@kidanzelalem: "ሃራሚ እንተረስዐ፣ ተሃራሚ ኣይርስዕን" ይብሉ ለባማት። ብቓላትና ልቡ ንዝሰበርናዮ ሰብ ብይቕሬታ ሕርቃኑ ከነዝሕል ንኽእል ንኾውን፣ ንመስበርቱ ክንጽግን ግን ኣይንኽእልን ኢና። ስለዚ ኣብ "ይቕሬታ" ተሓቢኢና ንሓውና ቅድሚ ምድማይና፣ ቃላት ልሳና ብግቡእ ክንቆጻጸር ጽቡቕ ኢዩ። ኣስተውዕል! ግዚያዊ ጽገና ዝረኸበ መስበርቲ፣ ንግዜኡ ከንቀሳቕሰካ ይኽእል ኢዩ። እንተኾነ ከምድላይካ ክትዘልል ግን ኣየኽእለካን ኢዩ። እምበዓር ቅድሚ ዓጽሚ ዝሰብር ቃላት ምውርዋርና፣ ንቓላትና ብግቡእ ክንቆጻጸር፣ ይቕሬታ ናይ መወዳእታ ኣማራጺ ክንገብር ዝሓሸ ኢዩ።

ሰረት
ሰረት
Open In TikTok:
Region: GB
Tuesday 28 July 2026 12:31:32 GMT
12772
365
9
111

Music

Download

Comments

burukie.wedi.shanb
Burukie :
yes,you are right
2026-08-25 13:50:24
0
bileneyy1
Bleney❤️ :
you right ✅✅
2026-07-29 16:25:20
1
user2096852960281
ሲታዊ :
yes 💯%
2026-08-13 20:46:21
0
love.your.self722
Love your self :
2026-07-28 18:25:58
1
lingo.king.www
ሊንጎ ወዲ ባድመ :
🤛
2026-07-29 12:59:18
1
lingo.king.www
ሊንጎ ወዲ ባድመ :
🤛
2026-07-29 12:59:04
0
marialove4093
Gentle Boy :
👌👌👌
2026-08-04 15:49:22
1
user8677731556098
ምስለይ 📚✏️🔏 :
🥰🥰🥰❤️❤️❤️
2026-07-28 12:40:54
0
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About