Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@melakumehari23: በረከት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቦና አቡነ ማትያስ ፓትርያርክ ምስ ኹለና ይኹን❤🙏#ኦርቶዶክስ⛪ተዋህዶ⛪ለዘለዓለም🙏ትኑር🙏 #ተዋህዶ_ለዘላለም_ትኑር🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🙏🙏🙏🙏❤❤💒💒💒💒 #tiktoktigray❤💛 @ደቂ አርሴማ☦️
melaku
Open In TikTok:
Region: ET
Monday 03 August 2026 15:17:49 GMT
49440
9651
349
983
Music
Download
No Watermark .mp4 (
30.6MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
21.56MB
)
Watermark .mp4 (
86.46MB
)
Music .mp3
Comments
abrehetgg :
በረከትም ኣይፈለየና ቅዱስ ኣቦና
2026-08-04 09:19:59
27
Tedros son of Trinity :
ንሰብ ኣይተድንቁ ሰብ ፍጡር እዩ ምንም ዓቅሚ የብሉን ነቲ መለኮታዊ ዘይደክም፣ዘይመውት፣ዘመን ዘይቁፀሮ ዘልኣለማዊ ዝኮነ፣ዘይጠሚ፣ዘይፀምእ፣ዘይሓምም ቁስ ኣካል ቴክኖሎጂ ዘይተጠቀመ ብባህሪኡ ብቻ ኩሉ ዝፈልጥ እና ብቅዱስ ሓሳቡ ብቻ ፍጥረታትን ዓለማትን ዝዝርግሕ ንቅዱስ እግዚአብሔር ብቻ እዩ ክድነቅን ክምስገንን ዝግበኦ ሰብ እማ ሰብ እዩ ፍጡር እዩ።
2026-08-04 12:00:02
3
I am happy :
አቡነ ማትያስዋይ መዓረይ ስሞም ክለዓል ተሎ ኽሪኦም ተለኹ ንብዓት እናመፀአኒ ታይ እየኾይነ🥰
2026-08-03 18:19:23
20
Halefom Abrha :
ብትክክል ሓወይ ኣነ ውን ነይረ እየ 2008 ዓም እዩ እቲ ወረዳ ብሽዑ ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ ዩ ነይሩ ሐዚ ወረዳ ጣንቋ ምላሽ ገዳም እንዳስላሴ ጭኽ ብፁእ ኣቦና ኣቡነ ማትያስ ን 7 ዓመት ኣብዛ ገዳም ከምዝተምሃሩ ኣቦና ኣበምኔት ኣባዘመንፈስ ቅዱስ ረዳ ብሓዳ ተመሂርና ንኣቡነ ዘመንፈስ ቅዱስ ድማ ብዕድመ ንእሽተይ ሃም ልነበሩ እዮም ነግሮምና ፅቡቕ ናይዚ ገዳም ትምህርቲ ህቦምና ሽዑ ትምህርቲ ምሰጀመሩ ዝናብ ጠብጠብ ኢሉ ምስወድኡ ድማ ዝናብ ወቒዑ ደስስ ኢሉና ባርኮምና ኸይዶም በረከቶም ኣይፈለየና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ሰላም ያውረደልና ሓወይ ለ ቃለ ህወት ያስመዐለይ ያቐንየለይ🙏🙏🙏
2026-08-04 11:02:32
6
hyab mebrahtu :
ቅዱስ አቦና በረከቶም አብልብና ይሕደር አሜን🥰🥰🥰🥰🥰 ብሓቂ ህዝቢ ትግራይ ብድሕሪኦም አይጠዓመናን ዝፅሊ ዝልምን ንፈጣሪ አቦ ሲኢና አላ ዓድና ማለት አቦታትና ኩሎም ፖለቲከኛታት ኮይኖም ።ፈጣሪ ይተዓረቀና
2026-08-04 04:00:03
6
gebru belay :
ኣሜን በረከቶም የብዘሐልና ቅዱስ ኣቦና❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-08-08 09:54:59
1
tsadkan :
በረከት ናይ ኣቦና ይብፀሐና ❤❤❤🙏🙏🙏🙏
2026-08-04 09:24:41
9
mamo :
አሜን ሓቂ ለመስከረካ አምላክ ዕድመን ጥዒናን የሃብካ
2026-08-04 07:00:38
5
yemu :
በረከቶም አይፈለየና ቁዱሰ አቦና
2026-08-06 04:00:06
1
Saba asefa :
ፆሎቶም አይፈለየና
2026-08-05 07:11:44
10
Gebremedhn Atsbha :
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
2026-08-04 09:38:45
1
የቅዱስ ሚካኤል አደራ 1️⃣2️⃣ :
ደስ ዝብል ታሪክ እዩ ደስ ዝበል ብዝበለፀ ብአምሓርኛ ተተርጊሙ ንህዝቢ ኢትዮጵያ ተዝሰምዕዎ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-09-20 12:26:34
1
Berihu H :
ኣሜነ🙏🙏🙏
2026-08-27 05:31:09
1
user814913351720 :
ንሓዉና ንምሰክርነትካ ቃለህይወት የስመዓልና ነቦና ዕድመን ጥዕናን የሓበልና ናይ ኣቦና በረከቶም ኣይፈለየና።
2026-08-13 06:44:43
0
Kiflom H.mariam Abrha :
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ኣኮዋይ።
2026-08-03 15:35:37
0
lemlem :
🙏🙏🙏እውይ መዓረይ ድሓን ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🥰🥰🥰
2026-08-04 11:06:10
1
solomon GSol :
amen
2026-09-20 19:33:21
0
Nebom :
bereketon ayfeleyena
2026-09-20 04:48:16
0
G...g :
አሜን
2026-09-18 20:47:41
0
የማነ :
ኣሜን
2026-08-06 18:25:48
1
bettyabysmak12 :
amen
2026-09-29 09:30:36
0
Keshi Hagos :
ቃለ ሂወት
2026-09-19 14:34:04
0
yarad :
በረከቶም ይህደረና አቦና ቅዱስ ማትያስ ቀዳማዊ ፓትረያሪክ
2026-09-21 11:38:13
0
ቅዱስ ገብሪኤል ኣባቴ :
ፆለቶም ኣይፈለየና🙏🙏🙏🙏🙏
2026-09-28 12:09:28
0
shewit :
🙏🙏🙏
2026-08-03 16:35:32
0
To see more videos from user @melakumehari23, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
Em giữ nếp tóc nhà bellena này dùng ưng lắm nha #bellena #giuneptoc #lamdep #skincare #chamsocda
そろそろ普通に上げるの飽きてきたから変えてみたけど恥ずかしい #DaTuRa #骸藍あお #アイドル #バズれ
تم تک وہی آئے گا جس کی روح میں تمہاری روح کا حصہ موجود ہوگا۔ ہر کوئی تم تک نہیں پہنچ سکتا، کیونکہ ہر کسی میں تمہیں سمجھنے کی صلاحیت نہیں ہے۔ تم تک صرف وہی آئے گا جو تمہیں لفظوں سے نہیں، روح سے محسوس کرے گا۔ جس کی تنہائی تمہاری تنہائی جیسی ہوگی، جس کا درد تمہارے درد سے واقف ہوگا۔ یہ دنیا بھیڑ سے بھری ہے، مگر روح کے رشتے بھیڑ میں نہیں بنتے۔ روح ہمیشہ اپنی ہی روح کو ڈھونڈ لیتی ہے، چاہے فاصلے کتنے ہی کیوں نہ ہوں۔ اس لیے تمہیں ہر کسی کے لیے اپنی روشنی نہیں بجھانی، بس اس ایک کا انتظار کرنا ہے جس میں تم خود بستے ہو۔ #poetry #darenijat
life is better in "Kyaukse" #foryou #nanmyintthazin64 #fyp
ေပ်ာ္ေအာင္ေတာ့ေနေပးပါ..🥀🥀🥀 #virel #alightmotion_edit #fpy_tiktok_viral #fypシ゚ #fypppppppppppppp
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy