@samirh.rawan:

ፀዋር ኩን ልበይ💔 99💛🖤🙏
ፀዋር ኩን ልበይ💔 99💛🖤🙏
Open In TikTok:
Region: SA
Saturday 25 July 2026 09:11:49 GMT
39964
1618
415
442

Music

Download

Comments

halafikasye
halafikasye :
ንዓኺ ዉን ማርያም ትሓግዝኪ ፈጣር ብጥበቡ ይሓልኺ ንኹልኽን ኣሕዋተይ ክብለክን ዝደሊ ግን ስደት ክንደይ ሕማቅ ኣሎ ተጋንፎ ሎ ስለ ዝኾነ ካብዝኣ ተማህርኽን ብዝኽኣልኽንኦ ጥንቃቀ መርፍእ ምጥቃም ናይ ግድን እዩ ብዝኾነ መድሃን ኣለም ይሓልዉኽን 🙏💕
2026-07-25 20:41:26
24
fwdf.xae
Fwdf Xae :
አይይይይይ🤲🤲🤲🙏🙏🙏ኣጆካ🤲🤲🤲🤲
2026-07-25 14:15:23
8
yetij.tanashi
geni Rayeteyti :
በህይወቴ ምፈራው ነገር ብኖር እሄ ነው አምላኬ ሆይ አደራህን🥺🥺🥺🥺
2026-07-25 16:23:56
21
user1614002453462
ሰብ እመን ግን ንመን :
ክደፍዶ ኣብ ነብሰከ ውዒሎሰ ክነንበቦ ከለና ከማን ከቢዱና ኣየ ጓልነይ ባዓላ ታድንግል ማርያ ካብዚ ኒሀክሉ ጭንቀትን መከራን ተውፅእኪ ዝሓፍተይ ኦ ኣምላከ ካብ ፈተናታት ሓልወና ባዓልካ🙏🙏🙏 ኣየ ሰደት ድካምናን ካሊእ ጭንቀትናን ከይኣክለናሰ ተወሳኪ ጭንቀት😢😭🙏🙏
2026-07-25 22:37:09
5
um.netsu.queen
um netsu Queen👸🌸🦋 :
እፍፍ ኣይ ስደት😥ኣጆኪ ዝሓፍተይ ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን🙏🥺
2026-07-25 21:42:07
3
asqual.gereziher
Asqual Gereziher :
ዋይ ጓልዶ ትስደት😭😭😭😭ኣዞኺ ዛሓፍተይ ነቲ ኣብልብኺ ዘሎጭንቀትኪ እመብርሃን ትሓግዝኪ😭😭😭😭
2026-08-30 04:21:44
2
meronhaylekirosls
መዲ ጓል ተምቤን :
💔💔💔💔💔💔💔እፎ
2026-07-25 22:32:53
0
hrmet10
Hope🌟🔥 :
ውይ ኣምላኽ ኣቦይ ካብ ክፉእ ካብ ዝፈርሆ ነገር ሓልወኒ ተኸላኸለለይ በጃኻ ኢለካ አምላኸይ ስደተይ ሕጽረለይ😢😢🙏🙏
2026-07-25 11:42:56
5
user4779438612684
Zizu🦋🇻🇳💝 :
ኪዳናምህረት ምሳኪ ትኩን ስደት ግን ኣሕሕሕሕሕ💔💔💔😥😥😭
2026-08-24 11:04:19
1
userqswdpjcbqr
ብሬ)ከኣሊት ኩሉ💚🦋 :
ፈጣሪ ኣቦይ ካብ ፈተና እዚ ሰውርና 🥺ጓል ትርክቦ ኣጆኪ ዛሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኪ ይኩን 👏🥺
2026-07-25 16:33:01
3
user2165635134068
121416 :
2026-07-25 18:46:42
1
wedinigus585
ወዲ ንጉስ :
ዋይ አሕዋተይ ወላድት አምላክ ምሳአኽ ትኹን 😥😥😥😥
2026-07-25 17:33:50
2
user7113325345673
𝐥𝐢𝐥𝐢💫 :
እፍፍፍፍ ጋል ትረክቦ ኣጀኪ ዝሓፍተይ🙏🙏😥😥😥😥 ፈጣሪ ኣባይ ሓደራካ ካብዚ ማሕረና 🙏🙏😥😥😥
2026-08-23 03:29:15
1
wezamwezam8
ወዛም ወዛም :
ደንግል ባዕላ ትሓግዝ ጋልነይ 🤲🤲🤲🙏🙏🙏 ኣምላክ ኣቦይ ጋብዚ የዉፀአና
2026-08-01 16:18:30
1
user3515463369676
king :
ዋይ ዝሓፍተይ ማዓረይ ታማ ክግበር ኾይኑ ዓድ ጎና ከምኡ እዩ ግን ፈጣር ጎይታ ዓለም ምሳኽ ይኹን🙏🙏🙏✞✟✝
2026-07-25 18:49:54
1
user6513722153996
ኣደይ እያ ዓለመይ :
ኣየ ስደት ግን ኣጆኪ ዛሓፍተይ ፈጣሪ ምሳኪ ይኹን🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-07-26 05:42:09
1
user1505046994867
Maku Maku :
ኣጆኺ ዝሓፍተይ ፈጣሪ ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን👏👏👏😭
2026-07-25 18:40:16
2
wedi.alemu.wedi.a
Wedi Alemu Wedi Alemu :
ድንግል ማርያም ትሓግዝኪ ሓፍተይ ናተይ ዘየጋጥም ነገር የለይ ካልኦት ኣሕዋት እውን ልኾነ ችግር ክበፅሐክን ከሎ ምስ ሰብ ምኸራ ኢኽን ምክንያቱ ኣብ ውሽጥክን ሒዝክን ሱቅ እንተልክን ፀኒሑ ጎዳኢኽን ስለዝኾነ እና ኣጆኺ ክብርቲ🙏🙏
2026-08-01 23:34:31
1
kuhlo.mehari
Kuhlo Mehari :
2026-07-25 16:41:23
1
user1298135636828
👸ለምለም🎀💞 :
ማርያመይ ልብኪይ ካብ ጭቀት ሓሳብ ተዉፅእኪይ 😭😥😥 ጥዕናኪይ ዳሕና እካዕ ኮንኪይ ዉለድዮ ማዓረይ
2026-07-25 18:23:22
5
arisu.galtigray
Arisu galtigray :
እዉይ ሓፍተይ ወላዲት ኣምላክ ምሳኪ ትኩን😢
2026-07-25 10:26:12
3
asi.mare8
ASE mare @user 2855326252908 :
ዋይ ሓፍተይ ወላዲት ኣምላክ ምሳኪ ይኩን
2026-07-25 09:50:12
2
kiya75313
Kiyaå :
ቅድስቲ ኣርሴማ ሆይ በጃኪ ንዝተጨነቁ ፍጥርኪ ኣለኩ በልዮም ኡፍፍፍፍፍ
2026-07-28 18:43:09
2
user1333717255307
ሄሩ የፈረስማይ ልጅ 🌿💚🙏 :
ኣጆኪ ዝሓፍተይ ድንግል ማርያም ምሳኪ ትኩን ስደት ግን እፍ 🥺😔🙏
2026-07-25 16:24:18
1
user9560265348576
➵ተስፋ ፅባሕ💥💙 :
አይ ናይ ጓል ፈተና አጆኪ ዝሓፍተይ እመ አምላክ ምሳኪ ትኩን🙏🥺
2026-07-25 16:14:40
1
To see more videos from user @samirh.rawan, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About