@rahwa.love: ዛይደይ አዚ ዓወት ኩሉ ነዓኪ ኢዩ ዝግበኣኪ ምሽ ከማን ቀጻሊ እንተ ደኣ ተፋቂርኩምን ተከባባቢርኩምን ኬድኩም ኩሉ ትምነየዎ ክትበጽሕዎ ኢኩም ኩሉ ትደሊዎ ከኣ ክትረክብዎ ኢኩም ኢኪ ትብሊና ኔርኪ ከምታ ፍቅሪ አንዳ ኣዘመርኪ ዘዕበክና ተፋቂርና ኮ ማማየ ከማን ክገርመኪ ማማየ ንዝረኣዮም ዋዉ ዘብሉ ምስኦም ንዝወዓለ ዘቕንኡ ደስ ዝብሉ family ኮይናልኪ መብራህቲ ናይ ገዛና ግን ማማየ ክሳብ ሕጂ ጸልሚቱ ሎ ኣነ ዓሻ ከኣ መብራህቲ ናይ ሕርጊጎ ዘብረሃልና ዘሎ ኢዩ ኮ ዝመስልኒ ኔሩ ወላ አታ ከማን ልቺ ምስ ከደት ትዉልዕልና ዝነበርኪ ፋኑስ ከማን ምብራህ ኣብያትና ማማየ ንስኪ ኢኪ ምሽ ኣምቡል ናይታ ልቺ ኮንኪ ፈትሊ ናይታ ሽምዓን ኮንኪ ተብርህልና ኔርኪ ኣምላክ ዘመስግኖ ኢዩ ዝፈቱ ቀጻሊ ኣምላክኩም ኣመስግኑ አንዲኪ ትብሊና ማማየ ተመስገን ኣምላክ ኣቦይ ስለ ኩሉ ነገር በቃ በሊ ማማየ ሕጂ ከይትደክምኒ የዕርፊ ዝተረፈ ግን ጽባሕ ኩሉ ከዕልለኪ ኢየ 🥹🕊️🫂 #familyfirst #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha
wawit 🎀
Region: CH
Sunday 26 July 2026 13:44:18 GMT
Music
Download
Comments
Deli Na🐝 :
Mom ኣብ ኤርትራ ክጽበ ጸኒሐስ 🥺
2026-07-27 07:53:22
588
Asmara Bella 🇨🇦🇪🇷 :
Ades zeytmwet ketkwen niruwa 🥺🥺🥰
2026-07-27 01:23:43
273
Sami wadi love :
Last one broke my heart 🥺
2026-07-26 21:26:01
411
ግን ለምን🤕🤕 :
last one broke my heart😓😓😓
2026-07-29 13:33:08
0
Edu_Eduna :
Ohh sorry for your loss mqrte haftey
2026-07-28 23:50:29
2
Be yourself :
ተተንኪፈ ብሓቂ 💔😭
2026-07-26 20:07:47
486
በጃ ሃሮዳ🐂 😎 :
በቲ photo nahtkum khugos xenihes. ab mewedeata gn. 😳💔🥺
2026-07-26 21:56:29
84
Honey latte❤️ :
ደስ ኢሉኒ ክሪኦ እንዳ ቀጸልኩ ኣብ መወዳእታ ግን ልበይ ሒሙኒ 😭 I’m sorry for your loss 🥺😔
2026-07-27 00:36:24
236
Amina Baala gizee :
Oh no🥹💔
2026-07-29 04:52:47
0
ኤሪ ማለት🇪🇷❤️ :
Sorry for your lost sis🙏🏽🥰🌹
2026-07-28 23:57:31
0
AD :
I know shes proud of yall
2026-07-26 18:04:31
91
DYOG :
ብኮመንት በክዩ ዝወፀ🥹😢💔
2026-07-27 02:02:11
104
slock.jr dermas :
khgos xenhes ab mewedata gn my mom🙏🙏🙏🙏
2026-07-28 22:40:27
0
joniii :
ane da I don't know... nywys bsemay yqebla mamina🙏🙏🙏
2026-07-27 14:44:42
0
༆𝐊𝐈𝐘𝐀𝐘𝐄✞ :
ፍሽኽ ዳበለኩ ሪአያ መወደእታ ግን 😥
2026-07-27 00:22:48
30
ዶልፊን ወዲ ዓጋመ :
ካሊእ ተፀበየ ነይረ ሕጊ ሂወት ግን ከቢድ ዩ😭
2026-07-27 00:33:12
25
my💚🍃💗 :
ከማይ ዝደነገፀ መጨረሻ ዓይይነ ይ ቀዲሙኒ ኣነስ ብኣደይ ዘይክእለኒ እፍፍፍ😥💔
2026-07-27 03:03:48
21
gal dc🎀 :
😣ካልእ ተጸቤየ ኔረ ሕጊ ሂወት ግን ከቢድ ዩ😭💔
2026-07-27 09:39:41
15
ÅŜłi🌿💙 :
Afetatrana gen 😔🥺
2026-07-27 01:23:31
92
ፈታዊት አባአ 🤴 :
መወዳአታ 😭 አደይ ማዓረይ ደቅኪ ጎበዚም አብ ገነት የንብረኪ 😓😓😓
2026-07-27 06:31:12
14
ጋል መምህር ኦሮቶዶክሳዊት☦️💒🇪🇷👈🙏 :
ማማ ahh😢😢
2026-07-27 09:14:50
14
sari🎀 :
ማርያምን ደስ ኢልኒ ናረአኹስ መጨረሳ ግን ተቃፂለ💔🥺
2026-07-27 09:11:56
5
@Tsige 1921💗 :
ናዓኩም እግዚአብሔር ያኣካክብኩም ነዴኩም ኣብ ሕቑፊ ቅዱሳን የንብረን🥺
2026-07-27 02:58:42
9
To see more videos from user @rahwa.love, please go to the Tikwm
homepage.