@bilen.1001: ምስ ቅኑዓት ሰባት ንእሽተይ ዝርርብ ብዙሕ ነገር ከዕሪ ይኽእል እዩ።ኣእምሮኻ ካብ ስምዒታትካ ምስ ዝሓየለ ጥራይ ኢኻ ክትዕወት ትኽእል። ዝበዝሑ ሰባት ምቾት ክመርጹ እዮም፡ንሳኻ ግን ዕብየት ዝመርጽ ኩን።ዝሓሸ ነገራት ንኽትጅምር ገለ ነገራት ክውዳእ ከምዘለዎ ኣይትረስዕ። ጸገማት ኣካል ህይወት እዩ፡ምግጣሞም ድማ ስነ ጥበብ ህይወት እዩ። ሕማቕ ግዜ ጥራይ እዩ ሓቀኛ ሕብርታት ሰብ ዘርኢ።ዋላ ሓንቲ ትርጉም ኣብዘይብሉ እዋን ስቅ ኢልካ ጽናሕ ፡ እቲ ቅኑዕ ማዕጾ ክኽፈት እዩ።ነባሪ ዝኾነ ነገር የለን ኩነታት ንኹሉ ክቕይሮ እዩ። #Hope 🌄🌸 ኣደዊተይ ሂወተይ 🦋 ተዘከረነ🫶💚#foryou #fvpシviral #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok

🌬️𝐀𝐃𝐌𝐀𝐒𝐀𝐖𝐈𝐓❤️‍🔥
🌬️𝐀𝐃𝐌𝐀𝐒𝐀𝐖𝐈𝐓❤️‍🔥
Open In TikTok:
Region: SA
Thursday 06 August 2026 20:35:50 GMT
5263
532
10
26

Music

Download

Comments

amahadariteweldee
hope :
ዕብየት ሙቾት ኣየምጽእን ድዩ? ዕብየት መሪጽካ ኸ እንታይ ንምርካብ ኢዩ?
2026-08-07 05:29:34
1
abeba7g9hw3oii
𝐀𝐛𝐞𝐛𝐚♡︎🦋 :
❤❤
2026-08-07 10:27:20
0
merri.abed
𝙣𝙚𝙫𝙚𝙧__2🔐united💎🦅🥀 :
❤️❤️❤️
2026-08-06 23:37:07
0
shawl660
uuu@@@♥️✌️💚💙 :
♥️♥️♥️♥️♥️♥️
2026-08-07 08:29:29
0
lul.bahri45
𝓷𝓰𝓼𝓽𝓲 𝓷𝓮𝓫𝓼𝓪 🦋 :
🥺👌❤️
2026-08-07 04:11:10
0
wedi24243
ወልድሽ-_ፀማም ራጎ ኣሽጋሪ🦅 :
💗💗💗💗
2026-08-07 00:22:30
0
lifeisatest19
life is a test! :
✌️✌️
2026-08-07 01:27:00
0
zebib32
gul ትግራይ :
🥰🥰🥰🥰
2026-08-07 10:18:14
0
semira.kiros
እገላዊት❤ :
👍
2026-08-07 11:14:37
0
To see more videos from user @bilen.1001, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About