@user8030020790171: #ሂዋነይ🫶👸❤️🩹 ➺ክሰግሮ'የ በሊ ኣይትቕበጺ ዓቕሊ ➺ክንደይ'ኳ ሓልፍኪ ካብ ሎሚ ትማሊ ➺ቆልዓ ኣይትኹኒ ዘይትመዝን ዘይተለሊ ➺ኣንዊሕኺ ጠምቲ ኣይተስተማስሊ ➻ኣጆኺ ዝብል ዝህበኪ ሞራል ➻ዘተባባዓኪ ንኽትኮኒ ሓያል ➻ሰብ ተሳኣንኪ ብዙሕ ኣይትሕዘኒ ➻ፍጡሩ ዘይርስዕ'ሎ አምላኽኪ ኣብኡ እመኒ ➻ተስፋ ንምቑራጽ ኣይትሃቢ ዕድል ➻ናብ አምላኽ ዘራኽብ 'ቲ ጽቡቕ ድልድል ➻ጸሎት ኣዘውትሪ መታን ክትብርትዒ ➻ፈተና ስዕርኪ ናብ ዓወት ክትበቕዒ ➻ ፈተና በዝሕኪ ከይትነብዒ'ኣጆኺ ➻ፍጹም ከይትዳሃሊ ከይስበር ልቢኺ ➻ዘየለ ኣይምሰለኪ ዘይጭነቕ ባኣኺ ➻ ለዋህ አምላኽ'ኣሎ ደባሲ ውሽጢኺ ➺መልክዖም ቀይሮም ፈተና ይብዝሑ ➺ዓይኖም ዘዐመቱ ኣባኺ የንቁሑ ➺ብመሪር ቃላት ሰባት ነብስኺ ፈሪሑ ➺ከይትዳሃሊ'ኣጆኺ ልብኪ ይሕሰብ ኣንዊሑ ➻ብዙሕ ተጓንፎ ይሃሉ ኣብ ልዕሌኺ ➻ጽኑዕ ዕላማ ይሃሉ ኣብ ልብኺ ➻ተስፋ ይሃልኺ ብዋዛ ከይትታለሊ ➻ጽንዓት ተሓንግጥኪ ክሰግሮ'የ በሊ ➻ ሂዋነይ🥰 👸❤🍃🕊 #ይፎትወክን_እዩ_ሄዋናተይ🥰💚 #everyonehighlightsfollowers #ፎሎ_ላክ #highlightseveryonefollowers2025highlights
𝙢𝙚𝙧𝙞 𝙯𝙚-𝙩𝙚𝙬𝙖𝙝𝙙𝙤
Region: SA
Sunday 02 August 2026 16:57:40 GMT
Music
Download
Comments
𝙝𝓪𝙗𝓮𝙨ℎ𝙖𝔀𝕚𝙩💊🇪🇹☦️🗝 :
ተመሊሰ ከንብቦ ላይክ☺️
2026-08-11 16:01:08
1
∘𝐓𝐁𝐋𝐄𝐓𝐒∘✞ :
2026-08-05 07:08:27
1
𝙢𝙚𝙧𝙞 𝙯𝙚-𝙩𝙚𝙬𝙖𝙝𝙙𝙤 :
#Follow
2026-08-02 18:58:06
1
Hafi&LiLi💞 :
ብሓቂ🙏🥰
2026-08-07 08:53:51
0
ሰላም ጋል ተዋህዶ✝️ :
ብሓቂ🤌👑
2026-08-06 01:50:13
0
ጋል ተዋህዶ 💝 :
ሜሪተይ 🥺🥰
2026-08-10 11:47:12
0
ጋል ተዋህዶ 💝 :
ዝፈትወኪ 💝🤌
2026-08-10 11:47:23
0
ጋል ተዋህዶ 💝 :
ኣሜን 3ñatey
2026-08-10 11:47:44
0
ⓚ❤💊🤝🇪🇷💙 :
❤️❤️❤️
2026-08-04 03:10:43
1
እየርሳሌም💥😘 :
🥰🥰🥰
2026-08-10 03:05:04
0
userirtbn68vfa :
🙏🙏🙏
2026-08-10 01:55:44
0
እስካለሽ እናቴ ሙሉ ነዉ ሂወቴ👩👧💚 :
🥰🥰🥰🥰
2026-08-09 12:37:29
0
soso :
😢😢😢
2026-08-08 13:57:56
0
grmawit :
🥰🥰🥰
2026-08-08 00:31:21
0
የደብረ ገነት ቅድስት ስላሴ ልጅ👏🥰✝️ :
🥰😘😘🙏🙏
2026-08-07 00:43:33
0
Hafti ksu :
🥰🥰🥰
2026-08-06 10:15:00
0
ኣቡ ወዲ ዓጋመ :
🥰🥰🥰
2026-08-05 15:49:28
1
ራኪ ዕባይ ሃገረሰብ💥💝🌺 :
🥰🥰🥰
2026-08-05 15:16:43
0
የኔ ውድ እናቴ👏🙏 :
🥰🥰🥰🥰
2026-08-05 14:36:06
0
ተመሰገን ኣምላከይ👏👏👏 :
🥰🥰🙏🙏🙏🙏
2026-08-04 22:39:23
0
♡🅣ŝĩ𝙜ê 🅞ŕ𝙩𝙝őđø𝙭ąŵĩŧ♤☦️🫶 :
🥰🥰🥰
2026-08-03 13:12:06
1
ምቅርቲ ሙሉ :
🙏❤❤❤❤❤
2026-08-04 19:18:52
1
To see more videos from user @user8030020790171, please go to the Tikwm
homepage.