@pishonmedia: ብዛዕባ ዛ ፊልም ዶ ገለ ክንብል ፡ ብ ኣማኑኤል ተኽለ ተደሪሳ ዝታኣለይት ፊልም ኤማሁስ ክሳብ ዛ ሳዓት እዚኣ 24 ሳዓት ኣይመለእትን ዘላ ክሳብ ከባቢ 40,000 ተዓዘብቲ ድማ ሪኦማ ኣለው። ፊልም ኤማሆስ ካብዛ ዘለው ናይ ሕጂ ፊልምታትና ፍልይ ብዝበለ ብናይ መንፈሳዊ መልክዕ ሒዛ ዝቀረበት ፊልም ኢያ ። ጀሚራ ክሳብ ትውድእ ብምግራምን ብተመስጦን ሓደ ድሕሪ ሓደ እንታይ የጋጥም እነበልካ ብሃንቀውታ ትወዳኣ ፊልም ኢያ ናይ ። መጅመርታ ካብ ዛንታ ጀሚርካ ኣታኣላልያ መረጻ ተዋሳእቲ ምስ ራኣኻያ ግዜ ዝፈሰሶ ዛንታን ኣታኣላልያን ሙዃኑ ይርዳኣኻ ። ካሜራ ማን ውን ብጣዕሚ ክድንቅ ዝግቦኦ ስእልታት ኣቅሪቡዩ ኣብ መፈጸመታ ንኩሉ ኤዲትን ምስ ሕብሪ ብምውህሃድ ነዛ ስራሕ ዘጻፈፈ ክምስገን ዝግቦኦ ኢዩ ። ካብዛ ፊልም እንታይ ኢና ክንምሃር ፣ ካብዛ ፊልም መንፈሳዊ ሂወትን ኣብ ሂወትካ ካብ ኣምላክ ብምርሓቅካ ጥራይ ማዓረ ክንደይ ፈተናታትን መከራን ይገጥሙካ ባኣንጻሩ ናብ ኣምላኻ ተተጸጊዕካ ድማ ወላ እቲ ከቢድ ትብሎ ነገር ከም ፍቃድ ኣምላኽ ከም ዝፍታሕን ኩሉ ከም ዝዕረን ትምህረና ። ኣብ መወዳእታ ክብሎ ዝደሊ ድማ ከምዚ ዛኣመሰለ ፊልምታት ኣብ ዩትዩብ ብናጻ ክረአ የብሉን ምኽንያቱ ከምዚ መመሊሶም ብዝበለጸ ስራሕ ምእንታን ክመጹና ዝግቦኦም ክረክቡ ኣለዎም ዝብል ሓሳብ እኳ እንተመጸለይ ድሒሩ ግና መንፈሳዊት ፊልም ብሙዃና ማንም ሰብ ብዘይገንዘብ ክሪኣን ክምሃረላን ኣለዎ ብዝብል ቀይረዮ ። ንኩሉ ሰብ ድማ ክሪኣን ክምሃረልና ዕድመ የቅርብ ! PISHON MEDIA 25/07/2026 @Amaniel Tekle7
PSIHON♥︎MEDIA
Region: AE
Saturday 25 July 2026 09:35:09 GMT
Music
Download
Comments
fiyoia :
ohhhh betamiii top notch zrkunit movieee eyiiaa 🥰🥰🥰🥰
2026-07-25 15:08:12
2
Fifiiiii :
The best movie of the year! Keep going, guys! 🎬👏🥰🥰🥰🥰🥰
2026-07-25 19:33:16
2
Amaniel Tekle7 :
ስለ ተገዳስነትካ እግዚኣብሄር የክብረልና። 🥰🥰🥰
2026-07-25 10:20:24
52
Luwam Haile :
Ema hawey bmejemerta Egzabiher ymesgen. nezi abi tmhrti hazel srah nktserh aemroka zkefetelka sesnulna eski megedi hiwet zethzena. abzi kfue gzie tesfa zesnq srah eya eza film so thanks hawey natey ms kulom tesatefti abzi srah edmen tena yhabkom amlak🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-07-25 18:16:11
1
Dotan :
b smka kria eye
2026-07-25 22:50:49
0
Didu :
Mara xbqti and mewedaeta ka 🥰🥰🥰
2026-07-25 16:17:11
1
ልቢ❤❤❤❤ :
ብስምካ ክሪኣ ኢየ ናይ ቀዳመ ሰንበት ካ ትኮነለይ
2026-07-25 15:28:37
3
Mierchi :
ንዓኻ ኣሚነ ክሪኣ እየ
2026-07-25 16:11:41
3
ሕልና ናይ ውሽጢ ሕጊ እዩ :
ሐጂ ክከታተላ ጸኒሐ ናይ ኣዲስ ፊልም ካብ ዝገድፎ ነዊሕ እዩ እዛ ፊልም ገን ተመሲጠ ወዲኤያ 👌👌
2026-07-25 14:54:54
4
rimey :
btaemi xbkti mharitn nay alem turgum kemzeybulu tmhr filim. gn ab mowedaeta abona nay bhatat. bzumut zmexe genzeb kqbelu ayneberomn abta filim gn ms yqreteu 🙏🙏🙏
2026-07-25 19:36:40
1
love u rimey🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷 :
ane jemire endye ferihe gedifeya bel nsmka xbah kreya eye etom xelemti kdan ztekedenu ms reakuwom ferihe kemutat film ayfetun eye
2026-07-25 20:02:02
0
Haben Kahsay :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-07-25 15:49:12
1
smki_yu_mezmurey_maryamey❤ :
🥰🥰🥰
2026-07-25 15:38:44
2
sabi :
🥰🥰🥰🥰
2026-07-25 14:45:03
1
@... hermiteyyy12 :
❤️❤️❤️
2026-07-25 14:37:47
1
ŁØVƐ ĽÕVƏ👸+🤴💖 :
🥰🥰🥰
2026-07-25 16:05:55
1
titi :
🙏🙏🙏🙏
2026-07-25 16:06:04
1
Meron Debesay :
🥰🥰🥰🥰
2026-07-25 14:38:44
1
chichiii :
🥰🥰
2026-07-25 21:12:16
1
ሓዊ ኤማ🥰 :
🥰🥰🥰
2026-07-25 10:28:02
0
ፍቅሪ ኢዩ እምነተይ :
🙏🙏🙏
2026-07-25 22:23:08
0
BYD@143 :
🥰🥰🥰
2026-07-25 22:49:29
0
To see more videos from user @pishonmedia, please go to the Tikwm
homepage.