ትኽክል
2026-07-23 13:24:42
0
user2560061715511 :
right
2026-07-21 22:23:19
1
rahwaangosomrahwa :
🙏🙏🙏
2026-07-22 13:40:37
1
ቡሩህ ተስፋ :
🥰🥰🥰
2026-07-22 14:57:12
1
shabay :
🥰🥰🥰
2026-07-21 20:19:34
1
wegih :
🥰🥰🥰
2026-07-21 09:21:42
1
Daniel Abera :
😎😎😎
2026-07-22 15:34:29
0
WEDI ALEM :
💕🤛👌
2026-07-21 14:03:34
0
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm
homepage.