@tamvathang: Kem thoa muỗi đốt làm dịu nhanh lắm #kemboimuoidot #kutieskin #kemchobe #xuhuong

Thanh Tâm 🌻
Thanh Tâm 🌻
Open In TikTok:
Region: VN
Wednesday 29 July 2026 02:00:00 GMT
2645
7
2
4

Music

Download

Comments

nhime2con
Nhi Mẹ 2 Con :
e kem bôi dịu da hãng Kutieskin quốc dân đa năng bôi giảm ngứa nhanh
2026-08-13 11:24:04
0
To see more videos from user @tamvathang, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ብዙሕ ኣጋጣሚታት፡ ንሕና ንባዕልና ዘይኮነስ ንምስሊ፡ ንጽልዋ፡ ወይ ንትጽቢታት ካልኦት ሰባት ንምምላእ ክንብል ጥራይ እንነብሮ ህይወት ኣሎ። ​✍️ #እቲ_ናይ_ካልኦት_ሰባት_ፍቓድ_ምድላይ  ብዙሕ ጊዜ፡ ሰባት ንዓና ብኸመይ ይርእዩና፡ እንታይ ይብሉና፡ ወይ ብኸመይ የድንቑና ክንብል ጥራይ ዘይደለናዮ መንገዲ ንመርጽ። ነዚ እንተጌርና ግን ህይወትና ንሕና ዘይኮነስ፡ ብትጽቢት ካልኦት ሰባት ትምራሕ ኣላ ማለት እዩ። ​✍️#ሓቀኛ_መንነትካ_ምጥፋእ ንኩሉ ሰብ ክተሐጉስ እንተደሊኻ፡ ኣብ መወዳእታ ንነብስኻ ኢኻ ትስእና። ናትካ ድላያት፡ ናትካ ሕልምታትን ናትካ መደባት ገዲፍካ ንውዕሎ ካልኦት ክተስምር እንተደሊኻ፡ ውሽጣዊ ሰላምን ነብሰ-ተኣማንነትን የብልካን። ​✍️#እቲ_ዝዓበየ_ሓቂ ኣብዚ ህይወትዚ ንኩሉ ሰብ ክተሐጉስ ፈጺሙ ዘይከኣል እዩ። 👉 እንተ ተጋጊኻ ዝነቕፈካ 👉 እንተ ተዓወትካ እውን ዘይሕጎስ ሰብ ኣሎ 👉እንተወዲቅካ እውን ብኣንጻሩ ብካሚራ ዝስእለካ እምበር ዘልዕለካ ከቶ የለን  ✍️ስለዚ እቲ ቀዳማይ ክተሐጉሶ ዝግብኣካ ሰብ ነብስኻ እዩ። 👉​ክትሓስበሉ ዘለካ ቀንዲ ነጥብታት 👉​ነብስኻ ሕተት  👉እዚ ሕጂ ዘለኹዎ ናብራ እዚ ዝገብሮ ዘለኹ ስራሕ ወይ መደብ ብሓቂ ናተይ ድልየትዶ እዩ ወይስ ንሰብ ክደስት ከሐጉስ ዝገብሮ ዘለኹ? ✍️​#ግዜኻን_ሓይልኻን ተቖጻጸሮ ናይ ካልኦት ሰባት ሓጎስ ናትካ ሓላፍነት ኣይኮነን። ናትካ ሓላፍነት ነብስኻ ብቕንዕናን ብዕግበትን ምምራሕ እዩ። #ቆራጽነት_ይሃልኻ
ብዙሕ ኣጋጣሚታት፡ ንሕና ንባዕልና ዘይኮነስ ንምስሊ፡ ንጽልዋ፡ ወይ ንትጽቢታት ካልኦት ሰባት ንምምላእ ክንብል ጥራይ እንነብሮ ህይወት ኣሎ። ​✍️ #እቲ_ናይ_ካልኦት_ሰባት_ፍቓድ_ምድላይ ብዙሕ ጊዜ፡ ሰባት ንዓና ብኸመይ ይርእዩና፡ እንታይ ይብሉና፡ ወይ ብኸመይ የድንቑና ክንብል ጥራይ ዘይደለናዮ መንገዲ ንመርጽ። ነዚ እንተጌርና ግን ህይወትና ንሕና ዘይኮነስ፡ ብትጽቢት ካልኦት ሰባት ትምራሕ ኣላ ማለት እዩ። ​✍️#ሓቀኛ_መንነትካ_ምጥፋእ ንኩሉ ሰብ ክተሐጉስ እንተደሊኻ፡ ኣብ መወዳእታ ንነብስኻ ኢኻ ትስእና። ናትካ ድላያት፡ ናትካ ሕልምታትን ናትካ መደባት ገዲፍካ ንውዕሎ ካልኦት ክተስምር እንተደሊኻ፡ ውሽጣዊ ሰላምን ነብሰ-ተኣማንነትን የብልካን። ​✍️#እቲ_ዝዓበየ_ሓቂ ኣብዚ ህይወትዚ ንኩሉ ሰብ ክተሐጉስ ፈጺሙ ዘይከኣል እዩ። 👉 እንተ ተጋጊኻ ዝነቕፈካ 👉 እንተ ተዓወትካ እውን ዘይሕጎስ ሰብ ኣሎ 👉እንተወዲቅካ እውን ብኣንጻሩ ብካሚራ ዝስእለካ እምበር ዘልዕለካ ከቶ የለን ✍️ስለዚ እቲ ቀዳማይ ክተሐጉሶ ዝግብኣካ ሰብ ነብስኻ እዩ። 👉​ክትሓስበሉ ዘለካ ቀንዲ ነጥብታት 👉​ነብስኻ ሕተት 👉እዚ ሕጂ ዘለኹዎ ናብራ እዚ ዝገብሮ ዘለኹ ስራሕ ወይ መደብ ብሓቂ ናተይ ድልየትዶ እዩ ወይስ ንሰብ ክደስት ከሐጉስ ዝገብሮ ዘለኹ? ✍️​#ግዜኻን_ሓይልኻን ተቖጻጸሮ ናይ ካልኦት ሰባት ሓጎስ ናትካ ሓላፍነት ኣይኮነን። ናትካ ሓላፍነት ነብስኻ ብቕንዕናን ብዕግበትን ምምራሕ እዩ። #ቆራጽነት_ይሃልኻ "ኣይከኣልን" ወይ "ኣይደልን እየ" ምባል ርእሰ-ምግታእን ነብሰ-ኣኽብሮትን እዩ። ንሰብ ክተሐጉስ ኢልካ ናይ ነብስኻ ሰላም ኣይትስዋእ። 👉​ኣብ መወዳእታ ህይወት እቲ ዘሕዝን ነገር ካልኦት ሰባት ዘይተሓጎሱ ምኻኖም ዘይኮነስ ንስኻ ንነብስኻ ሓቀኛ ኴንካ ዘይምንባርካ እዩ። ስለዚ ህይወትካ ንነብስኻን ንዓቢ ዕላማኻን ብዝጠቅም መንገዲ ምምራሕ እቲ ዝበለጸ ጥበብ እዩ።

About