Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@goitish013: ጓል ኣሎላ ኣብ ጎድኒ ህዝባ ኾይና ዝትቃለስ ትግራወይቲ ሓንቲ ያ ኣብ ዛሓለፈ ሰሙናት ምስ ዕንበባ ኣብ ዝነበራ ብላይፍ ንግግር ተረፍ ድሮን ኢላ እንትፃረፍ ጓል ኣሎላ ብመልሱ ተረፍ ዓሳ ስደተያ ክትብል መሊሳትላ እዚ ሕማቅ ኣፈን ድማ ዋጋ ካኽፍለን ዩ ህዝቢ ኤርትራ ህዝቢ ትግራይ ዋላ እዃ ብናይ ግዝያዊ ፖለቲካ ርክብ ኣይነበሮን ግን ታሪኻዊ ህዝቢ ዩ ዝተዋለደ ዝተዘመደ ህዝቢ ዩ እዘን ቆልዑ ዚአን ንትግራይን ከኤርትራ ወኪለን ክናገራ መሰል ወይም መበት መን ሂብወን በስደት ኤርትራዊያን ብሞት ትግራዋይ ዝሕጓስ ኤርትራዊ ወይ ትግራዋይ የለን ። ጓል ኣሎላ ጥፋእታ ፈሊጣ የቅርታ ብምሕታታ ዋላ እዃ ደስ ተበለና ዕበባ ከ የቅርታ ዘይታሓተሉ ምኽንያት እንታይ ዩ እዚ ከኤርትራውያን ንግደፎ ኣቱም ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ህዝቢ ወከልቲ ኢና ባሃልቲ ሕማቅ ቃላት ኣይትጠቀሙ ብዚ ሕዚ ሳዓት ኤርትራውያን ተጋሩን ኣብ ኩይናትን ኣብ ስደትን ኢና ዘለና መን እዩ ሞ ስደተኛ ክባሃል ።#tgraytiktok🇻🇳💊ትግራይቲክቶክ
፬፬፬፬፬፬፲፰፯ 🦋(R💍)
Open In TikTok:
Region: AE
Monday 27 July 2026 08:06:22 GMT
4895
78
11
1
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
ፀዋር ኩን ልበይ🙄 12👏🙏 :
ሓቂ
2026-07-27 09:50:59
1
sndayo♥🔐 :
ሓቂ ✅🥹
2026-07-27 16:35:48
0
Rahel Endalw :
haki
2026-07-27 16:52:07
0
@gal tigray💊🌹💊💫 :
ናይ ለባም ስብ እየ ያቅርታ
2026-07-27 16:05:57
1
ወድ ማይ ሎሚን🍋🍋🍋🍊🍊🍊 :
🥰🥰🥰
2026-07-27 13:08:06
1
Aster tenben :
🥰🥰🥰🥰
2026-07-27 12:14:51
1
🦋🦋🦋( G 💍 )❤️ 👑 ❤️🔐 :
🥰🥰🥰🥰🥰
2026-07-27 12:24:57
0
🦋🦋🦋( G 💍 )❤️ 👑 ❤️🔐 :
❤️❤️❤️❤️
2026-07-27 12:24:59
0
ሃኒ ሰሕላዊት💚🙏 :
🙏🥺🥰🥰🥰
2026-07-27 17:09:19
0
To see more videos from user @goitish013, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
Katherine Pierce with this audio >> || Song: SHINIGAMI || #katherinepierce #thevampirediaries #tvd #ninadobrev #katherinepierceedit || || Katherine Pierce edit ||
SEPAKAT !! 😮💨 #fypシ゚viral #fyp #katakata #fotolive #sabahancrew_fams
#xuhuong #viral #abcxyz
#CapCut
Ustad Hassnain Shigri#fy #fypシ゚viral #foryoupage❤️❤️❤️foryou💞💞💜viral💕 #unfreezemyacount🥺
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy