@titi.16.2026: #ብስብኣያን_ብእግዚኣብሔር_እትፉቶ_ስበይቲ💜 1 // ህድእ ዝበለት እያ ። 2//መንገዳ ምስ እግዚአብሔር ዝገበረት እያ ። 3// ሕማቅን ፅብቅን እንተረከበት ብፆሎትን ብምስጋናን ምስ እግዚአብሔር እያ ። 4// ክብሪ ስውነታ ዘለዋ እያ ። 5// ልባ ስብኣያ ይእመነላ እዩ ። "ደገኛ ሰበይትስ መን ይረኽባ ዋጋኣ ኻብ ክቡር ዕንቍ ኣዝዩ ይኸብር ልቢ ሰብኣያ ይእመና እቶቱ ከቶ ኣየቋርጽን። ንሳ ምሉእ ዕድሚኣ ሰናይ እምበር፡ ክፉእ ኣይትገብሮን። (__ #ምሳሌ 31፣10~12) #ኦርቶዶክሳዊት✝️
Misitire Ze Tewahedo✝️📚🇨🇦
Region: SA
Tuesday 28 July 2026 18:16:56 GMT
Music
Download
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @titi.16.2026, please go to the Tikwm
homepage.