@bri8763n7vxzp: ሩፍታ ዝረኽበሉ ካብ ዓለም ጫጫታ ንኩሉ ነገራት ንድሕረይ ገዲፈ ዝፅገዖ ቦታ ልበይ ዝዕንገሎ አነ ዝቀስነሉ ቱናትካ ጭዋታ ህያበይ ህርፈት ናተይ ናይ ፍቅርኻ ሽታ ልብኻ ገዳመይ ብናይ ፍቅሪ ስቅለት አነ ዝስቀለሉ ምድሪ ጎሎጎታ ✨❤ ልብኻ ገዳመይ አነ ናትካ ማዕበል መርከበይ ንስኻ ሓላዊ ሚዛነይ ስፍራ ናይ ዕረፍቲ ህያብ ናይእዛ ልበይ ንስኻ ውያኖስ አነ ህዱእ ማዕበል ድምፂ ዘየውፅእ ብህድአት ዝዘልል ማዕበልካ እየ አነ ልብኻ ዘጥልል ልብኻ ገዳመይ ልበይ ናትካ ማዕበል ❤✨ ፍቅሪ ክህበካ ክኾውን ሰላምካ ወኒነካ ክዘር ክኾን ናይ በይንኻ አይትስጋእ አይትፍራሕ ሃበኒ ልብኻ ዓይንኻ ተጨፈን እመነኒ አጆኻ ከይሰጋእኻ ደቅስ አቅስን ሕልናኻ ማዕበል ህድአት አነ ገዳመይ ልብኻ ህያበይ ፅጋበይ ንስካ ዋኒነይ አነ እየ ናትካ ብፍቅሪ አሸኒፈ ንአኻ ዝማርኽ ንግስቲ ልብኻ ጸሓፊት Bri🌎✅ #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tgraytiktok🇻🇳💊ትግራይቲክቶክ #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

📚
📚"🎼 ሄዋን ናይ ክርስቶስ ባርያ"📚🤍 ♡
Open In TikTok:
Region: SA
Sunday 02 August 2026 07:50:40 GMT
4197
673
12
24

Music

Download

Comments

wedi.hagos141
ኣደይ ኢያ ዓለመይ :
amen amen amen🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-08-03 15:09:12
0
sarazerau
sarazerau :
🙏🙏🙏
2026-08-02 23:28:26
1
kuluhalafayeu05
ተስፋ🙏 እዩ❤️ ስንቀይ🥀❤️👑💋😘 :
🙏🙏🙏
2026-08-03 02:29:34
1
user47331722070558
ፍረ🥺 :
🤲🤲🤲
2026-08-02 11:48:16
1
user9284329146162
"𝙨𝙖𝙢𝙧𝙞" 💘"𝙢"𝙨"𝙡𝙤𝙫𝙢 :
🙏🙏🙏
2026-08-02 08:19:42
1
rakifish982
®️ mom 👩‍🍼🌏 :
🙏🙏🙏
2026-08-02 18:51:18
1
rigat.rigat5
Rigat Rigat :
🥰🥰🥰
2026-08-02 18:28:42
1
roqj7
ፌሩዝ ፌሩዝ :
❤️❤️❤️
2026-08-02 10:57:53
1
samrawit.gerezgih
Samrawit Gerezgihier :
🙏🙏🙏🙏
2026-08-02 22:11:46
1
user5902593435666
ፈቃር እዩ ልበይ :
🥰🥰🥰
2026-08-02 09:40:21
1
user3553284107107
የማቻር ልጅ💙 :
🥰🥰🥰
2026-08-03 10:15:32
1
To see more videos from user @bri8763n7vxzp, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About