@h_abigail_dc: 🫶🏾👸🏾 #habeschatiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #ethiopian_tik_tok #tigraytiktok #frpシ

Abigail
Abigail
Open In TikTok:
Region: DE
Thursday 30 July 2026 09:20:21 GMT
91962
5933
158
347

Music

Download

Comments

fethi0240
TIME :
how come Eti wedi meriquni zeybele mesia? beyna diya ketmerO, anyway des ybel congratulations
2026-07-30 20:33:33
0
atiye.wedi.atkaro
atiye wedi atkaro :
love it
2026-07-30 19:05:30
1
bandmasli08
bandam ፈቓር ኣቦ ቡዙሓት :
ተመስገን ፈጣሪ ካብዚ ዛዓቢ ጸጋ አታይኣሎ ዝረከብክዎ ዘይብለይስ ነዛ ቪዶ ምስራኣክዋ ግን ፉሉይ ደስታ ተሰሚዑኒ አዚ ባህልናስ መመሊሱ የኩርዓካ አቃዕ ፍረኩም ኮንኩም ኣቱም ናተይ ዕድሜኩም ይባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቱም ናተይ አዚውን ዓቢ ትምርቲ ዩ ንኑኡሰይ ከማኩም ይብዛሕ።🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-07-30 16:50:20
58
natey.heaven
Beilul wadi :
ንቡር ሪኢና ተባረኺ🥰🥰🥰🥰🥰👈
2026-07-30 12:08:17
84
liduamen8
gal eiry🇪🇷🇬🇧 :
congratulation xebuqat
2026-07-30 20:14:16
0
awita_fqr
Awita_fqr :
Asey hadarkum ybarek ትሕት ኣብ ቅድሚ ኣቦታታ ደስ ክትብለካ 🙏❤️
2026-07-30 14:14:22
55
user1135617505906
ተስፋ ጽባሕ🇪🇷🇪🇹🇰🇪🇺🇬🇨🇦 :
ሓዳርኪ ይባረክ ክብርቲ ሓፍትና ክብረት ንዘለዎ ሰብ ክብር ይህቦ እዩ እሞ ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርከን ይቀደስን🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-07-30 16:33:24
13
galemebrhan19
ጋል ሓረስታይ ✝🇧🇷🌸 :
she is Queen👸❤️🌸
2026-07-30 19:21:35
3
uers055
ሕልና'ኸ📥📚...🚶‍♂️ :
ክብረት ይሃብኪ ሓበተይ ጽብቅቲ ከምዚ ካብዘይ ንርኢ ተነዊሕ ኮይኑ ከምዚ ክትርኢ ከላኸ ንድሕሪት ትምለስ እሞ ፉሉይ ስሚዒተት ይስመዓካ ሓዳርኩም ይባረኻ ፈረይትን ጸገይትን ይገበርኩም🙏🥰😻🤝
2026-07-30 16:59:32
12
votka790
🇪🇷✝️🌴 :
ሓዳርኪ ይባረክ ክብርቲ ሓፍትና ክብረት ንዘለዎ ሰብ ክብር ይህቦ እዩ ኣምላኽ ተባረኪ ሓዳርኪ ይቀደስ
2026-07-30 13:30:50
14
almazabrha79
እሙ አቤል እና ቃልአብ 🍋🍋🍋🍋🍋🍋🍋 :
እሰይ ቅዱስ ገብርኤል የክብርኪ ንቡር ይሃብኪ ውላድኩም የሪአና ተመስገን ግዜና ተመለስ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-07-30 15:46:11
7
user4712061760997
ሸገ ጋል ውቅሮ❤️💛✝️ :
በስማኣም ፍሽክ ናበልኩ ደጋጊመዮ ከምዚ ኑውር ንዓናለ የዓደለና ፈጣሪ🥰❤😴
2026-07-30 15:59:24
6
askaulyafet
𝙖𝙨𝙪𝙠𝙖𝙡&𝙮𝙖𝙛𝙚𝙩🦋🦋16 :
ኣሰይ ፈጣሪ ዝፎትዮ ስራሕ ክንደይከ ደስ ይብል ባህዘብል ሓዳር ይሃብኪ ፅብቅቲ 🙏🥰🥰
2026-07-30 17:50:00
5
h5359653
♡$ :
Efff Temsgen amlak abey❤️🙏🥹
2026-07-30 12:52:21
10
nxbuki
fani fani :
2026-07-30 19:28:54
1
shakway4
Shaqeway wedi maeraguz🇧🇪 :
nebur Rena tebarki hafty nty 🙏 🥰
2026-07-30 12:26:50
7
rahwageremaryam
.. :
Casey Shikor 🙏🥰🥰🥰
2026-07-30 10:20:31
1
bandmasli08
bandam ፈቓር ኣቦ ቡዙሓት :
ኣሰይ ኣሰይ ሓፍተይ ክዲ1000 ኮኮብ ኣዋልድ ብሓፈሻ ኩሉኩም ፋሚለይ ካብ ዛዓቦኩም ክሳብ ዝናስኩም ትሕትናኩምን ፍቅርኩሙን ንመን ዘየደነቀ ትፉለዩ ኢኩም ዕቤት ካብ ገዛካዩ መሰረቱ ስለዝኮነ ድማ ፍሪኡ ኣብግብሪ ይርአ አንሃለ 🥰🥰🥰🥰🥰
2026-07-30 16:57:52
1
bandmasli08
bandam ፈቓር ኣቦ ቡዙሓት :
2026-07-30 16:50:30
1
wintu8294
wintu Epoxy :
Asey samrey mkrti hadarkum yibarek 🥰🥰🥰🥰
2026-07-30 16:44:29
1
letina82
Letina 💙 :
እድብቲ🙏🥰
2026-07-30 17:51:54
2
eryy198
wedi haykota25 :
woo das ktbul🥰🥰🥰🥰
2026-07-30 18:47:12
1
rahelgalshere
ራሄል ፈታዊት ሰሌ💙💛 :
ኡፍፍ ምስ ባሃልና ዘለኒ ክብሪ ጽብቅቲ ሓፍተይ ከም ኣዴዳታ መክበሪት ባህላ ርሑስ ጋማ ይኩነልኩም ዛበይተይ🙏💗
2026-07-30 18:57:11
1
_madrid_43
𝐄𝐃𝐄𝐍_💙 :
ohh🥺💗
2026-07-30 17:07:02
1
To see more videos from user @h_abigail_dc, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About