@hgawi36: follow ay tresu💎🥰 #creatorsearchinsights #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #fypシ #foryoupage #veralvideo

𝖍𝖌𝖆𝖜𝖎
𝖍𝖌𝖆𝖜𝖎
Open In TikTok:
Region: UG
Wednesday 29 July 2026 20:33:14 GMT
71695
6381
530
458

Music

Download

Comments

abitey04
0946467472 :
ፍቅሪ ኣሎ ሰብ ግን የለን።
2026-07-29 21:23:33
257
natealem3
furti Catholicawit⛪❤️ :
ፍቕሪ ኣሎ ንሱ ከኣ ኣምላኽ ጥራይ አዩ ❤️❤️
2026-07-30 05:35:48
173
y....027
Ÿb.🦅➛ ብ.ቸ.ኛ.ው...🦅💪🇸🇦 :
ኣሎ...♥️ክርደኣካ ዝክእል ሰብ ግንን የለን
2026-07-30 09:00:37
29
kk.kk2695
ሓንቲ ነዲኣ 🤱🥺🔰🇬🇧🥷 :
ፍቅሪ ኣሎ ሰብ ግን የለን ኩሉ ጠላም ከይኑ🥺
2026-07-30 12:09:42
15
itsme12141
My Life 🤐💔🥺(አባቴ) :
1ፍቅሪ ማለት ክርስቶስ እዩ 100%ፍቅሪ አሎ 2ክርድኣካ ተረዱኡካ ማለት ፍቅሪ ህቡካ ማለት እዩ::
2026-07-29 21:35:34
18
filiweddfgghbvvjhdddeef1
Fifi💎 :
ፋቅሪ ይለን ብዓይኒ ረብሓ ኮይኑ) ፋቅሪ ስሚዒት ኢዩ ስሚዒት ካኣ መጻይን ከያድን ኢዩ ) ክርዳኣካ ይብልጽ።
2026-07-29 22:58:11
20
user2243824795416
ንግስቲ ዓቅሊ👌💟 :
ፍቅሪ የለን ረብሓ ግን ኣሎ🥺
2026-07-30 03:12:40
8
tesrasta0
@ኦሼ ዕባይ W.K :
ፍቅሪ ሎሚ ናብ ጥቅሚ ተቀይሩ ዩ✌️
2026-07-30 05:08:57
10
keynatiktok.com2026eri
sami hawi Sinte :
ፍቕሪ ካብ አግዛብሄር ዝዉሃበና በረከት ፍረ ቕዱስ አዩ ። ተፋቕሩ ተፋተዉ ዓለም ብፍቕሪ ምልአዋ አዚ ክብለኩም ከለኩ ድማ ሓደ ምስ ሓንቲ ሓንቲ ምስ ሓደ ብፍቕሪ ተጣሚርኩም ብቓል ኪዳን ተኣሲርኩም በረከት ዘለዎ ሂወትን ሰላምን ዘለዎ ሓዳርና ንባረክ መልአክቲ ጳወሎስ ናብ ሰብ ሮሜ ( ሰቖቓ ኤርሚያስ ) ፍቕሪ ክዓቢ ዘኽሎ ድማ ድሌት ሓደ ሰብ ጥረይ ዘይኮነስ ድሌታት ክልተ ተጻመድቲ ምስ ዝከዉን አዩ ኣብ ዝለዓለ ዓበይቲ ደረጃ ዝበጽሕ አሞ ስለዚ ልብካ ኣንጽህ ፍቕሪ ምአዛዝ የድሊ ማለት አዩ ፍቕሪ ብዓልካ ክተምጾን ክተጥፍኦን ዘይትከ ልስዉር ህያብ አግዚኣብሄር ዝወሃበካ ቕዱስ ስጦታ አዩ ፍቕሪ ማለት ክርስቶስ መድሓኒና አዩ አቲ ንጹህ ዝኮነ ሰብ አግዚኣብሄር ዝሓደሮ ድማ ኣብዚ ጸጋ ፍቕሪ ተኻፈልቲ ይከዉን (ዮሐ) ፍቕሪ ሓልዮትን አምነትን ልዉህነትን ቕንዕናን ዝመልኦ ኩቡር ወርቒ ዘይተባተኸ ሰንሰለት አዩ ስለዚ አቲ ሰንሰለት ንከይባታተኽ ኣብ ፍቕሪ አምነት አምበር ጥርጣረ ክኣትዎ የብሉን ፍቕሪ ብፍቕሪ አንበር ብገንዘብ ክግዛአ የብሉን ምኽንያቱ ብገንዘብ ዝገዝኣካዮ ፍቕሪ ጽባሕ ዉን ዕዳጋ ምዉራዱ ኣይተርፍን ብገንዘብ ዝግዛአ ፍቕሪ ስይጣናዊ ፍቕሪ አምበር ቕዱሳዊ ፍቕሪ ድማ ኣይኮነን። ፍቅሪ ምስ ዝኾነ ይኺን ሃፈቲ ክውዲደር ዘይኽእል ህያብ እዪ ምክንያቱ ንብረትን ሃብትን ይውዲእ እዩ ፍቅሪ ግን ልዘላኣልም ዘይውዲእ ዝነብር ቅርሲ እዩ ፍቅሪ ዓልየት ዓዲ ኣውራጁ ዞባ ሃይማኖት ዘይፈሊ እዩ ። ምክንያቱ ንብጻይካ ከም ንብስካ ኣፍቅሮ ስለ ዝብለና .👌 ቴዳ ጫካን
2026-08-01 12:09:18
4
qrd177
tikha :
love is there but it is individually. it is very rare to see love in couples
2026-07-30 10:55:35
1
luliluli4717
ብተስፋ ተሓጎሱ ብፀበባ ተዓገሱ :
ፍቅሪ ኣሎ ንሱ ከኣ እየሱስ ክርስቶስ እዩ። ሰብ ከኣ ካብ ከፍቅረካ ክርደኣካ ይበልፅ።
2026-07-30 17:01:19
10
heven8242
ድምድማኤል 369 :
ፍቅሪ የለን እየ ዝብል ኔረ ሕጂ ግን ኣብ ከቢድ ... ኣለኹ 😔
2026-07-30 03:22:25
6
kdsanbahta
kusu kisnet :
fkra yelen 😢😢
2026-08-01 12:32:47
1
fre04843
የኣባትዋ ወዳጅ✝️🥷 :
ኣሎ እዩ🥺
2026-07-30 14:22:19
0
desudesu100
📵ሕቡእይ ሕልመይ🇪🇷 :
የለን🙄🙄😣😣😣🖤🖤😣😣😣😣🥺🥺🥺
2026-07-30 23:43:20
1
linda.linda5884
Linda linda :
alo
2026-07-30 20:53:33
1
galtasfay
Dangeliywehiseyy🙏🏼 :
yelen 🥲
2026-07-30 13:21:58
2
tsehaye.gebr
Tsehaye Gebre 21✝️🙏 :
ፍቅሪ የለይ ሓሚማ እዩ
2026-07-30 12:55:47
1
xabhkaligize
𝓚𝓾𝓼𝓲𝓽𝓮𝔂★𝓠𝓾𝓮𝓮𝓷₭🎀🤍 :
krdaka enbr
2026-07-30 09:55:39
4
user5807665454416
ክያ ሓፍት ሰኒ💙🌾💃 :
ፍቅረ የለን ረብሓ አሎ🖐🥺
2026-07-30 11:23:46
2
sandyago08
ሓማሴናይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👮‍♂️👮‍♂️ :
ካብ ከፍቅረኒ ክርድኣለይ እየ ዝደሊ
2026-07-30 11:07:44
2
ay475retyf5
ዕባይ ገጠር ነኝ❤ :
ሓቀኛ ፍቅር የለይ።
2026-07-30 14:33:40
2
23fana
23fana :
ፍቅሪ የለን በጃካ
2026-07-30 20:56:43
1
To see more videos from user @hgawi36, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About