@asli4051: ,ንበዓል ቤትኪ ወይ ንኣፍቃሪኪ፡ እቲ ክትህብዮ ትኽእሊ ዝዓበየ ህያብ ግዜን "እምነትን "እዩ። ✍️ ስለዚ ቅድሚ ኩሉ እኹል ግዜ ሃብዮ። ሓብሕብዮን ተኸናኸንዮን፡ ንሱ ድማ ዕፅፊ ገይሩ ክመልሰልኪ እዩ። ✍️ ወዲ ተባዕታይ ብተፈጥሮኡ፡ ነቲ ዝሃብክዮ ወይ ዘርኣኽዮ፡ ዕፅፊ ገይሩ ናይ ምምላስ ተውህቦ ኣለዎ። ✍️ ወዲ ተባዕታይ፡ ኩሉ ነገሩ ፍቕሪ፣ ሓልዮት፣ ሰላም ወዘተ'ዩ። ✍️ ወዲ ተባዕታይ፡ ኣቦኺ፡ ሓውኺ፡ በዓል ቤትኪ፣ ኣቦ ደቅኺ፣ መሓዛኺ፡ ብዓቢኡ ከኣ እቲ ናይ ዘለኣለም ሓጋዚኽን ደጋፊኽንን'ዩ። ❤️ ንበዓል ቤትኪ ወይ ኣፍቃሪኪ፡ ሓብሕብዮን ኣሕንቅዮን፡ ንሱ ኩሉ ነገርኪ'ዩ ❤️👥 ኣብ ግዜ ፀገሙ ድማ ተስፋ ኩንዮ ብዓቅልን ብትዕግስትን ተፀበይዮን ሓግዝዮን 😔🤌 ኣዳመይ ኩሉ ጊዜ ከክብረካን ከፍቅረካን ክነብር እየ ብኣይ ከይትጠራጠር miss you my love🫶🫂🥺🦋ሕሳስ ልደ#👸💎 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tgraytiktok🇻🇳 #sabskraib🧡 #copylink3x🥰🕊️🙏
𝕝𝕠𝕧𝕖😘♥️
Region: KE
Wednesday 05 August 2026 15:10:38 GMT
Music
Download
Comments
ስጠብቅህ~ልኑር 27🛐 :
miss you my love🥺
2026-08-05 20:15:56
0
user1948229263030 :
🥰🥰🥰
2026-08-06 03:08:07
0
To see more videos from user @asli4051, please go to the Tikwm
homepage.