Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@s9390439: #CapCut #ራያ #capcut #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር🙏🇻🇳🌿🌿🌿 #capcut
ሂወት ሳሎን ርያድ ክዳን ዉንአሎ ሽርጥ
Open In TikTok:
Region: SA
Friday 31 July 2026 05:22:47 GMT
8129
295
132
14
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0.45MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0.35MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
ኹሉ ብትዕግስቲ 🙏🙏🙏 :
aye adil labedaney kiked ay ihwuket 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
2026-08-01 08:18:51
0
ኩሉ ከም ፍቃድኻ ይኹን🙏 :
ወድነይ ኩሉ ግዜ ዘይኣምን ሓሸት እኑ ናበልኩ ነብሰይ የዐሽዋ ክሳብታ ዝከደላ ገና ቆልዓ ስለዝነበረ ምንም ነገር ኣይገበርኩሉይ ሴይክል ትገዝእለይ እኪ ናብ ትምህርተይ መመላለስተይ ይብለኒ ነይሩ ከይገበርኩሉ ግን ኣብ ዕሸል ንእስነቱ ልትግራይ መስዋእቲ ከፊሉ 😭💔ብሰላም ክምለሰለይሞ ኩሉ ትዝደልዮ ክገብረሉ እየ ላበልኩ ነይረ ግን ኣምላክ ኣይፈቀዶን ሐዚ ግን ኣብ ጣዕሳን ቃንዛን ይነብር ኣለኹ ወድነይ ጎይታዋይ ሓፍትኻኮ ፍትውው ንፍቅቅ እየ ዘብለካ ኣሕሕሕ ቁስሊ ጥራሕ ግን ታይ ገበርናኩም ከምዝይ ዓይነት ትሓቱ ኣዕንተይ ዝሕንዝሕ ላነባዕኩ እየ ፅሕፈዮ ኣይኮንን ድኣ እንበር ተዝኮነልና ድኣ ታሞ ቃል የብለይን ዝብሎ😭😭😭💔💔💔💔
2026-08-01 22:58:57
3
Love :
የኮነን ነይኩ ኢሉ ደዊልለይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ኣብቅደመይ ደዊሉ ናዋግዐኒውን ዝመፀ ኣይመስለንንን😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥😥ኣለክንዶ ከምዝከማይ በይንክን ተዋግዕኦም ነሓትክን😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
2026-08-01 13:33:15
1
ማሓዛ ጋል ብሬ ፍቅር🎼♥️Ⓕ👸 :
እፍፍፍፍ ደቅነይ ህልም የብለኒ ሓፍትኹም😭😭😭😭😭
2026-08-01 03:15:10
4
ቅድስት hagos😘 :
እፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ዋላ ድጋሚ ተራኪብናማ ኣሒምዎ ማይ ዶ ከምፀአልኻ ታይ ዓይነት ምግቢ ክስርሐልኻ ኢለ ናጠየቅኩ ምስ ኣላዐልክዎ ተዝፍለየኒ ብዓይነይ ናረአኩ ሓመድ ኣደም ምከደንክዎ ይሐሸኒ😢😢😢😢😢ሓወይ ኻብ ዝስዋእ ዓመታት ኣቁፂሩ ግን ኩሉሻዕ ብሕልመይ ይመላለሰኒ ሕልናይ ዕረፍቲ ስኢና 😢😢😢😢😢😢
2026-07-31 23:30:54
1
12,23, :
ኣነማ ገና ኣይአመኑኩን ስባኣየይ አቦ 2ደቀይ 2013 ወፁኡ እዚኹላይ ሓሉፉ 2014 ጥቅምት 😭6😭ሞዩቱ እሎሞ ኣሪዶእሙኑ ግን ኣነ ምእማን አብዩን ሕዚማ ካብኡ ካብእቲ ዝሰራሕናዮ ግዛ ወፅአ ሐዚ ደማ ሞሩሩን ደቀይ ሓድገ ናብ ሱዓድ መፅአ ግን አን ምሰ አተኩ እሱ እውን ካኣትይ እዩ ላበኩ እየ ዚውዓለ እፍፍፍ😭😭😭😭😭😭
2026-07-31 22:38:57
1
one Dey 16❤ :
ኣበይ እም ውዲነይ😭😭😭😭
2026-08-01 12:06:45
1
ሰሉ ንግሰቲ ኩለን❤️🩹🫶🥱 :
😭😭😭😭😭
2026-08-02 00:58:56
0
እድብቲ ናፋቅት ስድራኣ❤🥰🥀 :
ውይውይ 🥹💔ብዘይኮን እባ አይትተናክፋና ቆስልና 💔😭እህ ሓነድ ትብለዐኒ ዝወድነይ ሕርርር እልካ ስቅ💔😭
2026-07-31 20:41:45
1
ተመሰገን ኣምላኬ ሰለ ኩሉ ነገር 👏 :
አይይይይይይይይ😭😭😭😭😭😭😭
2026-08-02 02:23:24
0
አዶ ያፊት 💕💕 :
እፍፍፍፍፍፍ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
2026-08-02 01:47:14
0
ፍቅሪ ዩ መንገደይ❤ :
ኣይ😥💔😥😥
2026-08-02 00:14:47
0
𝑚𝑎𝑛𝑎 :
በይን ዕድለይ እሞ እሕሕሕሕሕ ደቅነይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
2026-08-02 00:54:04
0
ቀባፅ ጓል ዓጋመ :
ኡፍ ኣበይሞ ወድነይ😭😭😭
2026-08-01 23:53:29
0
Lemi Love :
ዝቅየር ለባ ምኾነ ውድነይ ባዕለይ ምኸድኹ ካብ ኹሉ ጊዜ ፀፀት🥺🥺🥺🥺
2026-08-02 00:21:40
0
Tsega Ya Tomas Lij :
😭😭😭😭አበይሞ😭አሕ
2026-08-01 23:25:14
0
tdf ራያ ማቻረታይ :
ኣጆኽ😭😭😭😭😭😭
2026-07-31 14:21:11
0
mili የማርያም ልጅ :
ሕደጋና እስቲ ታገበርና ልለይምለሱ ልነሕልፎለና ባዕልና ንፎልጦዋ😭😭😭😭😭
2026-08-01 23:43:37
0
ኮኾብ ናይ ፅባሕ🥰 :
Hዬ ፡ ስብራተይ😭እንታይ በደልናኩም ናነባዕና ንብዓት ትውስኹልና 😭
2026-08-01 22:34:48
0
user3024233123986ሜሪ :
ኤህ ሕደገናደ ድጉል ሓዊ ዋዕኢልካ ዘይብከዮ ኣለናእፍፍፍ😰😰
2026-08-01 22:06:49
0
ስናፍቅህ ሉኑር ውንዴሜ💔H ስብራቴ💔 :
እበይም ቡዙሕ ነይሩ ግን 😢😢 ውድነይ ምንእስይ Hዩ ስብራቴ 🥲😢
2026-08-01 23:28:41
0
ሓጉሽ ሃይሉ,27 :
እፍፍፍ💔💔💔💔💔💔💔🖤🖤🖤🖤😭😭😭😭😭
2026-08-02 04:25:04
0
Fani Gal Atsbi :
ኣበይ እሞ😭😭😭😭😭💔💔💔
2026-08-01 22:26:02
0
ዘይሃስስ ቃንዛ ኣለኒ ቃንዛ ወድነይ G💔 :
ኣበይሞ ወድነይ ሕልሚ ተዝኮነለይ😭😭😭😭😥
2026-08-01 23:09:31
0
To see more videos from user @s9390439, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
【続き3】15メートル戻れんくなるから緊急脱出立体装置作った
Ready to upgrade your body care routine? ✨ The Truly Beauty Torch Sculpting Body Serum and Easy Tiger Resurfacing & Smoothing Body Treatment are a perfect duo for skin that looks smoother, feels hydrated, and appears more radiant. Torch delivers lightweight moisture while Easy Tiger helps improve the look of rough texture, crepey-looking skin, and stretch marks over time. An easy self-care routine you’ll actually look forward to.
#c63s #amg #mercedes #w205 #fyp
#0y #0意 #tanham #kuaishou #queca
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy