@artu5961: #neshnesh_show #viralvideos #habeshatiktok #ehtiopian_tik_tok #weditikabo👑🇪🇷

ኣRTEታ
ኣRTEታ
Open In TikTok:
Region: GB
Saturday 08 August 2026 00:21:43 GMT
1873
110
7
5

Music

Download

Comments

777777.s1
77 :
🥰🥰🥰
2026-08-10 08:58:43
1
momlove352
≛⃝♰ደፋር ጓል➳̶̶͙͙͙͢͢͢͢͢͢ኣንበሳཻ͙͢͢❤ :
ናይጣኒቆ እባ፣😌ባና ሕብሪ ሽገ ተፈታዊት ግርም ሸካ መሮር ማራኪት ሰላቢት ዘይነፅፍ ጠልኺ ከም ስቡሕ ኣኸዛ ናይ ወጅህታት ወጅሂ ናይ ላዛታት ላዛ ከም ሳርታ ቶፎይቶ ሓቁፈ ዝእብደኪ ከም ግራት መሽላ ወንጭፍ ዘውዕለልኪ ንምንታይ ድየ ኣሚነልኪ ኣሚነ ወ ብጽሒተይ ጸግዐይ ጽላለይ ሄዋን እምንቲ ደብረይ ሄዋን ዝያዳ ቀልበይ ሄዋን ብዘይ ብኣኺ እምቢ ደበና የለ ሰርቢ .......…....እሙን እየ ጓሳኺ ድርዕኺ ዋልታኺ ማሙቅ መናጽፎ ኣጎዛ ማኣሰኺ ጥሉል ሕዛእትኺ ሰንቅኺ ቀለብኪ ሙቹእ መሳትዮ ጓዳኺ ጓጉድኺ ድንግል ግራት ልበይ ንፍቅርኪ ሕዙእ ፍረ ዘረኢ ይሕብሕብ ንፍቅሪ የስብሕ ሸዉሃት ዕግበት ከርሰይ ምስልኺ ድራሩ ዑደት መትኒ ደመይ ፍቅርኪ እዩ ናህሩ ንስኪ ኢኪ ናህሩ ......ማሙቅ ትርኣሰይ ሄዋን ስጉመይ እንፈተይ ሄዋን ዝያዳ ቀልበይ ሄዋንብዘይ ብኣኪ እምቢ ደበና የለን ሰርቢ
2026-08-08 03:38:53
1
bana8552
bana 14 :
🔥🔥🔥
2026-08-10 03:43:55
1
To see more videos from user @artu5961, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About