Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@ouahiba182:
oum_nour👸douaa👸amira👸❤️🤲
Open In TikTok:
Region: ES
Friday 31 July 2026 14:24:02 GMT
11043
245
0
273
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @ouahiba182, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
oh yes! 🌚🔥 #viral #poetry #trending #fyp #attitudestatus
@fabioteruel Se esta mensagem apareceu para você, não foi por acaso. Deus conhece as suas preocupações e quer fortalecer a sua fé neste momento. Fique até o final. Existe uma bênção sendo preparada para a sua vida. Talvez você não consiga enxergar agora, mas Deus já está organizando tudo para surpreender você. Assim como Ele cuidou de Daniel na cova dos leões, também está cuidando de cada detalhe da sua vida. Continue firme, porque a vitória chegará no tempo certo. Eu creio, amém. Deixe o seu nome para oração nos comentários e compartilhe esta mensagem com alguém que precisa renovar a esperança. #oracao #palavrafabioteruel
món đồ giúp quần áo trong tủ luôn gọn gàng #giadungtienloi
ஓம் நமசிவாய ⚜️⚜️⚜️⚜️⚜️🙏🙏🙏🙏🙏🔱🔱🔱🔱🔱
#ماشاءالله_تبارك_الله #foryou
#اشعب_اصيني_مال_حال😹💔 #ኤርትራንኤሪትራዊያን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ቲክቶክሀበሻ #sahotiktok🇪🇷💙💙💌🇪🇷💯💫✊ ኤርትራዊ ጋዜጠኛ ቴሌቪዥን ኣልጃዝራ ዑስማን ኣይፋራሕ። ዑማን ኣይፋራሕ ኣብ ታሕሳስ 1979 ካብኣቦኡ "መሓመድ ኣሕመድ ኣይፋራህን ካብኣዲኡ “ሰዒዳ ዑስማን ዓብደላ ጃስር" ኣብ ኢትዮጵያ ተወሊዱ። ኣቡኡ መሓመድ ኣሕመድ ኣይፋራሕ ኣብ ግዜ ጎበጣ ኢትዮጵያ ንኤርትራ ምስ ሰውራ ኤርትራ ተሓባቢርካ ብዝብል ክስ ተኣስሩ ነይሩ። መንእሰይ ዑስማን ኣይፋራሕ ኣብቲ እዋን እቲ ብምውላዱ ፖለቲካዊ ተገደሴነቱ ኣብ ህይወቱ ካብታ ቀዳመይቲ ደቒቕ ህወቱ ኣትሒዙ ኢዩ ምስኡ ዓቢዩ፡ ካብኡ ክሳብ ሕጂ ውን ኣይገደፎን። ዑስማን ኣይፋራሕ ካብኣርባዓተ ኣሕዋቱ ማእከላይ ሓው ኮይኑ ካብቲ ኩሉ ግዜ ዝሕበነሉ ሕብረተ-ሰብ ሳሆ ኢዪ ዝውለድ። ኣቡኡ ከም ምሩጽ ኣብነታዊ ውላዱ ገይሩ ዝቖጽሮ መንእሰይ እዩ። ኣሕዋቱ፡ ሱሌማን፡ ኣሕመድን፡ ኻልድን፡ እስማዒልን ኢዮም።ኣሓቱ ድማ፡ Dr.ሱዓድን እታ ዝነኣሰት ሃናንን ይበሃላ። ስድርኡ ካብኢትዮጵያ ናብ ጅቡቲ፡ ካብኡ ናብ የመን፡ ቀጺሎም ናብ ስዑዲ ዓረብ፡ ጸንሖም ድማ ኣብ 1991 ካብስዑዲ ናብ ዓባይ ብሪጣንያ ተሰዲዶም። መንእሰይ ዑማን ኣይፋራሕ ካብግዜ ንእስነቱ ኣትሒዙ ኣብ ጋዜጠኝነት ክሰርሕ ዓቢ ተገዳስነትን ህርፋን ዝነበሮ መንእሰይ ኮይኑ፡ ኣብዝተፈላለየ ቻነላት ፈነወ ዜና ዓረብኛ ዝሰርሕ እንኮ ሓደ ኤርትራዊ እዩ። ሞያኡ ምስ ጋዜጠኝነት ቴሌቪዥን። ዑማን ኣይፋራሕ ሞያኡ ኣብ ጋዜጠኝነት ምስ ብቱኒዝያዊ ጋዜጠኛ ትውነን ኣብ ለንደን ኣብትርከብ ኣል-ሙስታኪላ እትበሃል ቴሌቪዥን እዩ ዝጀመረ። ኣብ 2001 ምስ A.N.N (Arab News Network) ከም ሪፖርተርን ኣቕራቢን ኮይኑ ሰሪሑ፡ ኣብኣ ድማ ንኲናት ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኣፍጋኒስታን ሸፊኑ። ብድሕሪኡ ናብ khalifa ቲቪ ብምቅያር ኣብ ለንደን ከም ሪፖርተርን ኣቕራቢን ኮይኑ ሰሪሑ። ኣብ 2003 ናብDubai TV ቀይሩ ኣብኣ ኣብ ዓለምለኻዊ ትካል ገንዘብን ባንኪ ዓለምን ኣቅራቢ ዜናታት ኮይኑ ሰርሑ። ድሕሪ'ዚ ናብAl Arabiya ቻነል ብምስጋር ኣብ ዱባይ ከም ሪፖርተርን ኣቕራቢን ቁጠባውን ፖለቲካውን ሽፋን ዜናታት ኮይኑ ሰሪሑ። ኣብ 2008 ኣብ ለንደን ኣብ ትርከብ BBC News Arabic ቻነል ተሰጋጊሩ፡ ኣብታ ቻነል ድማ ሓደ ካብቶም ቀዳሞት ኣበገሰት ካልኣይ ሕታማ ኮይኑ ዝሰረሐ እዩ። ኣብ 2010 ናብ ኣልጀዚራ ትቪ ተሰጊሩ።ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብታ ቻነል ከም ኣቕራቢ ዜና ኮይኑ ይሰርሕ ኣሎ። እቲ ዝገበሮ ኣገዳሲ ሽፋን ዜና 1_ቅድሚ ውድቀት ጣሊባን ኣብ ካቡል ካብቶም ሓሙሽተ ወከልቲ ኣምሓላለፍትን ብዓረብኛ ሓደ ኮይኑ፡ ኣብኡ ኣብትሕቲ ኣዚዩ ዝፈርሕን ኣሳቓያን ዝኾነ ኩነታትን ኮይኑ ነቲ ዝነበረ ኲናትን ኩነታትን ካብዝመሓላለፉ ዝነበሩ ሓደ እዩ። 2_ ኣብ ሃገር ሱልጣነት ዖማን ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ዓረብ ኣምሓላለፍ ዜና ነይሩ። 3_ብተወሳኺ ፕረዚደንት ነበር ኣመርካ ኦባማ ናብስልጣኑ ድሕር ምምጻኣ ናይ መጀመርታ ንዑደቱ ናብ ሃገር ቱርኪ ምስኣካየደ እቲ ዑደት ኣመሓላለፈ። 4_ኣብዚ ቀረባ እዋን እቲ ንመረጻ ህንዲን ንሓያሎ ከተማታት ህንዲ ንምሽፋን ብቢቢሲ እንግሊዝኛ ኣብ ዝተኻየደ ዑደት ተሳትፉ ነይሩ። 5 ኣብ 2010 ኣብ ሱዳን ዝተኻየደ ምርጫ ኣምሓላላፍ ነይሩ።እዚ ምርጫ ድማ ድሕሪ 1986 ኣብ ሱዳን ንፈለማ እዋን ንብዙሓት ሰልፍታት ዝሓቖፈ ፕረዚደንታዊን ባይቶኣውን ምርጫ እዩ ነይሩ። 6_ ዑስማን ኣይ ፋራህ ምስ ሓያሎ ፍሉጣት ፖለቲካዊያንን ሰብ ዓቢይ ታሪኽ ዝኾኑ ሰባት እውን ብዙሕ ቃለ መሕትት ኣካይዱ እዩ። ከምኡ ውን ምስ መራሕ ኣስመራ ኢስያስ ኣብቻነል ዓረብያ ቃለ መሕትትን ኣካየደሉ ነይሩ ኢዩ፡ ብዛዕባ ማእሰርቲ ከም በዓል ማሕሙድ ሸሪፎ ዝኣመሰሉ ሚኒስተራት ነበራት ምስ ሓተቶ ዘስዓቦ ክትዕን ብዙሕ ኢዩ። ከምኡ ውን ብዛዓብ ምእሳር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ነበር ሃይለ ወልድ ትንሳይን ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፍርዲ ዝተውሃበ ማእሰርትን፡ ብዛዕባ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብኤርትራን ብዝሕ ፖለቲካዊ ፓርትታ ዘይምህላዉን ሓትትዎ። ዋላ’ኳ እቲ ፕረዚደንት እቲ ሕቶታቱ ክሳብ መወዳእታ እቲ ቃለ ምሕተት ይነጽግ ’ኳ እንተነበረ፡ እቲ ሓያል ድፍረቱን ሓያል ኣቀራርባን ሕቶታት ንጋዜጠኛ ዑስማን ኣይፋራሕ ዝምስገን’ዩ። ብተወሳኺ ምስ ኣሳዲቅ ኣልማህዲ ቃለ መሕትት ኣካይዱ፡ ጸንሑ ድማ ምስ ፕረዚደንት ዞባ ኩርዲስታን ኣብ ዒራቕ Massoud Barzani ቃለ መሕትት ኣካይዱ። ብዙሓትን ብሉጻትን ስራሓት ኢዩ ኣከይዱ። ኣብ 2012 ንሚኒስተር ምክልኻል ሱዳን ዓብዱሩሕማን መሓመድ ሑሴን ኣብ መደብ ቴሌፍዤን ኣልጀዚራ "ልቃኣ ኣል ዩም" ቃለ መሕትት ኣካይዱ። ኣብ ውሕዳት ዓመታት ፍሉይ ተመኩሮ.. ኣብውሕዳት ዓመታት ኣብ ብርክት ዝበሉ ዝተፈላለየ ኣንፈታት ዘለወን ቻነላት ከም ጋዜጠኛን ኣቅራብ ዜና ኮይኑ ሰሪሑ።ስነ-ቑጠባ፡ ፖለቲካን ሽፋን ኲናት ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኣፍጋኒስታንን ሓዊሱ ኣብዝተፈላለየ ዓውድ ጋዜጥነት ስርሑ ኢዩ። እዚ ኩሉ ብዕድሚኡ ንእሽቶ ክንሱ ኣዚዮ ዘለዎ ፍሉይ ክእለትን ተመኩሮን ዘረእ ኢእ
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy