@glitchypeach4: ¿Crees que esto sea real? 🤔 Mira el resultado final... ¿Lo usarías para ir a la playa? 👇 #corrector #ojeras #concealer #cubreojeras #impermeable

Fine Era
Fine Era
Open In TikTok:
Region: MX
Saturday 01 August 2026 02:39:43 GMT
3270
38
1
5

Music

Download

Comments

stevenx123
Etii :
donde lo puedo pedir y cuánto vale
2026-08-03 19:10:13
0
To see more videos from user @glitchypeach4, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

Replying to @bini.habeshawi14ዝገርም ግጥሚ እዩ።    ✍️✍️✍️✍️ጭላ...! :::::::::::::::::::::::::::::: ዓዲ ታሪኽ : ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ ዓዲ ጅግና : ዓዲ ተጋልቲ ዓደይ ሃፍታም : ዓዲ 'ቶም ሰብ ርስቲ ማህደር ስርዓት : ዓዲ ዕቁር ሃፍቲ! ጭላ ዓደይ : ኣንከረ ቧሩኳ ዓዲ መሸላ : ዓዲ ፅራይ ዱቋ ሃፍቲ ከይጎደለ : መጋቢት ከለኺ ኩሉ ናፊቁኪ ዘይከምውህብቶኺ ኣስፋልት ኮብልስቶን : ሰማይ ኮይኖሙኺ! ዓዲ ሽምብሩህ : ጠራውር : ዓዲ ገባት ገጠር ጭላ : ኣሳይመ : ውህደት ሻመ : ዓዲ ኢለን:  ፃዕዳላኻ : ዓወት ማዓድን ሳፋየር : ወርቂ ተሸኪምኪ ሑፃ እምነ-በረድ : መሊኡ ከርስኺ ፍፁም ዘይጎደልኪ : ሙሉእ እንተለኺ በላዒ በዚሑስ : ልምዓት ርሒቁኪ! ሰራው ገባ ዓየ : ጭጎኖ ሞሞና ፅላል ሳግላ ዳዕሮ : ምዕራፍ ሰብ ከፍትና ህያብ ተፈጥሮኺ : ንኾርዐሎም ንሕና ጭላ ዓደይ : ኣንከረ ባሩኳ እምብልታ ከበሮ : ዓዲ ፅራይ ዱቋ ነበረ ከይኮኑ : ንሓልዎም ደቃ! መሬትኪ መሊኡ : ምስ ሃፍተ ገነትኪ ሰኣን ዕሩይ ስርዓት : ዕቤት ርሒቁኪ ደቅኺ ንስደት : ፅኑዕ ርገፁ ኢልኪ ምፍናው ይኣክል : መርምሪ ዓርስኺ! ዕቤትኪ ክጋሃድ : ደቅኺ ኣክቢ ኣስፊሕኺ ምኸሪ : ኣዕሚቕኪ ብልቢ ማሕለኻ ዕቤትኪ : ሃብሉ መዕለቢ እሂን ምሂን በሊ : ኣብ ማኣዲ ዕብየት ቆሪፅኪ ውፈሪ : ኣብ ፅላል ሓድነት ተጠቃሲት ኩኒ : ናይ ልምዓት ኣብነት!!

About