@etyyuufddd: #ፍቅረይ💋🥀 መናብርተይ☝️❤️ ጓሕጊሐ ክዛረበካ ይሓስብ ፍቅረይ ክገልፅ🫂❤️‍🩹 ፊደላት ከም ዝሰኣንኩ ፊደላት ይመርፅ🥺🤌 ግን እቲ ቃል ባዕሉ ሰማይ ምድርን ዘቆመ😌 ስላካ ክገልፅ ግን ኣብይኒ እናተሓሰመ🤲 ከምዛ ዘይፈልጥ ዘይኮነ ቋንቋ ሸኣየይ♥️ ስላካ ክፅሕፍ ግን ይጠፍኣኒ እንድዕለይ🤍 ግን ኣብ ኣብ ዉሽጠይ ኣሎ ሓቀኛ ፍቅሪ🥹🫂 ጊዜ ዘይበትኾ እስካብ ዝሓልፍ ሰማይ ምድሪ🌏 እዙይ ኢለ እኳ ክገልፆ እንተዘይከኣልኩ💞🫶 የፍቅረካ እየ እስካብ ብሂወት ዘለኹ🥺😘 ስለ ዘፍቅረካ እየ ዘፍቅረካ ኣመና ኣብሊፀ🤌🫶 በረካተይ ኢካ ዘይገልፀካ ቃላት ዝተመረፀ🫵🥺 lmss ናየይ የኔ ናፍቆት መሐንቀቅየይ መናብርተይ ናዘልኣለም🕊️🫂💍🥀🔐 ትብልዮ ኣዳም ጋብዝዮ ሂዋነይ👸መንሽን ግበሩኡ🙄ኣይትሰከፋ ፍቅሪ ይዓቢ ሼር በላሉ🫡

𝐑𝐀𝐤𝐢❤️🔐
𝐑𝐀𝐤𝐢❤️🔐
Open In TikTok:
Region: SA
Wednesday 29 July 2026 21:42:49 GMT
1857
63
2
35

Music

Download

Comments

yyyyerus
D 14.... :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-07-29 22:00:59
0
yyyyerus
D 14.... :
😁😁😁😁😁🥺🥰
2026-07-29 22:01:06
0
To see more videos from user @etyyuufddd, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About