@adeyshikorr: "ፕሬዚደንት እንታይ ማለት'ዩ ..." 👦🏻❓ ቆልዓ'ዩ ነብኡ ዝሓቶ። "ፕሬዚደንት ማለት መራሒ ሃገር ማለት እዩ። ንኣብነት ገዛና ከም ሃገር እንተወሲድናያ፡ ኣነ ፕሬዚደንት ይኸውን ኣለኹ ማለት እዩ..." 👨💼👑 "ኣደይ ከ ....." 👩🏻❓ "ኣዴኻ ኸኣ ሚኒስተር ፋይናንስ ...." 💳💰 "ዓባየይ'ከ ድኣ እንታይ'ያ ..." 👵🏻❓ "ዓባይካ ዳርጋ ቤት ጽሕፈት ጸጥታን ስለያን 'ያ .... " 🕵️♀️🔍 እቲ ቖልዓ ቁሩብ ሕስብ ኣቢሉ 🤔፦ "እሞ ኣነ'ኸ ደኣ እንታይ'የ ማለት'የ...." ኣቦ፦ "ንስኻ ህዝቢ ኢኻ ዝወደይ ...." ኢሉ ይምልሰሉ :: 👨👩👦👦✨ ድሕሪ ዝተወሰነ መዓልታት ኣቦ ኣብ ስራሕ ከሎ ተሌፎን ይድወሎ... 📞🏢 "ሃሎው ..... " ☎️ "ሃሎው ባባ... ተሓቢአ እየ ዝድውለልካ ዘለኹ ...." 🤫📲 "ኢሂ! እንታይ ተረኺቡ ዝወደይ ......?" 😨 እቲ ቖልዓ ብጭንቀት ኮይኑ ከምዚ በሎ፦ 👇 "ኣብዛ ሃገር ካልእ ፕሬዚደንት መጽዩ 'ሎ! 🧔♂️👑 ሚኒስትሪ ፋይናንስ ከኣ ናይ ምሳሕ እንግዶት ጌራ ተቐቢላቶ .... 🍲🍷 እንዳ ጸጥታትን ስለያን (ዓባየይ) ኸኣ ደቂሱ'ሎ... 😴💤 ህዝቢ ከኣ ተጨኒቑ'ሎ ......." 😰🏃♂️💨 መብርሂ (ንዘይተረድኦም ጥራይ 😅) ብሓጺሩ እቲ ቖልዓ "ባባ... ሰበይትኻ ውሽማ ኣእትያ ዓባይ ከኣ ደቂሳላ ኣላ" ኣነ ክኣ ተጨኒቐ ኣለኹ ኢሉ ብፖለቲካዊ ቃላት ኣፍሺልዎ ኣሎ ማለት እዩ! 😂🧤 ፍሽኽ ተብለኩም ትኸውን ያ 😅😅😅 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #eritreantiktok #habeshatiktok #tigraytiktok
Nati🙏
Region: PL
Sunday 26 July 2026 17:21:36 GMT
Music
Download
Comments
ዕባይ ኣንተረ ኣሞራ✌️✌️✌🏻✌🏻 :
ክክክክክክክ ናይ ባሓቂ ፍሽኽ ኢለ ናይ ዘልኣለም ፍሽኽታ ታዓደል💝💝💝
2026-07-26 21:39:35
8
Zhabtemariam :
🥰ያ ኣዛናይት ነይራ ቀጽሎ
2026-07-26 22:08:13
3
Rout Hero :
😂
2026-08-09 23:04:18
1
Babuuu :
kkkkkkk
2026-07-28 19:01:25
1
𝑚𝑒𝑟𝑎 :
wswwww kkkkk
2026-07-27 04:50:15
1
IYKYĶ💙🥷🏿 :
2026-08-29 17:18:56
1
hawi Fifi :
kkkkkkkkk 🥰🥰🥰
2026-07-27 04:38:28
1
Winta Gol Tigrai :
2026-08-08 17:19:16
1
ᴀʙ.ɪɴᴏ 😘🍺🍺 :
2026-07-27 21:48:10
1
fthawi wedi keterina :
🥰🥰🥰🥰ቀጽሎ🥰🥰🥰🥰
2026-08-05 12:04:35
1
alem xewar :
🥰
2026-09-10 08:25:18
1
ግልጺ ዩ ሕልመይ :
ያ ተስሕቅ እያ ቀጽሎ🥰🥰
2026-07-26 22:10:30
2
ዓልም ዘይ ፍትሓዊት ĎĈ🎶🕳🫶🤾♀️ :
😁🥰
2026-07-30 08:30:00
1
kingi nebsu :
kkkkk
2026-08-04 08:10:47
1
atye :
2026-07-26 19:00:44
1
𝐌𝐎𝐋𝐈𝐅𝐎𝐑 ✝ :
😂🫢
2026-07-26 18:27:35
1
𝐑𝐢𝐫𝐢💋Esromay🔐 :
Thkeyeny alo anbebka ngrani
2026-08-06 19:02:33
1
Natu Mahari :
ልባም ቁልዓ እዩ 😂😂😂
2026-08-06 11:43:13
1
BATU :
ሮድዮ ምልክት ዲካ ኔርካ፡
2026-07-26 21:00:56
1
mqrteyyy :
🥰🥰🥰
2026-08-15 14:04:24
1
@miz_axsmawit♡ :
😁
2026-08-07 05:53:19
1
Cecil :
😂😂😂😂🥰
2026-07-27 12:52:45
1
Isu :
😂😂
2026-07-26 23:29:04
1
never give up :
😂😁
2026-07-27 03:24:04
1
To see more videos from user @adeyshikorr, please go to the Tikwm
homepage.