@m___7__2: “ንዓኺ ጸወታ… ንዓይ መጨረሽታ” “ክምርዓዉ እየ ዶ በልኪ፤ ኣነ ግን ኣብታ ህሞት ከም ዝነበርኩ ሰብ ኣይተረፍኩን። ንዓኺ ሓንቲ ቃል ነበረት ንዓይ ግን ዓለም ኩላ ተቐይራትኒ። “ጸወታ እዩ ዶ …” በልኪ፤ ግና ልቢ ናይ ጸወታ መጻወቲ ኣይኮነን። እቲ ቃልኪ ካብ ኣፍኪ ክወጽእ ሰከንድ ጥራይ ነበረ፣ ኣብ ልበይ ግን ዘይሓልፍ ዘመን ኮይኑ ተረፈ። ለይቲ ምስ ኣዕረፍኩ፣ ድምጽኺ ይስማዕኒ፤ ንብዓተይ ግን ሓደ ሰብ እኳ ኣይሰምዖን። ክንደይ ሰባት ርእየ፣ ከምኺ ግን ዝቐተለኒ የለን። ኣነ መጻኢና ይሃንጽ ነይረ፣ ንስኺ ግን ብሓንቲ ፍሽኽ ኩሉ ኣፍሪስክዮ። ምናልባት ሎሚ ብደስታ ትነብሪ ትኾኒ፣ ኣነ ግን ነቲ ዝሃብኩኺ ፍቕሪ ኣበይ ከም ዝቐብሮ ኣይፈለጥኩን። ኣይተረፈን ካባኺ ዝደልዮ፤ ሓንቲ ነገር ጥራይ… ቅድሚ ቃላትኪ ምውጻኦም፣ ልቢ ሰብ ከም ዘሎ ዘክሪ። ምኽንያቱ… ገለ ሰባት ብሴፍ ኣይሞቱን ኢዮም ብቓል እዮም ዝሞቱ። ገለ ቁስልታት ደም ኣየፍስሱን ኢዮም። ግና ንዘልኣለም ይደምዩ ኢዮም። ኣነ ድማ… ብምኻድኪ ኣይሞትኩን፤ ብቓልኪ ግን ቀስ ብቐስ ተሰዊረ።💔😔 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #habsha #habeshatiktok #weditikabo #viral_videos

❥𝐑𝐀𝐒𝐇𝐈𝐓 ༒
❥𝐑𝐀𝐒𝐇𝐈𝐓 ༒
Open In TikTok:
Region: CA
Thursday 06 August 2026 16:50:42 GMT
18448
1917
20
97

Music

Download

Comments

capo0803
𝐂𝐀𝐏𝐎 <- - -> 🎧 🦅 :
broski ❤️
2026-08-06 18:23:57
0
tzta143
ZIEMAይ🎶😴 :
2026-08-07 17:03:38
0
chapilemilemanche
༄✞︎𝐂𝐇𝐀𝐏𝐈𝐋𝐄🥷 :
Zky🥰
2026-08-06 16:55:46
0
markato_17
★𝐌𝐀𝐑𝐊𝐀𝐓𝐎★ :
Ybaye♥
2026-08-06 17:17:54
0
roni.gal_tomi20
ሚጣ ቶሚ💚👸 :
Mewiti 😉🥰
2026-08-06 17:30:25
0
w.sam08
【S】【A】【S】【E】 :
@One by One
2026-08-07 12:50:16
0
darkey756
𝐒𝐞𝐚𝐫𝐢𝐭❤️✨🐾 :
🎶🔥
2026-08-06 17:13:29
0
charitey_
❥ 𝓙𝓪𝓻𝓮𝔂 𝓳𝓻.⚓️ :
❤️‍🩹🎶
2026-08-07 06:42:39
0
hermon.heri
CR 💙💙🦣 :
🥰🥰🥰
2026-08-06 22:39:33
0
nati_xx_17
𝐍𝐀𝐓𝐈 ♠️ :
🔥♥️
2026-08-06 21:11:12
0
genet.gual.ankere
genet gual ankere :
❤️❤️❤️
2026-08-07 08:40:18
0
emery2027
༆𝐒𝐈𝐋𝐕𝐀𝐍𝐀♠️ :
😍❤️
2026-08-06 16:52:58
0
s.g.i.n.t.i.r
༆𝐊𝐄𝐃𝐑𝐎𝐍🎭_🦅🥷♪ :
✍🏻🔥…🎶
2026-08-07 13:21:48
0
To see more videos from user @m___7__2, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About