>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ንሕና ግን፡ ነፍሰወከፍ ዕድሜና ኣብ ህይወትና ፍሉይ ኣገዳስነት ከምዘለዋ ተረዲእና፡ ንግዜ ኣብ ግዜና ክንጥቀመሉ ይግበኣና። ኣብ ሓደ ቦታ ኮፍ ኢልና ብምጽባይ፡ ግዜ ናባና ክመጽእ ንሓስብ እንተሊና፡ እዚ ምትዕራራይ ዘድልዮ ዝተዛብዐ ስነልቦናዊ ኣተሓሳስባ ምዃኑ ተረዲእና፡ ዳግማይ ናይ ኣተሓሳስባ ውዳቤ ክንገብር ግቡእ እዩ። ምኽንያቱ፡ ንግዜ ንኸዶ እምበር፡ ንሱ ናባና ስለዘይመጽእ። ============================== ንግዜ ኣብ ግዜኻ ተጠቐመሉ። ንስኻ ክትከዶ እምበር፡ ንሱ ከምዘይመጽኣካ ተረዲኢኻ፡ ህይወትካ ብዝተወሰኑ ዕድመ ዝተሓጽረት ምዃና ፈሊጥካ፡ ንግዜ ብግቡእ ተጠቐመሉ። - @kidanzelalem"/> >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ንሕና ግን፡ ነፍሰወከፍ ዕድሜና ኣብ ህይወትና ፍሉይ ኣገዳስነት ከምዘለዋ ተረዲእና፡ ንግዜ ኣብ ግዜና ክንጥቀመሉ ይግበኣና። ኣብ ሓደ ቦታ ኮፍ ኢልና ብምጽባይ፡ ግዜ ናባና ክመጽእ ንሓስብ እንተሊና፡ እዚ ምትዕራራይ ዘድልዮ ዝተዛብዐ ስነልቦናዊ ኣተሓሳስባ ምዃኑ ተረዲእና፡ ዳግማይ ናይ ኣተሓሳስባ ውዳቤ ክንገብር ግቡእ እዩ። ምኽንያቱ፡ ንግዜ ንኸዶ እምበር፡ ንሱ ናባና ስለዘይመጽእ። ============================== ንግዜ ኣብ ግዜኻ ተጠቐመሉ። ንስኻ ክትከዶ እምበር፡ ንሱ ከምዘይመጽኣካ ተረዲኢኻ፡ ህይወትካ ብዝተወሰኑ ዕድመ ዝተሓጽረት ምዃና ፈሊጥካ፡ ንግዜ ብግቡእ ተጠቐመሉ። - @kidanzelalem - Tikwm"/> >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ንሕና ግን፡ ነፍሰወከፍ ዕድሜና ኣብ ህይወትና ፍሉይ ኣገዳስነት ከምዘለዋ ተረዲእና፡ ንግዜ ኣብ ግዜና ክንጥቀመሉ ይግበኣና። ኣብ ሓደ ቦታ ኮፍ ኢልና ብምጽባይ፡ ግዜ ናባና ክመጽእ ንሓስብ እንተሊና፡ እዚ ምትዕራራይ ዘድልዮ ዝተዛብዐ ስነልቦናዊ ኣተሓሳስባ ምዃኑ ተረዲእና፡ ዳግማይ ናይ ኣተሓሳስባ ውዳቤ ክንገብር ግቡእ እዩ። ምኽንያቱ፡ ንግዜ ንኸዶ እምበር፡ ንሱ ናባና ስለዘይመጽእ። ============================== ንግዜ ኣብ ግዜኻ ተጠቐመሉ። ንስኻ ክትከዶ እምበር፡ ንሱ ከምዘይመጽኣካ ተረዲኢኻ፡ ህይወትካ ብዝተወሰኑ ዕድመ ዝተሓጽረት ምዃና ፈሊጥካ፡ ንግዜ ብግቡእ ተጠቐመሉ። - @kidanzelalem"/>

@kidanzelalem: ንግዜ እናኸድካ ትቕድሞ እምበር፡ ኮፍ ኢልካ ትጽበዮ ኣይኮነን። ነፍሰወከፍ መዓልቲ ኣባኻ ትርጉም ኣለዋ። ትርጉማ እንተዘይተረዲኡካ ድማ፡ ጣዕማ ክጠፍእ ግድን እዩ ዝኸውን። "ግዜ ከይዱ ሹው ኢሉ ተዓዚሩ" ክበሃል ሰሚዕኻ ትኸውን። ምኽንያቱ፡ ደቂ ሰባት ንኣሰራርሓ ክጥዕሞም፡ ናይ ደቓይቕ፡ ሰዓታት፡ መዓልትን ወርሕን ዓመታትን ጌሮም ስለዝኸፋፈልዎ፡ ኣእምሮ ወዲ ሰብ ድማ ብእኡ ተሰሪቑ፡ ምስ ግዜ ምንጽርጻር ከም ግቡእ ስርዓት ጌሩ ወሲድዎ ኣሎ። እቲ ሓቂ ግን፡ ግዜ ዝገበሮ የብሉን። ወትሩ ኣብ ቦታኡ እዩ። ቦታኻ ቀይርካ ካብ ቁልዕነት ናብ እርግና ትኸይድ ዘለኻ ንስኻ ኢኻ። ================================== ግዜ ይመሲ፡ ይበርቕ፡ ኣብ ቦታኡ ከም ቀደሙ እዩ። ስለዚ እዩ ድማ፡ ንስኻ ምስ ዕድሜኻ ክትቐዳደም፡ ምስ ግዜ ምስሕሓብ ከም ልሙድ ጌርካ ክትወስዶ ተገዲድካ ዘሎኻ። ግዜ ግን ወትሩ ኣብ ቦታኡ እዩ። ንሕና ኢና ንኸዶ እምበር፡ ንሱ ብፍጹም ናባና ኣይመጽእን እዩ። >>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>>> ንሕና ግን፡ ነፍሰወከፍ ዕድሜና ኣብ ህይወትና ፍሉይ ኣገዳስነት ከምዘለዋ ተረዲእና፡ ንግዜ ኣብ ግዜና ክንጥቀመሉ ይግበኣና። ኣብ ሓደ ቦታ ኮፍ ኢልና ብምጽባይ፡ ግዜ ናባና ክመጽእ ንሓስብ እንተሊና፡ እዚ ምትዕራራይ ዘድልዮ ዝተዛብዐ ስነልቦናዊ ኣተሓሳስባ ምዃኑ ተረዲእና፡ ዳግማይ ናይ ኣተሓሳስባ ውዳቤ ክንገብር ግቡእ እዩ። ምኽንያቱ፡ ንግዜ ንኸዶ እምበር፡ ንሱ ናባና ስለዘይመጽእ። ============================== ንግዜ ኣብ ግዜኻ ተጠቐመሉ። ንስኻ ክትከዶ እምበር፡ ንሱ ከምዘይመጽኣካ ተረዲኢኻ፡ ህይወትካ ብዝተወሰኑ ዕድመ ዝተሓጽረት ምዃና ፈሊጥካ፡ ንግዜ ብግቡእ ተጠቐመሉ።

ሰረት
ሰረት
Open In TikTok:
Region: GB
Wednesday 29 July 2026 08:52:25 GMT
13537
602
5
42

Music

Download

Comments

xor.taadi
⛓️ (M🎼🕯️🪫 ) • ት 🫵ር ✨ጊ 🌒 :
🫦🫣
2026-07-29 19:22:39
1
fkri12341
Temesgen Amlakey :
🥰🥰🥰
2026-07-29 11:48:48
1
chelseawi.20
chelseawi 20 :
🥰🥰🥰
2026-07-29 09:23:18
1
shabay528
shabay :
🥰🥰🥰
2026-07-29 15:40:06
1
m.mahari.abrha
mahari abrha wedi merab :
👍👍👍
2026-07-29 17:31:44
0
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About