@dropsviraiscortes: @Thiago Brava 🚗 QUAL É O MELHOR CARRO PARA O “DUBLÊ DE RICO”? — BMW 320i? Corolla? Para Thiago Brava, a resposta é outra. Segundo ele, o melhor carro para quem quer passar uma imagem de alto padrão sem gastar como um milionário é o T-Cross. Em tom de brincadeira, ele diz que o SUV entrega conforto, presença e um bom custo-benefício. Na mesma conversa, Brava ainda fez outra provocação. Segundo ele, em Goiânia, uma pessoa que ganha R$ 50 mil por mês consegue ser um verdadeiro “dublê de rico”. Dá para morar em um bom apartamento, dirigir um carro de alto padrão, sair para bons restaurantes e ainda ter dinheiro para aproveitar a vida. A história levanta um debate interessante. Muitas vezes, a percepção de riqueza está mais ligada ao estilo de vida do que ao patrimônio real. — 💭 Fica a reflexão: Você prefere parecer rico… Ou construir um patrimônio que realmente te torne rico? — #thiagobrava #tcross #thiagobravaclipfy #clipfyleague

Cortes de Podcast
Cortes de Podcast
Open In TikTok:
Region: BR
Wednesday 22 July 2026 01:34:40 GMT
3937
46
1
2

Music

Download

Comments

tiagosoaresk
tiago :
caralho 50k por mês dublê de rico 😅😅😅
2026-07-22 09:28:21
0
To see more videos from user @dropsviraiscortes, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ኣየናይ ኪዳን እዩ ትኽክል ኪዳን፧ ንምዃኑ ኪዳን እንታይ እዩ፧ ================================== እዚ ሕቶ እዚ ብዙሕ ግዜ ዝለዓልን፡ እተፈላለየ መልሲ ድማ ዝወሃቦን እዩ። ኣብዚ ሕቶ እዚ ሓባራዊ መልሲ እኳ እንተዘይሃለወ፡ እቲ ብብዝሒ ሰባት ዝሰማምዕሉ ግን፡ >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ብፍላይ ብወገን ደቂ ኣንስትዮ፡ "መርዓ ጌረ ቀለቤት ጥራይ ይእሰር እምበር፡ ካልእ ጸገም የብሉን" ብምባል፡ ኣብ ቀለቤት ዘለዎን ርእይቶ ኣዝዩ ዓሚቕ ምዃኑ የነጽራ። ውሑዳት ድማ፡ ብፍላይ ደቂ ተባዕትዮ፡ "ኪዳን ኣብ ልቢ እዩ፡ ስለዚ ልቢ ክጸንዕ ኣለዎ" ብምባል፡ ፍቕሪ ክቕድም ኣለዎ ናብ ዝብል ፍልስፍናዊ ሓሳብ ይርዕሙ። ================================== እዚ ዝተባህለ ኩሉ መሰረታዊ ምኽንያት ኣለዎ። እንተኾነ ግን፡ ንጹር ዝኾነ መረዳእታ መታን ክህልወና፡ እዚ ነገር ብግቡእ ክንርድኦ ኣገዳሲ እዩ። >>>>>ኪዳን ማለት ሓደ ነገር በይንኻ ዘይኮነ፡ ምስ ካልእ ሰብ ወይ ድማ ካብ ክልተ ንላዕሊ ኣብ ዘለውሉ እትኣትዎ መብጽዓዊ ቃል ወይ ውዕል እዩ። =================================== ሓደ ሰብ ንሓደ ሰብ ምስኡ ክነብር ምዃኑ ወይ ካብኡ ከምዘይፍለ ዝኣትዎ ልባዊ ውዕል እዩ። >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ "ምሳኻን ምስ ዘርእኻን ዝኣትዎ ኪዳነይ እዚ እዩ" ብምባል፡ ኣምላኽ ነቲ ምስ ኣብርሃም ዝኣተዎ ኪዳን ብቓላቱ ከረጋግጽ ንርእዮ።>>>ከምኡ'ውን ድሕሪ እቲ ዓለም ብማይ ኣይሂ ምጥፍኣ፡ ኣምላኽ፡ >>>"ድሕሪ ደጊም ንዓለም ብማይ ኣይሂ ከየጥፍኣ፡ እዚ ምልክት ኪዳነይ እዩ" ብምባል፡ ነቲ ንዓለም ዳግም ብኸምዚ ዓይነት ንዘይምጥፋእ ዝኣተዎ ናይ ቃል ውዕል፡ ብቓሉን ብምልክቱን ከረጋግጽ ንርእዮ። ================================== እዘን ክልተ ኣብነታት፡ ኪዳን እንታይ ከምዝመስል ዘርእያና ንጹራት ምሳሌታት እየን። ልክዕ ከምቲ ስሙ "ቃል ኪዳን" ዝብል፡ ቅድሚ ኩሉ ካብ ልብኻ ዝወጽእ ቃላዊ ውዕል ምዃኑ ምርዳእ የድሊ። ብርግጽ ድማ፡ ቅድሚ እቲ ምልክት ወይ ናይ ኪዳን ምልክት ዝኾነ ነገር፡ እቲ ቃል እዩ ክቕድም ዘለዎ። ሓደ ወዲ ንሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ብፍቕሪ ወይ ብፍቕራዊ ዝምድና ክቐርባ እንከሎ፡ እቶም መጀመርታ ዝኣትዎም "ውዕላት" ቃላት ልቡ እዮም። >>እታ ጓል ኣንስተይቲ ድማ በዞም ቃላት እዚኦም ተደሪኻ እያ ልባ ትህብ። ቀለቤት ብድሕሪኡ ዝመጽእ ምልክትን ወግዓዊ ጽንብልን እዩ። ================================== ስነስርዓት ቀለቤት ፡ ሰባት ኣኪብካ፡ ነቲ ናይ ክልተ ልብታት ኪዳን ወግዓውነት ተልብሰሉ፡ ንሰባት ድማ እቲ ዝኣተኻዮ ውዕል ትነግረሉ ወግዓዊ ምልክት እዩ። ስለዚ እዚ ክልቲኡ ፈላሊና ክንርዳእ ኣገዳሲ እዩ። ምኽንያቱ፡ ብዙሕ ግዜ ዝስማዕ ዘረባታት፡ ክልተ ሰባት ንነዊሕ ዓመታት ብፍቕሪ ይጎዓዙ ይነብሩ'ሞ፡ ድሕሪኡ ግን ይፈላለዩ። እታ ሽዑ ትለዓል ዘተረባ >>>> "ቃል ኪዳን እኮ ኣይኣሰርኩን ኔረ" ዝብል ዘረባ ኢዩ። ግን ብሓቂዶ ኪዳን ኣይኣሰረን ድዩ ኔሩ እዚ ሰብ፧ =================>=============== እቲ መልሲ፡ ኣሲሩ'ባ እዩ። ምኽንያቱ፡ እዞም ክልተ ፍቑራት ኣብ ቅድሚ ፈጣሪኦም፡ "ከይገድፈኪ፡ ከይገድፈካ፡ ከይንጠላለም፡ ንዘልኣለም ምሳኻ/ኺ እየ ዝነብር" ብምባል፡ ልባዊ ኪዳን ተኣታትዮም እዮም። ሓደ ኣብ ልዕሊ እቲ ሓደ እምነቶም ኣሕዲሮም፡ ነዊሕ ዝተጓዕዙን፡ ገለ ካብ ዕድሜታቶም ድማ ዘባኸኑን እዮም። >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> እቲ ሓቂ እዚ ክነሱ ግን፡ ኣብ መንጎኦም ዘይምርድዳእ ስለዝተፈጥረ፡ "ኪዳን ኣይነበረናን" ብምባል ካብ ሓላፍነት ምህዳም፡ ነቲ ክውንነት ክድምስሶ ኣይክእልን እዩ። ዘይምስምማዕ ክጋጥም ባህርያዊ እዩ። ዋላ በቲ መርዓ ዝበሃል ቀለቤት ጌርካ እኳ፡ ዘይምስምማዕ ክፍጠር ይኽእል እዩ። ስለዚ እዩ ድማ ኢና፡ "ቃል ኪዳን" ምስቲ ነቲ ሰብ ብመጀመርታ ዝኣተናዮ ቃል ዝምስረት ምዃኑ ምርዳእ ዘድልየና። >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ነዚ ድማ እዩ ሰብ ነቲ ዝብሎን እተዛረቦን ቃል ሓላፍነት ክወስደሉ ዘለዎ። ምኽንያቱ፡ ቃል ኪዳን ሓላፍነት ክውሰዶ ዘለዎ ልባዊ ቃል እምበር፡ ካብትን ናብዝን ተገዓዕዞ ንብረት ኣይኮነን። ሰባት ብመንጽር ባህሎም፡ ሃይማኖቶም፡ ወይ ውን ልምድታቶም፡ እተፈላለየ ኣካይዳን ድሌታትን ክህልዎም ይኽእል እዩ። ኩሉ ነገር ሓደ ዓይነት ክኸውን እውን ግድን ኣይኮነን። እንተኾነ ግን፡ ነገር ኩሉ ካብቲ ካብ ውሽጢ ዝወጽእ ቃል ዝጅምር ምዃኑ እንተተረዲእና፡ ዝያዳ ሓላፍነታውያን ክንከውን ይሕግዘና'ዩ። እዚ ግንዛቤ እዚ ብግቡእ ክህልወና ፡ ብዛዕባ ኪዳን ርጡብ መረዳእታ ክህልወና ኣገዳሲ እዩ። ብዛዕባ ኪዳን ዝህልወና መረዳእታ ጥዑይ እንተኽክይኑ ኢና ድማ ፡ ጥዑይ ሓዳር ኣብ ምህላው ክሕግዘና ዝኽእል። >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> እስከ ንስኻትኩም ድማ ርእይቶኹም ኣብ ቦታ ርእይቶ ጸሓፉ።" width="135" height="240">
ኣየናይ ኪዳን እዩ ትኽክል ኪዳን፧ ንምዃኑ ኪዳን እንታይ እዩ፧ ================================== እዚ ሕቶ እዚ ብዙሕ ግዜ ዝለዓልን፡ እተፈላለየ መልሲ ድማ ዝወሃቦን እዩ። ኣብዚ ሕቶ እዚ ሓባራዊ መልሲ እኳ እንተዘይሃለወ፡ እቲ ብብዝሒ ሰባት ዝሰማምዕሉ ግን፡ "ኪዳን ቀለቤት እዩ" ዝብል እዩ። >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ብፍላይ ብወገን ደቂ ኣንስትዮ፡ "መርዓ ጌረ ቀለቤት ጥራይ ይእሰር እምበር፡ ካልእ ጸገም የብሉን" ብምባል፡ ኣብ ቀለቤት ዘለዎን ርእይቶ ኣዝዩ ዓሚቕ ምዃኑ የነጽራ። ውሑዳት ድማ፡ ብፍላይ ደቂ ተባዕትዮ፡ "ኪዳን ኣብ ልቢ እዩ፡ ስለዚ ልቢ ክጸንዕ ኣለዎ" ብምባል፡ ፍቕሪ ክቕድም ኣለዎ ናብ ዝብል ፍልስፍናዊ ሓሳብ ይርዕሙ። ================================== እዚ ዝተባህለ ኩሉ መሰረታዊ ምኽንያት ኣለዎ። እንተኾነ ግን፡ ንጹር ዝኾነ መረዳእታ መታን ክህልወና፡ እዚ ነገር ብግቡእ ክንርድኦ ኣገዳሲ እዩ። >>>>>ኪዳን ማለት ሓደ ነገር በይንኻ ዘይኮነ፡ ምስ ካልእ ሰብ ወይ ድማ ካብ ክልተ ንላዕሊ ኣብ ዘለውሉ እትኣትዎ መብጽዓዊ ቃል ወይ ውዕል እዩ። =================================== ሓደ ሰብ ንሓደ ሰብ ምስኡ ክነብር ምዃኑ ወይ ካብኡ ከምዘይፍለ ዝኣትዎ ልባዊ ውዕል እዩ። >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ "ምሳኻን ምስ ዘርእኻን ዝኣትዎ ኪዳነይ እዚ እዩ" ብምባል፡ ኣምላኽ ነቲ ምስ ኣብርሃም ዝኣተዎ ኪዳን ብቓላቱ ከረጋግጽ ንርእዮ።>>>ከምኡ'ውን ድሕሪ እቲ ዓለም ብማይ ኣይሂ ምጥፍኣ፡ ኣምላኽ፡ >>>"ድሕሪ ደጊም ንዓለም ብማይ ኣይሂ ከየጥፍኣ፡ እዚ ምልክት ኪዳነይ እዩ" ብምባል፡ ነቲ ንዓለም ዳግም ብኸምዚ ዓይነት ንዘይምጥፋእ ዝኣተዎ ናይ ቃል ውዕል፡ ብቓሉን ብምልክቱን ከረጋግጽ ንርእዮ። ================================== እዘን ክልተ ኣብነታት፡ ኪዳን እንታይ ከምዝመስል ዘርእያና ንጹራት ምሳሌታት እየን። ልክዕ ከምቲ ስሙ "ቃል ኪዳን" ዝብል፡ ቅድሚ ኩሉ ካብ ልብኻ ዝወጽእ ቃላዊ ውዕል ምዃኑ ምርዳእ የድሊ። ብርግጽ ድማ፡ ቅድሚ እቲ ምልክት ወይ ናይ ኪዳን ምልክት ዝኾነ ነገር፡ እቲ ቃል እዩ ክቕድም ዘለዎ። ሓደ ወዲ ንሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ብፍቕሪ ወይ ብፍቕራዊ ዝምድና ክቐርባ እንከሎ፡ እቶም መጀመርታ ዝኣትዎም "ውዕላት" ቃላት ልቡ እዮም። >>እታ ጓል ኣንስተይቲ ድማ በዞም ቃላት እዚኦም ተደሪኻ እያ ልባ ትህብ። ቀለቤት ብድሕሪኡ ዝመጽእ ምልክትን ወግዓዊ ጽንብልን እዩ። ================================== ስነስርዓት ቀለቤት ፡ ሰባት ኣኪብካ፡ ነቲ ናይ ክልተ ልብታት ኪዳን ወግዓውነት ተልብሰሉ፡ ንሰባት ድማ እቲ ዝኣተኻዮ ውዕል ትነግረሉ ወግዓዊ ምልክት እዩ። ስለዚ እዚ ክልቲኡ ፈላሊና ክንርዳእ ኣገዳሲ እዩ። ምኽንያቱ፡ ብዙሕ ግዜ ዝስማዕ ዘረባታት፡ ክልተ ሰባት ንነዊሕ ዓመታት ብፍቕሪ ይጎዓዙ ይነብሩ'ሞ፡ ድሕሪኡ ግን ይፈላለዩ። እታ ሽዑ ትለዓል ዘተረባ >>>> "ቃል ኪዳን እኮ ኣይኣሰርኩን ኔረ" ዝብል ዘረባ ኢዩ። ግን ብሓቂዶ ኪዳን ኣይኣሰረን ድዩ ኔሩ እዚ ሰብ፧ =================>=============== እቲ መልሲ፡ ኣሲሩ'ባ እዩ። ምኽንያቱ፡ እዞም ክልተ ፍቑራት ኣብ ቅድሚ ፈጣሪኦም፡ "ከይገድፈኪ፡ ከይገድፈካ፡ ከይንጠላለም፡ ንዘልኣለም ምሳኻ/ኺ እየ ዝነብር" ብምባል፡ ልባዊ ኪዳን ተኣታትዮም እዮም። ሓደ ኣብ ልዕሊ እቲ ሓደ እምነቶም ኣሕዲሮም፡ ነዊሕ ዝተጓዕዙን፡ ገለ ካብ ዕድሜታቶም ድማ ዘባኸኑን እዮም። >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> እቲ ሓቂ እዚ ክነሱ ግን፡ ኣብ መንጎኦም ዘይምርድዳእ ስለዝተፈጥረ፡ "ኪዳን ኣይነበረናን" ብምባል ካብ ሓላፍነት ምህዳም፡ ነቲ ክውንነት ክድምስሶ ኣይክእልን እዩ። ዘይምስምማዕ ክጋጥም ባህርያዊ እዩ። ዋላ በቲ መርዓ ዝበሃል ቀለቤት ጌርካ እኳ፡ ዘይምስምማዕ ክፍጠር ይኽእል እዩ። ስለዚ እዩ ድማ ኢና፡ "ቃል ኪዳን" ምስቲ ነቲ ሰብ ብመጀመርታ ዝኣተናዮ ቃል ዝምስረት ምዃኑ ምርዳእ ዘድልየና። >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ነዚ ድማ እዩ ሰብ ነቲ ዝብሎን እተዛረቦን ቃል ሓላፍነት ክወስደሉ ዘለዎ። ምኽንያቱ፡ ቃል ኪዳን ሓላፍነት ክውሰዶ ዘለዎ ልባዊ ቃል እምበር፡ ካብትን ናብዝን ተገዓዕዞ ንብረት ኣይኮነን። ሰባት ብመንጽር ባህሎም፡ ሃይማኖቶም፡ ወይ ውን ልምድታቶም፡ እተፈላለየ ኣካይዳን ድሌታትን ክህልዎም ይኽእል እዩ። ኩሉ ነገር ሓደ ዓይነት ክኸውን እውን ግድን ኣይኮነን። እንተኾነ ግን፡ ነገር ኩሉ ካብቲ ካብ ውሽጢ ዝወጽእ ቃል ዝጅምር ምዃኑ እንተተረዲእና፡ ዝያዳ ሓላፍነታውያን ክንከውን ይሕግዘና'ዩ። እዚ ግንዛቤ እዚ ብግቡእ ክህልወና ፡ ብዛዕባ ኪዳን ርጡብ መረዳእታ ክህልወና ኣገዳሲ እዩ። ብዛዕባ ኪዳን ዝህልወና መረዳእታ ጥዑይ እንተኽክይኑ ኢና ድማ ፡ ጥዑይ ሓዳር ኣብ ምህላው ክሕግዘና ዝኽእል። >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> እስከ ንስኻትኩም ድማ ርእይቶኹም ኣብ ቦታ ርእይቶ ጸሓፉ።

About