@etyyuufddd: ንበዓል ቤትኪ ወይ ንኣፍቃሪኪ፡ እቲ ክትህብዮ ትኽእሊ ዝዓበየ ህያብ ግዜን "እምነትን "እዩ።❤️👩‍❤️‍💋‍👨 ​✍️ ስለዚ ቅድሚ ኩሉ እኹል ግዜ ሃብዮ። ሓብሕብዮን ተኸናኸንዮን፡ ንሱ ድማ ዕፅፊ ገይሩ ክመልሰልኪ እዩ።👩‍❤️‍💋‍👨🫰❤️ ​✍️ ወዲ ተባዕታይ ብተፈጥሮኡ፡ ነቲ ዝሃብክዮ ወይ ዘርኣኽዮ፡ ዕፅፊ ገይሩ ናይ ምምላስ ተውህቦ ኣለዎ።❤️👩‍❤️‍💋‍👨🫰💋 ​✍️ ወዲ ተባዕታይ፡ ኩሉ ነገሩ ፍቕሪ፣ ሓልዮት፣ ሰላም ወዘተ'ዩ።❤️ ​✍️ ወዲ ተባዕታይ፡ ኣቦኺ፡ ሓውኺ፡ በዓል ቤትኪ፣ ኣቦ ደቅኺ፣ መሓዛኺ፡ ብዓቢኡ ከኣ እቲ ናይ ዘለኣለም ሓጋዚኽን ደጋፊኽንን'ዩ።❤️👩‍❤️‍💋‍👨🫰💋 ​❤️ ንበዓል ቤትኪ ወይ ኣፍቃሪኪ፡ ሓብሕብዮን ኣሕንቅዮን፡ ንሱ ኩሉ ነገርኪ'ዩ ❤️👥💋ኣብ ግዜ ፀገሙ ድማ ተስፋ ኩንዮ ብዓቅልን ብትዕግስትን ተፀበይዮን ሓግዝዮን 😔🤌😳🙏🫶🫂🥺🦋

𝐑𝐀𝐤𝐢❤️🔐
𝐑𝐀𝐤𝐢❤️🔐
Open In TikTok:
Region: SA
Wednesday 05 August 2026 20:39:37 GMT
3113
160
4
55

Music

Download

Comments

yyyyerus
D 14.... :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-08-06 13:51:57
0
senlgaltgray
Seni gal wkro👸🫶 :
🥰🥰🥰🥰🥰
2026-08-06 03:02:40
0
kudus.abreha
Kudus Abreha :
🥰🥰🥰
2026-08-05 21:42:23
0
yyyyerus
D 14.... :
😁😁😁😁🥰🥰🥰
2026-08-06 13:52:04
0
To see more videos from user @etyyuufddd, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About