@summerskyefitness: busy but also lazy girl meals #Fitness #wellness #whatieatinaday #fulldayofeating #caloriedeficit

SUMMER ★
SUMMER ★
Open In TikTok:
Region: US
Saturday 01 August 2026 15:40:22 GMT
1321
44
2
0

Music

Download

Comments

lv.2.0_
LAUREN 😎✨😝😤🤟 :
Top from where?
2026-08-01 16:15:02
1
To see more videos from user @summerskyefitness, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ሎሚ ዘይብሉ ጽባሕ ይረክቦ፡ዕድሉ ኮይኑ እዝጊ ዝሃቦ ድሕሪት ተመሊሰ ኣብ ዝኽሪ ትማል እንክጥሕል ድም ተመስገን ገብረስላሴ በታ ዋላ ኣይከሰብ ;ዘርእስታ ኣልብሙ ልቡ ዘይተዘምተ በጽሒ ይኹን፡ዘይዓበደት ጎርዞ ኣይነበረን።ኣይጸንሐን ሰብ;ዩ መኽስብ ;ብምባል በቲ ዑፍ ያሬድዝጥዕም ድምጹ ካልኣይቲ ኣልብሙ ሒዙ ተመሊስና።ሰብ እወ መኽሰብ! ጣኒቆ መለለይቱ ከነሳ፡ሳላቲ ጣዕመ ደርፍታቱ ክንድስም ኮይና ክተገልግል ግዜ ኣይወሰደትን።ኣውቶብስ፡ክዳን፡ስካርባ፡ቁናኖ ;ቲ ዝርዝር መዓት እዩ ክንደይ ክብሎ።ዝና ተመስገን ማዕሪኡ በሪኹ።ኣምላኸ ይመስገን! ሎሚ ግን ከምዘይጣዓየ ብመንገዲ እቲ  ፍቅሩ ዘቃልሐ መንእሰይ ምስ ሰማዕኹ ከም ኩሉ ሰብ ሕማቅ ተሰሚዑኒ።ካብ ልበይ ምስ ደርፍታቱ ካብ 2004 ጀሚረ የወግዕ ብምንባረይ ድሕሪ 12ዓመታት መሊሰ ድሕሪት ተመሊሰ ንነብሰይ ዘኺርክዮ;ዶ ተመስገን ኢለያ።ነብሰይ ድማ መኣዝነይ ናብቲ ኣብ ክራማት2004 ኣብ ማይሓባር (ስልጠና ኣብ ዝነበርኩሉ)ኮይና ንሰምዖም ዝነበርና ደርፍታቱን፡ቀቅድሚ እታ ኣብ ERI TV ናይ ፈለማ ቃለ መሕተት ምግባሩ ቅዱስ ዮሓንስ ኣብ ከተማ ዓዲዃላ ምስ ድም ተስፋይ መንገሻ፡ኣብ ኣደራሽ ;ዓዲ በጊዖ ዘቅረቦ ለይታዊ ትልሂት ብምምላስ ዓምዩቕ ኣተንፈሰት። እቲ;ዃ ኣብ ልዕሊ መንእሰያት ፍሉይ ሓልዮትን ፍቅርን ዝነበሮ ጣኒቆ ግደፊ ሕብእብእ-ገድፊ ክውልውል፡ኢሂን ሚሂን ንበል ብጋህዲ ነዓልል ብምባል ግሉጹነት ኣብ ፍቅሪ ንክህሉ ዝመዓደ።ጣኒቆ ብረይ ቡሩረይ፡ፍቅሪ መዝሙረይ፡ፍቅሪ ዳዊተይ እንድዩ ተረድእለይ ብምባል ስሚዒት ፍቅሩ  ዝገለጸ። ;ጣኒቆ ኣንታ ክሓስም ጽብቕቲ ምፍቃር፡ወትሩ ምጥርጣር ;ናበለ ንክንደይ ከምዚ ከማይ ናይቲ ግዜ በጽሕታት ዋርድያ ፍቅሪ ዝቐየረ። ጣኒቆ;....እቲ ንሄዋናውያን ኣመና ዝሕለቅ ድምጻዊ ;ጸግዐይ ጸላለይ፡ስጉመይ ኣንፈተይ፡ዝያዳ ቀልበይ ሄዋን ;ብምባል ብዘይብኣኺ እምቢ፡ደበና የለ ሰርቢ ብምውሳኽ ካብ ልቡን ብልቡን ዘድነቐ።መዓስ ንሱ ጥራሕ ባህሊ ዓፊንዎም፡ድሕሪ ባይትኦም ዘንጊዖም ድሕረ ባይታ ሄዋናውያን ጥራሕ ንዝሓቱ መንእሰያት ተቢዑ&;ስለ ሕሉፍ ሂወትኺ ዘገድሰኒ ኣይኮነን፡ምስ መን ዘይርኺ ዘእትወኒ ኣይኮነን፡ካብታ ተፋቂርና ብሓንሳብ ዝኸድናላ፡ካብኣያ መዓልተይ ;ታ ናተይ ዝብላ"ብምባል ኣእምሮ ብዙሓት ዝቐየረ ስነ ጥበባዊ ምዃኑ ዘከርኩ። እወ ጣኒቆ ኣብ መስርሕ ፍቅሪ ምፍልላይ ከም ንቡር ኣሚኑ ንዝተጣዕሰ ልቢ ዎ.. ኣሃይ ኣብ ውላድ ዘይምብጽሑ ፍቅርና፡ቅሩብ(2)የሕዝነኒ ምበር ፡ምጥላም ድኣ ኣባይ ;ዶ ተጀሚሩ ብምባል ንውሽጥና ዘህድአ። ጣኒቆ ጽግዕ በልኒ-ዋላ ኣይከሰብ፡ተጎዝጎዝኒ-ዋላ ኣይከሰብ፡ካባኺ ምፍላይ ኣለዎ ሰበብ ብምባል ካብ ሔማ ፍቅሪ ምርሓቅ ክብደቱ ዝነገረና።;ጣኒቆ ፍቅርኺ ከሎ ሕማመይ፡የእዳውኺ ከሎ ሓኺመይ፡ናፈለጥክዮ ጸገመይ፡ረስዓኒ ትብሊ ከመይ ናዜመ ልቢ ዝሸፈታ ደቀንስትዮ ዝሰለበን ብመንገዲ ትሕዝቶ ደርፍታቱ ዳይና ኮይኑ ዝዓረቐ። ጣኒቆ;...እቲ ወዲሰብ ሰሪሑ ንክበልዕ ;ካብ ገነት ኢዶም ክስጎግ ;ኸሎ ኣዳም፡እንታይ ድዩ ተባሂሉ፡ርሂጽካ ብላዕ ;ምበር ካብ ሰብ ተጸበ መን ኢሉ ;ብምባል ኣእዳውና ከይነጣምር፡ክንግስግስ፡ክንስጉም፡ህይወትና ክዕረ ፡ክንወፍር ;ኣዳም;ዩ መምህርና ብምድጋም መንፈስ ምንባርና ብቅዱስ ቃላት ናብ ልቢ ኩሉና ዘመንጨወ። ;ጣኒቆ እቲ ዝርዝር ቡዙሕ እዩ።ካብታ ንዓይ መመሊሳ ትምስጠኒ ግን...... ሎሚ ዘይብሉ ጽባሕ ይረኽቦ ዕድሉ ኮይኑ ጌታ ዝሃቦ ሕማቅ ከለኹ ጸገም ከለኒ ልዕሊ ጽዕነተይ ኣይትኽበድኒ;.......ክብል ኸሎ ብሓቂ ብምባል እሰማማዕ ነይረ። እሞ ሰብ ምዃን ጥራሕ እኩል;ዩ ብሞራል፡ብገንዘብ፡ብኹሉ መዳያት ንተመስገን ገብረስላሴ(ጣኒቆ)ኢደይ ኢድካ ንበል።ኣምላኽ ምሕረቱ ይለግሰሉ።ልዕሊ ኩሉ ግን ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት እትርኸቡ ስነጥበባውያን ብሓፈሻ፡ሰብ ንዋይ ብዝጥዕመ መንገዲ ብህይወት እንኸሎ ኩሉ መደያዊ ምትሕብባርኩም ኣይፈለ. JOሲ

About