Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@omulongo_wendera_ebirii: #creatorsearchinsights #omulongowendera #fypシ゚viral🖤tiktok☆♡🦋myvideo
OMULONGO OWENDERA EBIRI
Open In TikTok:
Region: UG
Thursday 23 July 2026 11:37:49 GMT
9882
518
7
160
Music
Download
No Watermark .mp4 (
4.36MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
4.36MB
)
Watermark .mp4 (
10.69MB
)
Music .mp3
Comments
user98510723924 :
wewawooo
2026-07-26 01:50:40
0
Christine N :
mulongo thanks for the videos only
2026-07-24 13:49:28
0
Don❤️Ritah :
Mulongo gwe asinga
2026-07-27 12:53:32
0
K Rytes venom :
nze mulongo obwavu bunuma
2026-07-23 11:48:19
0
Christine N :
onyambye mukwano
2026-07-24 13:50:36
0
user4463987770937 :
🥰🥰🥰
2026-07-23 11:46:46
0
lvani :
😂
2026-07-25 18:58:48
0
To see more videos from user @omulongo_wendera_ebirii, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
گیان ڕەزاق😍#xaylani #هەرکی #surchi #ڕەزاق_هەرکی #foryou
Kick just had its biggest month of 2026 📈 #TikFinity #livenews
WhatsApp YAZILIN ✅✍🏻🇦🇿🇦🇿 #nihatstylıst #keşfet #kəşfetazərbaycan #fypシ゚viral #İtalyanka
>>>>>>>>>>>>>>>>>> ሕጂ ውን ፈተና ዮሴፍ ከም ብሓድሽ መልክዑ ቀይሩ መጸ። ዮሴፍ ኣዝዩ ምልኩዕን ንምርኣዩ ዘብህግን መንእሰይ ብምንባሩ፣ ሰበይቲ ፎርኦን ዓይኒ ከተውድቐሉ ግዜ ኣይወሰደላን። ኣዝያ ድማ ብስምዒታዊ ባህጊ ተመነየቶ። ተመንያ እውን ሱቕ ኣይበለትን፣ ምስኣ ክድቅስ ድማ ትሓባብሎ ጀመረት። ዮሴፍ ግን ንጎይታኡ እሙን፣ ንኣምላኹ ድማ እሙን ብምዃን፣ ነቲ ዝቐረበሉ ፈተና ከምዘይቕበሎ ኣግሃደላ። ድሌታ ከማልእ ከምዘይክእል ምስ ተረድአት ድማ፣ "እዚ ኣገልጋሊ ክዕምጸኒ መጺኡ፣ እነሆ ውን ጫፍ ክዳኑ ሒዘዮ" ብምባል፣ ሰበይቲ ፎርኦን ኣብ ልዕሊ ዮሴፍ ከቢድ ክሲ ኣውረደት። በዚ ድማ ዮሴፍ ናብ እሱርቤት ወረደ። ብዘይገበሮ ገበን ድማ ተሓየረ። ሕልናኡ ግን ቅሱን ነበረ። ================= እንተኾነ፣ ስደትን እሱርቤትን ናይ ዮሴፍ መወዳእታ ኣይነበረን። እዞም ኩነታት እዚኦም ናይ ሓደ ዝዓበየ ዓወትን ጸጋን መንገዲ ክኾኑ ጀመሩ። ፈጣሪ ንዮሴፍ መልክዕ ጥራይ ዘይኮነ፣ ሕልምታት ናይ ምፍታሕ ዘኽእሎ ብቕዓት ውን ሂብዎ ነበረ'ሞ። ================== ኣብቲ ግዜ እቲ፣ ፎርኦን ከቢድ ሕልሚ ምስ ረኸበ፣ ዮሴፍ ጥራይ ክፈትሖ ብምኽኣሉ፣ እታ ህሞት እቲኣ እታ ናይ መጀመርያ ናይ ዓወታቱ ብስራት ኮነት። =================== ዮሴፍ ካብ እሱርቤት ተፈቲሑ፣ ቀንዲ ኣማኻሪ ፎርኦንን የማናይ ኢድ ናይ ምዃንን ዕድል ረኸበ። ብደረጃ ድማ ብድሕሪ ንጉስ ዝስራዕ ዝለዓለ ሓላፍነት ዘለዎ በዓል ስልጣን ኮነ። ኩሉ ሓላፍነት ድማ ዮሴፍ ከመሓድሮ ተገብረ። ================ ርኢኻ፣ ኣጀማምራኻ ሕማቕ ክኸውን ይኽእል። ከበድትን ብዙሓትን ፈተናታት ድማ ክገጥሙኻ ይኽእሉ። ================ እንተኾነ ግን፣ መስመርካ ሒዝካ፣ ጻዕርኻ እንተቐጺልካ፣ ምረትካ ናብ ሰሓቕ፣ ጻዕርኻ ድማ ናብ ዓወት ዘይቅየረሉ ምኽንያት የለን። " width="135" height="240">
ዮሴፍ ሓደ ካብቶም 12 ነገድ ደቂ ያዕቆብ ዝበሃሉ፣ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ሰፊሮም ካብ እንረኽቦም ነገዳት እስራኤል ዝመጹሎም እዩ። ንሱ ካብ ራሄል ዝተወልደ ወዲ ያዕቆብ እዩ። ================= ያዕቆብ ንራሄል ኣመና የፍቅራ ብምንባሩ፣ ነቲ ካብኣ እተወልደ ዮሴፍ ብፍሉይ እንብካቤ ይኣልዮ ነበረ። ፍሉይ ክዳን ድማ ይኸድኖ ነበረ። እንተኾነ እዚ ፍሉይ ኣተሓሕዛ ናይ ዮሴፍ፣ ነቶም ካብ ልያ ዝውለዱ ኣሕዋቱ ጽቡቕ ስምዒት ኣየሕደረሎምን። ክቐንኡሉን ክተናኾልሉን ድማ ገበሮም። ================== ከምውጽኢቱ ድማ፣ ሓደ ግዜ ዮሴፍ ናብቲ ኣሕዋቱ ዝነበርዎ ሞሮር ናይ መጓሴ ስፍራ ምስ ከደ፣ ኣሕዋቱ ንዮሴፍ ካብ ርሑቕ ክመጽእ ከሎ ረኣይዎ። "እዚ ሓላሚ ይመጽእ ኣሎ፣ ንዑ ምስ መጽአ ንቕተሎ" ብምባል ድማ ክማኸሩ ጀመሩ። ዮሴፍ ግን፣ ኣሕዋቱ እኳ ይጽልእዎ እንተነበሩ፣ ንሱ ግን ይፈትዎም ብምንባሩ፣ ብጉያ ናብ ኣሕዋቱ እዩ መጺኡ። ኣሕዋቱ ግና ብቐጥታ ምስ መጸ፣ ኣብ ዒላ ኣእትዮም ክቐትልዎን ክደፍንዎን ብምሕሳብ፣ ናብቲ ርሕቐት ዘለዎ ዒላ ደርበይዎ። እንተኾነ ኣብ መንጎ፣ ሓደ ካብኣቶም እቲ ይሁዳ ዝበሃል፣ "ኣቱም ኣሕዋት፣ ቀቲልናዮ ደም ሓዉና ኣባና ካብ እንገብር፣ ንዑ ናብ ግብጻውያን ንሽጦ" ዝብል ሓሳብ ኣቕረበ። በዚ ድማ ናይ ምቕታል ሓሳብ ተወጊዱ፣ ናብ ግብጻውያን ሸጥዎ። ================== በዚ ድማ ንያዕቆብ ወዱ ዮሴፍ ብኣራዊት ሞሮር ከም እተበልዐ ብምርኣይ፣ ወዱ ከምዝሞተ ኣእመንዎ። ብኸምዚ ያዕቆብ ኣብ ከቢድ ሓዘን ወደቐ፣ በዚ ሓዘን እዚ ድማ ኣዝዩ ተጎድአ። ================ ዮሴፍ ድማ ምስ ግብጻውያን ነጋዶ ናብ ግብጺ ኣተወ። ብመገዲ እቶም ነጋዶ ድማ ናብ ቤት ፎርኦን ተሸጠ፣ ኣብኡ ከም ኣገልጋሊ ኮይኑ ይሰርሕ ነበረ። >>>>>>>>>>>>>>>>>>> ሕጂ ውን ፈተና ዮሴፍ ከም ብሓድሽ መልክዑ ቀይሩ መጸ። ዮሴፍ ኣዝዩ ምልኩዕን ንምርኣዩ ዘብህግን መንእሰይ ብምንባሩ፣ ሰበይቲ ፎርኦን ዓይኒ ከተውድቐሉ ግዜ ኣይወሰደላን። ኣዝያ ድማ ብስምዒታዊ ባህጊ ተመነየቶ። ተመንያ እውን ሱቕ ኣይበለትን፣ ምስኣ ክድቅስ ድማ ትሓባብሎ ጀመረት። ዮሴፍ ግን ንጎይታኡ እሙን፣ ንኣምላኹ ድማ እሙን ብምዃን፣ ነቲ ዝቐረበሉ ፈተና ከምዘይቕበሎ ኣግሃደላ። ድሌታ ከማልእ ከምዘይክእል ምስ ተረድአት ድማ፣ "እዚ ኣገልጋሊ ክዕምጸኒ መጺኡ፣ እነሆ ውን ጫፍ ክዳኑ ሒዘዮ" ብምባል፣ ሰበይቲ ፎርኦን ኣብ ልዕሊ ዮሴፍ ከቢድ ክሲ ኣውረደት። በዚ ድማ ዮሴፍ ናብ እሱርቤት ወረደ። ብዘይገበሮ ገበን ድማ ተሓየረ። ሕልናኡ ግን ቅሱን ነበረ። ================= እንተኾነ፣ ስደትን እሱርቤትን ናይ ዮሴፍ መወዳእታ ኣይነበረን። እዞም ኩነታት እዚኦም ናይ ሓደ ዝዓበየ ዓወትን ጸጋን መንገዲ ክኾኑ ጀመሩ። ፈጣሪ ንዮሴፍ መልክዕ ጥራይ ዘይኮነ፣ ሕልምታት ናይ ምፍታሕ ዘኽእሎ ብቕዓት ውን ሂብዎ ነበረ'ሞ። ================== ኣብቲ ግዜ እቲ፣ ፎርኦን ከቢድ ሕልሚ ምስ ረኸበ፣ ዮሴፍ ጥራይ ክፈትሖ ብምኽኣሉ፣ እታ ህሞት እቲኣ እታ ናይ መጀመርያ ናይ ዓወታቱ ብስራት ኮነት። =================== ዮሴፍ ካብ እሱርቤት ተፈቲሑ፣ ቀንዲ ኣማኻሪ ፎርኦንን የማናይ ኢድ ናይ ምዃንን ዕድል ረኸበ። ብደረጃ ድማ ብድሕሪ ንጉስ ዝስራዕ ዝለዓለ ሓላፍነት ዘለዎ በዓል ስልጣን ኮነ። ኩሉ ሓላፍነት ድማ ዮሴፍ ከመሓድሮ ተገብረ። ================ ርኢኻ፣ ኣጀማምራኻ ሕማቕ ክኸውን ይኽእል። ከበድትን ብዙሓትን ፈተናታት ድማ ክገጥሙኻ ይኽእሉ። ================ እንተኾነ ግን፣ መስመርካ ሒዝካ፣ ጻዕርኻ እንተቐጺልካ፣ ምረትካ ናብ ሰሓቕ፣ ጻዕርኻ ድማ ናብ ዓወት ዘይቅየረሉ ምኽንያት የለን።
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy