@semusemuw: #ፍቅሪ_ካብ_እግዚኣብሄር_ኢዩ 🤲❤️✍️ ✍️መጀመርያ ፍቅሪ ማለት እግዛኣብሄር ምዃኑ ክንፈልጥ ኣለና። ፍቅሪ ፀጋ እግዛኣብሄር ኢዩ። ደሊኻ ትገድፎ ደሊኻ ተመፅኦ ኣይኮነን ዉህብቶ ናይ ፈጣሪ ኢዩ። ስለዚ ቅድሚ ምፍቃርካ ፀሊ። ✍️ ክልተ ዓይነት ፍቅሪ ኣሎ ንሱ ካዓ ብዓይንን፣ብልብን ኢዩ። እቲ ብዓይኒኻ ተፍቅሮ ግዚያዊ ኢዩ። እቲ ብልብኻ ተፍቅሮ ግን ዘልኣለማዊ ኢዩ። ስለዚ ብልብና እንበር ብዓይንና ኣይነፍቅር። ✍️ ቅድሚ ንስኻ ከምዚ ዝበለ መፃምድቲ ኢየ ዝደሊ ምባልካ መጀመርያ ንባዕልኻ ከምኡ ክትከዉን ኣለካ። ክተፍቅር ወይ ክትፍቅር ትኽእል ኢኻ ነገር ግን እቲ ቀንዲ ንዓኻ ዘድልየካ ንፁህ ልቢ ኢዩ። ምኽንያቱ ፈጣሪና እዉን ንፃሃን ኩን ኢዩ ዝብለና። ✍️ድኽመት ወይ ጌጋ ናይ መፃምድትኻ ክትሽፍን ተዘይ ኪኢልካ ንስኻ ንፍቅሪ ብቅዕ ኣይኮንካን። ዝኾነ ይኹን ሚስጢር ናይ መፃምድትኻ ብዘይካ ንስኻን ፈጣሪኻን ክሊእ ክፈልጥ የቡሉን። ✍️ከምቲ ሰማይ ብቃል እግዛኣብሄር ደዉ ኢሉ ዘሎ። ሓቀኛ ፍቅሪ እዉን ብእምነት ኢዩ ኣብ ልብኻ ዝነብር። ሓቀኛ ኣፍቃሪ ንምርካብ ዘይኮነስ መጀመር ንባዕልኻ ሓቀኛ ኣፍቃሪ ምዃን ኢዩ። ✍️ፍፁም ፈጣሪ እበር ፍፁም ሰብ የለን። ኩሉ ወዲ ሰብ ነናይ ባዕሉ ጎዶሎ ኣለዎ። ስለዚ ናይ መፃምድትኻ ጎዶሎ ከምቲ ናትካ ጎዶሎ ዘለካ ኣሚንካ ተቆበሎ። ከምዚ ምስ ትገብር ኢዩ ሓቀኛ ፍቅሪ ተስተማቅሮ። መቀረት ሂወት ኣብ ሓቀኛ ፍቅሪ ኢዩ ዘሎ። ✍️ቃል ኣምላኽና ከምዚ ይብል ሰበይቲ ንስብኣይ ከም ክርስቶስ ገይራ ተፍቅሮ። ሰብኣይ ካዓ ንሰበይቱ ከም ቤተክርስቲያን ገይሩ የፍቅራ።ልክዕ ካዓ ከም ክርስቶስ ገይራ ተክብሮ ምክንያቱ ቤተክርስቲያን ንጎይታና መድሓኒና እየሱስ ክርስቶስ ተኣዛዚት እያ። ሰበይቲ እውን ንብዓል ገዛኣ ክትእዘዞ ክተክብሮን ኣለዋ። ✍️ፅቡቃት ቃላት ተጠቂምካ መግለፂ ሓቀኛ ፍቅሪ ክኸዉን ኣይኽእልን ኢዩ። ሓቀኛ ፍቅሪ ብተግባር እበር ብጥዕም ቃላት ዝነብር ኣይኮነን።ምኽንያቱ ፈጣሪና ብተግባር ኢዩ ፍቅሩ ኣርኢዩና። ✍️ ከምቲ ንስኻ ትደልዮን ትምኖዮን ኣፍቃሪ ክረክብ ኢየ ኢልካ ምሕሳብ ኣቋርጭ። ምኽንያቱ እቲ ሓቀኛ ፍቅሪ ከምቲ ዝደለኻዮ ዘይኮነስ ከምቲ ንሱ ዘለዎ ኮይኑ ክትፍቅሮ ከለኻ ኢዩ ሓቀኛ ፍቅሪ። ✍️ ፍቅሪ ኢልካ ክትፅዎዖ ቀሊል ኢዩ። ንኽትነብሮ ግን ብዙሕ መስዋእቲ ዝሓትት ኢዩ። ስለዚ ቅድሚ ምፍቃርካ ስለ ሓቀኛ ፍቅሪ ምፍላጥ ኣገዳሲ ኢዩ። ፈጣሪ ኣብ ሓቀኛ ፍቅሪ የንብረና👏 ንፅህ ፍቅሪ እምነት መሰረት ናይ ሂወት @highlight #fypシ゚viralシ Semhal Hafti Tsegish#ፍቅር➻ብቻ🖇ፍቅር➻ብቻ❤🥀🔐
ሳሙ👸💊ፊደለይ🫶ኢኪ💝ድንግለይ🫶✝️
Region: SA
Sunday 02 August 2026 12:17:58 GMT
Music
Download
Comments
gual sawa 37 :
2026-08-04 06:42:55
0
Hana Tewelde :
ኣሜን 🙏ኣሜን
2026-08-02 20:44:32
0
asu :
amennn
2026-08-02 13:41:02
0
ዕያልጋልዛሌ💕🤌 :
ኣሜንንንን
2026-08-02 19:20:43
0
Meles Abrha :
ኣሜንንንንንንንንን
2026-08-02 17:19:53
0
Salam123 :
ኣሜን ኣሜን
2026-08-02 21:16:38
0
ንኩሉ ብተስፋ :
አሜን/3/🙏👏👏👏👏
2026-08-02 18:23:19
0
ድንግል ማርያም እናቴ :
ኣሜንንንንንንንንን
2026-08-02 14:34:59
1
ብርክቲ :
አሜንአሜንአሜን 🙏 🙏 🙏
2026-08-02 12:51:55
1
fqri eyu mengedey :
amen amen amen
2026-08-02 12:26:50
1
Titi feqar ልባ❤️🩹🌹 :
🙏🙏🙏
2026-08-02 21:49:02
0
አግዚኣብሄር ጓሳየይ አዩ ዝጎድለኒ።መዚ"ዲዊት :
🙏🙏🙏
2026-08-02 17:55:44
0
Maryamey21🙏🙏🙏⛪️ :
🙏🙏🙏
2026-08-02 13:42:56
0
ዕባይ ገጠር😘😘🙏 :
🙏🙏🙏🙏
2026-08-03 23:26:22
0
To see more videos from user @semusemuw, please go to the Tikwm
homepage.