@kiyaye014: ንግሥተ ልበይ ካብ ሰማይ ዝወረደት መልኣኽ ትመስሊ፣ ብባህርያትኪ ንልበይ ዝማረኽኪ። ፍሽክታኺ ንጸልማት ሕይወተይ ዘብርህ፣ ቃልኪ ንጭንቀተይ ካብ ውሽጠይ ዘርሕቕ። ከም ወርሒ ንግሆ ኢኺ ንቑሕ ሰላመይ፣ ኩሉ ግዜ ዘስተንትነኪ ኢኺ ሕልመይ። ብዘይ ብኣኺ እታ ዓለም ባዶ እያ ትመስል፣ ምሳኺ ክኸውን ግን ተስፋይ ይሕደስ ይውስኽ። ፍቕርኺ ኣብ ውሽጢ ደመይ ተሓዊሱ፣ ዝኽርኺ ኣብ ኣእምሮይ ነጊሱ። ሕለፊ እምበር ንኩሉ ማዕበል ሕይወት፣ ምሳኺ ክሳብ መወዳእታ ክነብር እዩ እቲ ትምኒት። ኣብ ዓይንኺ ፍቕሪ ጥራይ እዩ ዝርአ፣ ካብ ክፉእ ኩሉ ፈጣሪ የዕቅበኪ ብድኃኔ። ንዓኺ ዘለኒ ፍቕሪ መወዳእታ የብሉን፣ ብዘይ ብኣኺ ዝነብሮ ሕይወት ትርጉም የብሉን። ውቅያኖስ እንተ ዝኸውን እቲ ናተይ ፍቕሪ፣ ማዕበሉ ምኾነ ንዓኺ መግለጺ ክብሪ። ኣብ ልበይ ዝተቐረጽኪ ንግሥተይ ኢኺ፣ ንዘለዓለም ብፍቕርኺ ክነብር እየ ንዓኺ።
🎭𝐊𝐈𝐘𝐀𝐘𝐄♠️
Region: SA
Saturday 01 August 2026 03:33:40 GMT
Music
Download
Comments
ወዲ ረሰኒ🤟 :
ዝይንስኺ መን ኣለና ዲዩ ጅብዕተይ🥰🥰💋💋💋💋
2026-08-09 18:42:48
1
ake :
2026-09-08 21:44:19
0
ሕልና💊 :
ሩፍታይ🫅❣️
2026-08-06 21:28:32
0
𝓽𝓶𝓷𝓲𝓽 𝓱𝓪𝓯𝓽𝓲 𝓼𝓪𝓶𝓲 :
2026-08-13 15:05:11
0
sami :
🥰🥰🥰
2026-08-16 05:04:45
0
@ efrem weynay :
2026-08-16 17:05:55
0
Yinna yifoytaa :
2026-08-22 06:45:28
0
kale 23 :
ሽሙ ንገርኒ በጃኪ
2026-08-16 20:50:22
0
rahel@@@ :
gbeti
2026-08-28 05:04:31
0
@haf man23151619 :
@abatwa mesay 🥰🙏
2026-08-31 13:36:10
1
ሰላም እየ ዝደሊ ኣነ l want peace l d :
@black life🏃♀️👌🎤🎧🎼✈️ ፍቅረይ
2026-08-13 19:33:23
0
Hayluwa :
[Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming]
2026-09-09 15:44:29
0
Nahom &k🤘❤️ :
♥️♥️♥️
2026-09-06 21:33:36
0
ሃይሚየይ ምስ በልኩ እንድየ😍😍❤❤😍 :
😱😱😱😱😱
2026-09-13 19:57:47
0
new life🤑🤑😎 Ⓜ️ :
🥰🥰🥰
2026-09-05 03:54:14
0
edu :
👍👍👍
2026-09-13 05:59:44
0
user6734891778361 :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-09-03 17:08:52
0
dytz67dm7fan :
🥰🥰🥰🥰🥰
2026-09-01 13:42:13
0
ኣላማርርምጌታየ :
😁😁😁
2026-08-31 16:07:23
0
አዳኙ 😘 :
🥰🥰🥰
2026-08-30 19:57:00
0
Anbi :
🥰🥰🥰
2026-08-29 02:53:41
0
19 wedi temben :
🌹🌹🌹
2026-08-20 20:23:44
0
yonas hadnet band :
🥰🥰🥰
2026-09-05 14:53:10
0
ክፍለ :
🤟🤟
2026-08-28 13:00:57
0
ፈቃር እዩ ልበይ :
❤️❤️❤️
2026-08-01 06:14:51
0
To see more videos from user @kiyaye014, please go to the Tikwm
homepage.