@asli4051: ንግሥተ ልበይ💛✨ ካብ ሰማይ ዝወረደት መልኣኽ ትመስሊ፣ ብባህርያትኪ ንልበይ ዝማረኽኪ። ፍሽክታኺ ንጸልማት ሕይወተይ ዘብርህ፣ ቃልኪ ንጭንቀተይ ካብ ውሽጠይ ዘርሕቕ።💞🧡 ከም ወርሒ ንግሆ ኢኺ ንቑሕ ሰላመይ፣ ኩሉ ግዜ ዘስተንትነኪ ኢኺ ሕልመይ።🌸🎉 ብዘይ ብኣኺ እታ ዓለም ባዶ እያ ትመስል፣ ምሳኺ ክኸውን ግን ተስፋይ ይሕደስ ይውስኽ።❤ ፍቕርኺ ኣብ ውሽጢ ደመይ ተሓዊሱ፣ ዝኽርኺ ኣብ ኣእምሮይ ነጊሱ።😘💖 ሕለፊ እምበር ንኩሉ ማዕበል ሕይወት፣ ምሳኺ ክሳብ መወዳእታ ክነብር እዩ እቲ ትምኒት። ኣብ ዓይንኺ ፍቕሪ ጥራይ እዩ ዝርአ፣ ካብ ክፉእ ኩሉ ፈጣሪ የዕቅበኪ ብድኃኔ። ንዓኺ ዘለኒ ፍቕሪ መወዳእታ የብሉን፣ ብዘይ ብኣኺ ዝነብሮ ሕይወት ትርጉም የብሉን።♥️ ውቅያኖስ እንተ ዝኸውን እቲ ናተይ ፍቕሪ፣ ማዕበሉ ምኾነ ንዓኺ መግለጺ ክብሪ። ኣብ ልበይ ዝተቐረጽኪ ንግሥተይ ኢኺ፣ ንዘለዓለም ብፍቕርኺ ክነብር እየ ንዓኺ ህያበይ።❤🎉💖✨#eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tgraytiktok🇻🇳 #shera #sabskraib🧡 #copylink3x🥰🕊️🙏 𝙛𝙤𝙡𝙡𝙤𝙬✨❤ ኣይንረስዓ ።𝙛𝙖𝙢𝙚𝙡𝙞❤🧡

𝕝𝕠𝕧𝕖😘♥️
𝕝𝕠𝕧𝕖😘♥️
Open In TikTok:
Region: KE
Friday 07 August 2026 22:17:41 GMT
1394
105
0
13

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @asli4051, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About