@galshiregalshire: ቅድሰቲ መስቀል ክብራ መን እያ ብዝሓፀረ መልክዑ እምበር ታሪኹ ነዊሕ እዩ ብነዊሑ እዉን ተፃሒፉ ኣሎ ኣብ ቀረባ ክቀርብ እዩ። ዝርከበሉ ቦታ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ መደባይ ታብር/ዕጉብ/ ካብ ሰመማ ኣስታት 8:00 ሰዓታት ይወስድ ካብ ሽረ ድማ ኣስታት 9:30 ሰዓታት ይወስድ መስቀል ክብራ መን እያ ይቅፅል። ቅድስቲ መስቀል ክብራ ባዓልቲ ቤት ቅዱስ ላሊበላ ኮይና ቅዱስ ላሊበላ ኣብ ኣገው ከባቢ 11ካብ ከውሒ ዝተፈልፈሉ ኣብያተርክስትያን ዝሰረሐ እዩ ። መብዛሕቲኡ ግዚኡ ኣብዘን ኣብያተ ክርስትያን ምስራሕ የሕልፎ ነበረ ። ባዓልቲ ቤቱ ኣበይ እዩ ዝውዕል ዘሎ ኢላ ትሻቀል ነበረት ቤተክርስትያን ዝሰርሕ ዘሎ ምዃኑ ሓበሬታ ኣይነበራን ። ንሓንቲ ጎረቤታ ዝነበረት ክተማኽራ ጀመረት ሰብኣየይ ኣበይ ከም ዝውዕልን ዝሓድርን ኣይፈልጦን ስለዚ ውሸማ ክትህልዎ ኣለዋ ኢላ ንጎረቤታ ሓበረትላ ። ጎረቤታ ድማ በሊ ናበይ ከም ዝኸይድ ክትፈልጥዮ ካብ ጡጥ ዝተፈተለ ክሪ ኣብ ክዳኑ እሰርሉ እሞ ደድሕሪኡ ነታ ክሪ ዝኣሰርክያ ሒዝኪ ኪዲ በለታ ። ቅድሰቲ መስቀል ክብራ ውን ነዚ ሓሳብ ተቀበለቶ ። ተቀቢላ ደድሕሪ ላሊበላ እንተከድትስ ዎዮ ውሽማ ሒዙ ዝበለቶ ኣደነቅቲ ኣብያተ ክርስትያን ካብ ከውሒ እንዳፈልፈለ ይሰርሕ ከም ዘሎ ኣራጋገፀት ። ንባዕላ ድማ ተቆጠዐት ብዘይኮነ ሰብኣየያይ ሽሙ ኣፀሊመዮ ሓጥያት ኣትየ ኢላ ሓዘነት ። ቀፂላ ሓደ ውሳነ ወሰነት ኣነ ሓጥያት ኣትየ እየ ነዚ ሓጥያተይ እግዛኣብሄር ክምሕረኒ ምእንታን ኢላ ብእግራ ናብ ትግራይ ተጓዒዛ ኣብ መደባይ ታብር ቀልቀል መረብ እንትርፊ ከውሕን ዓበይቲ ኣድዋራትን ካሊእ ዘየብሉ ኣብ ሓደ ንምድያቡ ብጣዕሚ ዘፀግም እቲ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ፎቶ ማለት እዩ ከይዳ ሰፈረት ። ፀሎት እንዳገበረት ድሕሪ ምፅናሕ እግዚኣብሄር ውን ሓደ ቃል ኣተወላ ብኣኺ ዝተመፃበዐ ፣ንዓኺ ዝኣመነ፣ናብዚ ዘለኽዮ መፂኡ ዝሳዓመ ንዘላኣለም ምሒረልኪ እየ ብምባል ንሳ ካብዛ ዓለም ተፈለየት ። ክሳብ ሎሚ ብኣሻሓት ዝቁፀሩ መእመናን ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ልክዕ ከምዚ ሎሚ 27 ሓምለ በቢዓመቱ ህዝቢ እንዳኸደ ዝሰረሓናዮ ሓጥያት ይቅር በልልና ንኽብል ብቁርን ማይን እናተገረፈ ኣብ ታብር ዝርከብ መስቀል ክብራ ዝዓረፈትሉ ቤተክርስትያን ተሰሪሑ ኣብ ምፅላይን ምህሌላን ይርከብ ። ታብረይቲ ኣደይ ባዓልቲ ውዕለታይ ፍልፍል ፅሑፍ ኣብ fb ዝረኸብክዎ እዩ።❤🙏#አርቶዶክሰ_ተዋህዶ_ልዘለዓለም_ትንበር💘🙏 #ተዋህዶ #fypシ #fyp #CapCut

ጓል ሽረ🔰💎🦋
ጓል ሽረ🔰💎🦋
Open In TikTok:
Region: LB
Sunday 02 August 2026 19:31:11 GMT
15521
3220
113
52

Music

Download

Comments

maekele.habtu.hab
miki wedi erey :
Aman Aman Aman 🙏
2026-08-27 19:42:17
0
fnu.fnu5
Roman👉🤛🤟 :
Amen🙏🙏🙏Amen🙏🙏🙏 Amen🙏🙏🙏
2026-08-13 08:17:40
0
mengistab.kahsu
Nkulu Gizie Alewo :
Amen🙏 Amen🙏 Amen🙏✝️ygberelna Nkulana Zhawey
2026-08-30 14:01:12
0
helen.debsay
gual sawa 37 :
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
2026-08-10 08:50:08
0
user44390010618744
እጃ :
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንንንንንንንን
2026-08-08 16:41:30
0
201105039582.mci2
Efrem wedi tewahdo :
Amen Amen Amen🥰🥰🥰
2026-08-30 09:17:48
0
yonashabtay1
ፈታዊ ማዘሩ :
ኣሜን🙏
2026-08-04 18:40:25
0
user7445105081561
ትግራይ💞💞💞 :
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏
2026-08-03 20:59:17
0
user8124098361044
ተመሰገን ኣምላክ 🙏 :
🙏🙏🙏
2026-08-02 19:47:24
0
mijalaub
mijalaub :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏
2026-09-09 18:35:40
0
aleku360
halaley 💪🇪🇷🇪🇷💪 :
amen
2026-08-06 00:35:15
0
yafietgebrehiwet
yafu 🎷 💚💚💚 :
amen
2026-08-04 12:18:38
0
user3380448286552
Sara :
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
2026-08-30 13:54:05
0
user8449814308083
Febi💫🎧👈 :
amen amen amen 🙏🙏🙏
2026-08-11 18:53:53
0
trhas.hafte6
Trhas Hafte :
🥰🥰
2026-08-03 19:18:25
0
user1633031783735
Tesfom :
ኣሜን
2026-09-14 13:59:12
0
merhawi.wedi.mana
Mera mera :
amen amen amen
2026-08-14 21:07:37
0
user3277317855581
user3277317855581 :
amen
2026-08-25 07:10:45
0
user63686183504982
ዮሩስ ዮሩስ :
amen
2026-08-03 18:10:58
0
merebbiela
Amien :
Amiem
2026-08-03 16:12:57
0
god.is.love4892
God is Love :
Amennnnn🙏🙏🙏
2026-09-16 00:20:22
0
gol.aboa
gol aboa :
amien amien amien 🙏🙏🙏
2026-08-03 18:39:01
0
abyeadikala
Meri meri :
amen3🙏🙏🙏
2026-08-03 17:03:34
0
mamitgalkeshi
ተመሰገን ሰለ ኩሉ ነገረይ :
🙏🙏
2026-08-03 16:54:29
0
wehazit.mehari.hi
hafti nohom :
🙏🙏🙏🙏🙏
2026-08-02 19:50:04
0
To see more videos from user @galshiregalshire, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About