@bilen.1001: ሓደ ተባዕ ውሳነ ንዕድመ ሙሉእ ክቕይሮ ይኽእል እዩ። ኣብ ውሳነኺ ተባዕ ኩኒ። ቀሊል ድዩ ኢልኪ ምሕታት ኣቋርጺ፡ዋጋ ኣለዎ ድዩ ኢልኪ ሕተቲ። ምጉዓዝ ምስጀመርኪ እቲ መንገዲ ናበርሀ ይመጽእ፡ጉዕዞኺ ቀጽሊ። ካብ ፍጥነት ንላዕሊ ኣንፈትኪ ኣገዳሲ እዩ። እቲ ትሓልምዮ ህይወት ኣብ ተራ መዓልታት እዩ ዝህነጽ።እቲ ዝዓበየ ውድድርኪ ምስቲ ትማሊ ዝነበርክዮ ይኹን። ናብቲ ፍሽኽታኺ ዝሰኣንክሉ ቦታ ኣይትመለሲ። ብባዕልኺ ተሓበኒ ብድሕሪ ጉዕዞኺ ዘሎ ቃንዛ ንስኺ ጥራሕ ኢኺ ትፈልጥዮ። 🫰🌸 🤍# #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #foryou

🌬️𝐀𝐃𝐌𝐀𝐒𝐀𝐖𝐈𝐓❤️‍🔥
🌬️𝐀𝐃𝐌𝐀𝐒𝐀𝐖𝐈𝐓❤️‍🔥
Open In TikTok:
Region: SA
Wednesday 29 July 2026 08:52:59 GMT
816
63
3
6

Music

Download

Comments

lili.tgraweyti
Lili ✝️💒 :
ተባዕ ኩኒ👌✌️
2026-07-29 14:42:46
0
lili.tgraweyti
Lili ✝️💒 :
ትክክል👌👌👌
2026-07-29 14:40:32
0
kifela08
ክፍሌ 🇪🇷🎉🇪🇹🎉 :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-07-29 11:53:11
0
To see more videos from user @bilen.1001, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About