@kidanzelalem: ድላይና ብዙሕ እዩ፣ ግን እቲ ዘድልየና ውሑድ እዩ። ነዓና ዝጠቅመና ከኣ እቲ ዘድልየና ጥራይ እዩ። ነዚ እዩ ከኣ፣ "ንኹሉ ኣብ ግዜኡ ጽቡቕ ገበሮ" ዝብለና። ቅድሚ እቲ ምዱብ ግዜኡ ዝኾውነ ነገር፣ እንኸፍለሉ ዋጋ ስለዘይብሉ፣ ኣገዳስነቱ ኣይርድኣናን እዩ። ================================== ተጸቢና፣ ኣብ ግዜኡ ኣብቲ ዘድልየና እንተረኺብናዮ ግን፣ ነቲ ዝሓለፈ ድኻምናን ሃንቀውታናን ኣብ ግምት ስለነእትዎ፣ ግቡእ ክብሪ ኢና እንህቦ። ነዚ እዩ ከኣ፣ ኩሉ ኣብ ግዜኡ ክኾውን እንከሎ ጽቡቕ ዝኸውን። ኩሉ እቲ ትጽበዮ ኣብ ግዜኡ ክኾውን፣ ነቲ ትደልዮ ድማ ብጻዕርኻ ከም እትጭብጦ ጥርጥር የለን። ጉዕዞኻ ጥራይ ቀጽል። #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha

ሰረት
ሰረት
Open In TikTok:
Region: GB
Wednesday 22 July 2026 11:35:38 GMT
7423
303
6
34

Music

Download

Comments

senu.senu000
Senu Senu :
you are right ✅️
2026-08-04 09:19:34
1
.love0521
God is always with me 🥰💙 :
right ✅️👌💯
2026-07-24 09:27:55
0
user9501651695970
ኣንድ ቀን :
ናይ ብሓቂ
2026-07-25 07:08:35
1
user5902593435666
ፈቃር እዩ ልበይ :
❤️❤️❤️
2026-07-25 10:48:54
1
golfiqrejirry
ቃል ያድናል ቃልይስብራል ላትኖሩለትእለው እትበሉ :
🥰🥰🥰
2026-07-22 13:37:33
3
saymonchmen
saymonchmen :
🥰🥰
2026-07-29 10:33:22
1
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About