@kiyaye014: ጠሊመ ኣነስ 😭 ብንጹህ ልባ ከላ እተፍቅረኒ፣ ካብ ኩሉ ኣብሊጻ ክትሓልየለይ፣ ኣነ እውን ብልቢ የፍቅራ ነይረ፣ ናይ መጻኢ ህይወተይ ምሳ ከም ዝበርሀ። ግን ኣየ ክፉእ ግዜ ኣየ ናይ ሰይጣን መገዲ፣ ነቲ ዝነበረና ንጹህ ናይ ፍቕሪ ጓንዲ፣ ጠሊመያ ኣነ፤ ከይተረደኣኒ ብውሽጢ፣ ሕጂ ተረፈኒ ናይ ሕሊና ወቀሳን ስንብራትን። አባ በሊ... ጠሊመ ኣነስ እዋን ሓሊፉኒ፣ ነታ ክንደይ እትሓልየለይ ዝነበረት ኣጥፊአያ፣ ሕጂ ንብዓት ምስ ሓዘን ኮይኑ መጻውዒይ፣ ናይ ብሕትውናን ጣዓሳን ኮይኑ መዘንጋዕታይ። ምቁር ህይወትና ኣነ ባዕለይ ኣጸልሚተዮ፣ ነቲ ዝሃበቶኒ እምነት ብኢደይ ኣምኪካዮ፣ ሕጂ "ጠሊመ ኣነስ" ኢለ ክበኪ ክጉህይ፣ ልበይ ቆሲሉ፤ ሕሊናይ ምስ ነብሰይ ክዋጋእ። ሰማይ ዝንቲ ፍቕርና ንድሕሪት እንተዘይተመልሰ፣ ኣብ ቅድሚኣ ክንጽህ ልበይ ሓሚሙ ከም ዘንቀሰ፣ ጠሊመ ኣነስ... ሕጂ ተረዲኡኒ ዓቢ ክሳራይ። 💔😔
🎭𝐊𝐈𝐘𝐀𝐘𝐄♠️
Region: SA
Tuesday 28 July 2026 01:50:07 GMT
Music
Download
Comments
sqta 🤦 :
Sryyyy🥺
2026-09-07 08:58:19
0
Food Battle :
ካብ ጠለምካስ እቲ ናይሕስረት ንሮ ተላመዶ😳😢💔
2026-09-06 04:09:06
0
ሜቢ ሓፍቲ ሜሪ ❤ :
ብሕልሚ እዩ ነይሩ ፍልልይና💔💔😢😢😢😢
2026-08-30 08:04:49
0
@Selam Malak@ :
2026-08-07 13:22:23
0
𝓚𝓪𝓴𝓲.2134🫶🤌🤞 :
2026-08-24 11:29:17
0
Liya Liya :
🥺🥺🥺
2026-07-30 12:15:52
0
Ade halal :
😔😔😔
2026-07-28 17:16:34
0
mili💙🥰💞 eza kidnemhret 😇🥰 :
🥲🥲😭😭
2026-07-29 07:54:23
0
☆𝐒𝐀𝐁𝐈²¹✞🤍 :
🥺🥺
2026-07-28 22:06:58
0
chocolate 🍫 :
🥺🥺🥺
2026-07-28 17:42:22
0
ህያብ ሰበይቲchekan,B☆y"!🥷🤫👸💍🤴 :
🥺🥺
2026-07-29 15:46:25
0
m :
🥺
2026-07-28 14:54:15
0
𝑠𝑜𝑙𝑢 𝑔𝑎𝑙 ኣ𝑟ሴና𝑙7️⃣saka :
🥺🥺
2026-07-28 13:54:03
0
Miley🍁🌸 :
🥺🥺🥺🥺
2026-07-28 07:04:23
0
Lbey. xewar 🇪🇷🇸🇳🇦🇪🇱🇾 :
👌👌👌
2026-07-28 04:28:29
0
To see more videos from user @kiyaye014, please go to the Tikwm
homepage.