@selam.772: @highlight #ፍቅረይ💋🥀 ጓሕጊሐ ክዛረበካ ይሓስብ ፍቅረይ ክገልፅ🫂❤️‍🩹 ፊደላት ከም ዝሰኣንኩ ፊደላት ይመርፅ🥺🤌 ግን እቲ ቃል ባዕሉ ሰማይ ምድርን ዘቆመ😌 ስላካ ክገልፅ ግን ኣብይኒ እናተሓሰመ🤲 ከምዛ ዘይፈልጥ ዘይኮነ ቋንቋ ሸኣየይ♥️ ስላካ ክፅሕፍ ግን ይጠፍኣኒ እንድዕለይ🤍 ግን ኣብ ኣብ ዉሽጠይ ኣሎ ሓቀኛ ፍቅሪ🥹🫂 ጊዜ ዘይበትኾ እስካብ ዝሓልፍ ሰማይ ምድሪ🌏 እዙይ ኢለ እኳ ክገልፆ እንተዘይከኣልኩ💞🫶 የፍቅረካ እየ እስካብ ብሂወት ዘለኹ🥺😘 ስለ ዘፍቅረካ እየ ዘፍቅረካ ኣመና ኣብሊፀ🤌🫶 በረካተይ ኢካ ዘይገልፀካ ቃላት ዝተመረፀ🫵🥺 lmss ናየይ የኔ ናፍቆት መሐንቀቅየይ መናብርተይ ናዘልኣለም🕊️🫂💍🥀🔐 መንሽን ግበሮኦሲ 🥺🤔#ፍቅር➻ብቻ🖇ፍቅር➻ብቻ❤🥀🔐🦋👑 #ፍቅር➻ብቻ🖇ፍቅር➻ብቻ❤🥀🔐 #CapCut #follower

Selu Gal tgray
Selu Gal tgray
Open In TikTok:
Region: SA
Monday 27 July 2026 19:11:24 GMT
1060
105
2
10

Music

Download

Comments

user9160002779723
ሟሂ ዓቃል ስደተኛ :
❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-07-27 19:49:56
1
akal.kun.lbey6
የኣቡነ ኣረጋዊ (14)ልጅ ነኝ :
🥰🥰🥰
2026-07-27 22:24:41
1
To see more videos from user @selam.772, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About