@n.k_brand3: 🤟🔥🦅#foryoupage #foryou @𝙎𝙒𝙀𝙀𝙏 @@ Shakir lucky @𓆩☠︎︎𓆪 𝐅𝐞𝐚𝐫𝐥𝐞𝐬𝐬 𓆩🖤 @Rashid Khattak @BK_Brand.33💸 @🔥✈️★RK⧽ᗷRÅNᗪ࿐🦅🔥 @✈️ ĀK BŘĀÑD 🦅 @adilnawazgurguritiktok.c @★彡 𝙀 𝙉 𝙀 𝙍 𝙂 𝙔 彡★

⚜️𝑵𝒌_𝑩𝒓𝒂𝒏𝒅🥷👑
⚜️𝑵𝒌_𝑩𝒓𝒂𝒏𝒅🥷👑
Open In TikTok:
Region: PK
Saturday 25 July 2026 15:55:46 GMT
696
141
63
23

Music

Download

Comments

kashif037664
『Aʟᴏɴᴇ』Bᴏʏ💔👀 :
FOR YOU KY YI✌️♥️
2026-07-25 18:23:40
1
saif.khan.98
SAIF❣️KHAN☝️ :
Jarrr ❣️❣️❣️
2026-07-25 16:27:01
1
abubakarkhattak13
𝙎𝙒𝙀𝙀𝙏 :
👊🔥
2026-07-25 15:57:21
1
shakirlucky20
@ Shakir lucky :
🌺🌺🌺
2026-07-25 16:02:40
1
saberjamee251
🧑‍⚕️SABIR MD🧑‍⚕️ :
💕💕💕
2026-07-25 19:15:49
1
sabirkhattak76
Sabir Khattak :
🥰🥰🥰
2026-07-25 21:36:50
1
kashif037664
『Aʟᴏɴᴇ』Bᴏʏ💔👀 :
✌️♥️♥️
2026-07-25 18:03:20
1
3dsafdar3
3D🚩 :
❤️❤️❤️
2026-07-26 12:42:10
1
jigree61
. :
🥰🥰🥰
2026-07-26 13:00:36
1
zain.khan.55774
🤜T O O R🤛 :
💔💔💔
2026-07-27 21:35:54
1
ufcuc.if.cubxuhzu
ufcuc if cubxuhzugjgy c zh :
🥰🥰🥰
2026-07-26 03:10:13
1
shahidguli063
shahid ktk :
🥰🥰🥰
2026-07-26 11:15:14
1
toor_lala1
⚜️ :
♥️♥️♥️
2026-07-26 01:08:03
1
shahidguli063
shahid ktk :
💖💖💖
2026-07-26 11:15:10
1
gurguri373
King 👑👑👑 :
🥰🥰🥰
2026-07-26 05:58:22
1
jamshidkhan5450
ارمانی 💔 :
✌✌✌
2026-07-26 06:02:13
1
gurguri373
King 👑👑👑 :
💖💖💖
2026-07-26 05:58:19
1
ziddyboy275
R❤️‍🩹A,🫢MALING💕 :
✌✌✌
2026-07-26 01:31:17
1
zain.khan3529
ZAIN خان :
❣️❣️❣️
2026-07-26 11:44:12
1
noorsadiq58
noor sadiq :
♥️👈
2026-07-26 09:37:28
1
amjidmalik1460
𝒜𝑀𝒥𝒪𝒪🇪🇺 :
❣️❣️❣️
2026-07-26 05:48:27
1
abubakarkhattak13
𝙎𝙒𝙀𝙀𝙏 :
💞💞💞
2026-07-25 15:57:10
1
To see more videos from user @n.k_brand3, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

በጊዕ ኣውደኣመት ተሸኪሙ ንዝረኣይዎ ሰብኣይ፡ ሽዱሽተ ሰረቐቲ ብተንኮል በጊዑ ክወስዱሉ ተማኸሩ። ነዚ ንምግባር ድማ በብኽልተ ኾይኖም ተበተኑ።  ስለዚ ክልተ ካብኦም ኣብ መገዲ ጐፍ በልዎ'ሞ፡ ርእሶም እናነቕነቑ፡
በጊዕ ኣውደኣመት ተሸኪሙ ንዝረኣይዎ ሰብኣይ፡ ሽዱሽተ ሰረቐቲ ብተንኮል በጊዑ ክወስዱሉ ተማኸሩ። ነዚ ንምግባር ድማ በብኽልተ ኾይኖም ተበተኑ።  ስለዚ ክልተ ካብኦም ኣብ መገዲ ጐፍ በልዎ'ሞ፡ ርእሶም እናነቕነቑ፡ "ኣንታ ሰብ! እንታይ ወረደካ? ከልቢ ተሸኪምካ ትኸይድ!?" በልዎ። ንሱ ኸኣ ተገረመ፥ ከይመለሰሎም ሸለል ኢልዎም ሓለፈ።   ክልተ ካልኦት ካብ መገዲ ምሕድግ ኢሎም፡ ዕላል ዝሓዙ ተመሲሎም፡ ኣብ ቀራና ተጸበይዎ፥ ናብኣቶም ምስ በጽሐ ከኣ "ኣይጥዓኻን ዲኻ ድኣ፡ ከልቢ ተሸኪምካ?" በልዎ።  "ኣቱም ሰባት ከመይ ኢልኩም ነዚ በጊዕ ከልቢ ትብልዎ? ኣነስ በጊዕ'የ ተሸኪመ ዘለኹ" ኢሉ ብሕርቃን መለሰሎም።  ንሳቶም “ተጋጊኻ ከልቢ’ዩ” ንሱ ግና “ኣይፋሉን በጊዕ እባ” እናበሉ ነዊሕ ተኸራኸሩ።  ክልተ ስለዝነበሩ ድማ ተተበራርዮም ሞጐትዎ፥ ክረትዖም ኣይከኣለን። እኳ ደኣ ዘረብኦም ጸኒሑ ግዲ ሰሪሕሉ፡ ካብኦም ምስ ረሓ  ቐ፡ ነቲ በጊዕ ኣውረዶ፥ እናጠመቶ ኸኣ “ንዓኻስ ከልቢ!?” በይኑ ተዛረበ። ገለ ‘እምበዕዕዕ” ተበለ ሃረሞ፥ ወዮ በጊዕ ኣስቅጥ ኣበለ።  ኣብ መወዳእታ እቶም ዝተረፉ ክልተ ኣብ ካልእ ቦታ፡ ካብ ማዕዶ ምስ ረኣይዎ፡ ብጉያ ቐረብዎ፥ እቲ ሓደ "ኣቦ ድሓን ዲኹም ደኣ ከልቢ ተሰኪምኩም?" በለ፥ ኻልኣዩ  ትቕብል ኣቢሉ "ንሓየት ከልብና ኸኣ ይመስል እምበር" በለ።  ሽዑ እቲ ሰብኣይ "በጊዕ ኢዩ" ኢልካ ምክታዕ ስለዘሕፈሮ፡ ኣይተማጐቶምን። ነቲ በጊዑ ኣውረዶ፥ ምሕድግ ምስበልዎ ኸኣ "ብቐደሙስ ‘እምበዕዕ’ ዘይብል በጊዕ ኣሎ ድዩ?" በለ፥ በጊዑ ኣብ በረኻ ገዲፉ ድማ ኸደ።  ፍቑራተይ፡ ስለይን ስሌኹምን ናብ ማሕረዲ ዝተሳሕበ፡ ኣብ ቅድሚ መቓሲኡ ስቕ ዝበለ፡¹ ገንሸል ድሕነትና፡ ኢየሱስ ክርስቶስ ኢዩ። ነዚ ገንሸል ኣብ ኣርብዓ ኣብ ሰማንያ እንክንጥመቕ ተሸከምናዮ፥ ቐጻሊ’ውን ስጋኡን ደሙን እንክንወስድ ንሽከሞ።  የግዳስ ኣብ ቀራና መገዲ ጸኒሖም፡ መጽሓፍ “ብመዓልትታት ንእስነትካ ንፈጣሪኻ ዘክሮ”² እናበለ፡ “ሕጂ ዘይተኻየይፍካ ምዓስ ክትክየፍ?” እናበሉ ነቲ ገንሸል ድሕነትካ ከተውርዶ ይሓባብሉኻ። ካልኦት ድማ “ቤተ ክርስቲያን ቤተ ክርስቲያን ምባል ካብ ኵሉ ከታርፈኪ ኢዩ!” እናበሉ ንበጊዕ ቀራንዮ ክትገድፍዮ የፈራርሑኺ።  ምዓስ እዚ ጥራይ መከራን ሽግርን ምስ ኸበቡና ከም ንዳዊት³ እናኽርእዩና የባጭዉልና፥ “ኣብ እግዚኣብሔር ተዓቝብካ ኢኻ እሞ እስከ የናግፍካ! ብሂጉካ እዩ እሞ ንሱ የድኅነካ” እናበሉ ርእሶም የነቓንቑልና፥ ኸናፍሮም ድማ ይርምጥጡልና። በዚ ኸኣ ገንሸልና ሓዲግና ክንከይድ ይደፋፍኡና።  ስለዚ ፍርሐይ፡ ከምቲ ሰብኣይ፡ ንዓኣቶም ሰሚዕና ነቲ ሓቀኛ ገንሸል ኣምላኽ ካብ እንግድዓና ከይነውርዶ፡ ገዲፍናዮ ድማ ከይንኸይድ ኢዩ።   ፍቱዋተይ ኣውሪድናዮ እንተዄይና፡ ደጊምና ንሸከሞ! እንተዘየውረድናዮ ኸኣ ንሓሶት እዛ ዓለም ጸማም እዝኒ ብምሃብ ተሸኪምናዮ፡ ጉዕዞና ንቐጽል! 1. ግብ 8:32  2. መክ 12:1  3. መዝ 22:7-8 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tewahdo #tigraytiktok #tigrigna #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #ኤርትራንኤሪትራዊያን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 #ኤርትራ_ንዘልኣለም_ትስሓቅ🇪🇷

About