@kiyaye014: ብሕማቅ ቃላተይ ዝኸሰርኩኪ ፍቅረይ🥹😞 ብሕማቕ ቃላተይ ንልብኺ ዝሰበርኩ፣ ንዓኺ ኣርሒቐ ንባዕለይ ዝቀጻዕኩ። በቲ ናይ ህውኸት ቃላተይ ከሲረኺ ኣለኹ፣ ሎሚ ግን ብጣዕሳ ቅድሜኺ ደው ኢለ ኣለኹ። ቃላተይ ሓዊ ኮይኑ ልብኺ ዘንደደ፣ እቲ ዝነበረና ፍቕሪ ዘዕነወን ዘርሓቐ። ኣነ ወዲ ጌጋይ ኣሚነ ይቕረታ እሓትት፣ ብዘይ ብኣኺ እኮ ዓለመይ እዩ ዝጸልምት። ከሲረኺ ኣለኹ እቲ ዓብዪ ሃብተይ፣ ብምኽንያት ቃላተይ ተደዊኑ ናብራይ። ካብ ልበይ ክሓብኦ ዘይኽእል ዓሚቝ ቃንዛ፣ ሕጂ ይርድኣኒ ኣሎ ናይ ቃላተይ መርዛ። በጃኺ ንድሕሪት ተመልሲ እሞ ርኣዪኒ፣ እቲ ሕማቕ ቃላተይ ሓሊፉ እዩ እመኒ። ንስኺ ኢኺ ናይ ልበይ ንግስትን ብርሃንን፣ ይቕረ በልለይ እሞ ምለስለይ እቲ ሰላምን። ሕጂ ውሽጠይ ይነብዕ ኣሎ ብጣዕሳ፣ ካብዚ ናይ ምስኣንኪ ቃንዛስ ከመይ ክሕውሳ? በቲ ዝበደልኩኺ ቃላት ሎሚ እግረም ኣለኹ፣ ካብ ልበይ ይቕረታ እናበልኩ እጽውዓኪ ኣለኹ።

༆𝐊𝐈𝐘𝐀𝐘𝐄✞
༆𝐊𝐈𝐘𝐀𝐘𝐄✞
Open In TikTok:
Region: SA
Wednesday 05 August 2026 21:39:17 GMT
9789
683
8
32

Music

Download

Comments

helentekla3
Helen teklay🕑👸 :
ዝፈሰሰ ማይ ዶ ይሕፈስ..✌️✍️
2026-08-06 06:21:38
3
umliyalyu
philmawit 💖👑🧚‍♀️ :
🥺🥺🥺
2026-08-06 08:47:46
0
dyana33394
Dyana👸🌿🌽💚 :
🥹🥺
2026-08-06 00:22:12
0
dinu2199
kem qedemey yelekun :
❤️❤️❤️
2026-08-06 05:11:29
0
heliy64
@heliy👸🌺 :
❤️🥰
2026-08-06 02:55:24
0
shewatdf1
ወሳኒት²⁷✝️🥷🏼🇨🇭🤲🏼 :
🥺🥺
2026-08-06 00:31:02
0
abdulbaqi051
روبيل مايكل ⚔️🥷 :
🥰🥰🥰
2026-08-06 06:55:45
0
user7935655100112
መቅዲ👑......👑🦋 :
🥺🥺
2026-08-06 10:41:18
0
To see more videos from user @kiyaye014, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About