@shalom_grande: Abraham Afewerki (meley) {መለይ} ፡መለይ ሓንቲ ካብተን ኣብርሽ ንጉስ ስነ-ጥበብ ከም ህያብ ዝገደፈልና ደርፊ ኮይና፡ እቲ ኣብ ምንባር ዘሎ ዘይተርፍ ውሳነታትን ውጽኢታቱን እያ ኣጉሊሓ እትምርምር። ሎሚ ትሓልፍ ዘይመስልና ኣብ ናይ ቛሕ ሰም ግዜ ዓመታት ይውንጨፍ እሞ ፡ ዝግ ኢልና እቲ ኣብ ትማሊ ዝወስንናዮ ውሳነታት ሓደ ብ ሓደ ክንዝክሮን ከነምርሮን ንርአ። ናይ ስደት መርከብ ዓባይ እያ፡ ኣሻሓት ከማን ሚልዮናት ህዝቢ ካብ ሓደ ሃገር ናብ ሓደ ሃገር ክተበጻጽሕ ንሪኣ ኣለና። ርስትኻን ህዝብኻን ንድሕሪት ገዲፍካ ዝንበር ናብራ ግን እንታይ እዩ ትርጉሙ? ስደትና ይሕጽረልና ይሕዋተይ፡ ኣብቲ ዘለኹሞ ውን ሰላም ክትህልዉ ናብ ልዑል ፈጣሪ ጸሎተይ ይዕርግ። #abrahamafewerki #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #habeshatiktok #foryou #creatorsearchinsights

Shälom
Shälom
Open In TikTok:
Region: SG
Sunday 02 August 2026 07:16:35 GMT
2608
95
9
21

Music

Download

Comments

48kalusha
ቃሉ king🤴🤴🤴 :
መለይ😘😘😘😘💪🙏
2026-08-25 08:20:25
1
.1112232
ወዲ ራእሲ 11 🤴 :
abrush 🤴
2026-08-17 10:16:17
1
user7369213068224
CaPiherወዲጣፋጭ :
ere bcatical srhaley nay bro
2026-08-28 06:49:13
0
yoni.ge1213
የየየ :
🥰🥰🥰🥰🥰
2026-08-04 15:38:00
1
kadirqali64
👇አይቶ መሌፊ ሙዶ ነዉ🤟 :
🥰🥰🥰
2026-08-26 04:14:54
1
To see more videos from user @shalom_grande, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About