@abi80035: 1) ሕዝቅኤል - እግዚኣብሔር የበርትዕ፡ 2) ሕዝቅያስ - እግዚኣብሔር ሓይለይ ኢዩ ፡ 3) ሆሴእ - እግዚኣብሔር የድሕን 4) ሆሳእና - ኣድሕን ኰታ፡ ሕጂ ኣድሕነና ፡ 5) ሕልቅያ - እግዚኣብሔር ግደይ ኢዩ ፡ 6) መልከጼዴቅ - ንጉሥ ጽድቂ ፡ 7) ሙሴ - ኣብ ማይ ዝተረኽበ ፡ 8) ሚልክያስ - ልኡኸይ ፡ 9) ሚካኤል - መን ከም እግዚኣብሔር ፡ 10) ሚክያስ - ንእግዚኣብሔር ዝመስል መን ኢዩ ፡ 11) ራሄል - ኣንስተይቲ በጊዕ፡ ማለት ኢዩ። 12) ሩሓማ - ምሕረት ፡ ማለት ኢዩ። 13) ሳሙኤል - ስም ኣምላክ ፡ ማለት ኢዩ። 14) ሳራ - ልዕልቲ ፡ ማለት ኢዩ። 15) ሳኦል - ካብ እግዚኣብሔር እተለመነ ፡ 16) ቢታንያ - ቤት በለስ ፡ ማለት ኢዩ። 17) ቤተልሔም - ቤት ሕብስቲ 18) ቤትኤል - ቤት እግዚኣብሔር ፡ 19) ብንያም - ወዲ የማነይቲ ኢደይ ፡ ማለት ኢዩ። 20) ቴዎፍሎስ - ፈታዊ እግዚኣብሔር ፡ 21) ናሆም - ምጽንናዕ ፡ ማለት ኢዩ። 22) ናታን - ህያብ ፡ ማለት ኢዩ። 23) ናትናኤል - ህያብ እግዚኣብሔር ፡ ማለት ኢዩ። 24) ኖኣሚ/ናእሚ - ደስታይ ፡ ማለት ኢዩ። 25) ንፍታሌም - ተጋዳላይ ፡ ማለት ኢዩ። 26) ኢሳይያስ - እግዚኣብሔር ምድሓን ኢዩ ፡ ማለት ኢዩ። 27) ኣልኣዛር - እግዚኣብሔር ይረድእ ፡ ማለት ኢዩ። 28) ኣማኑኤል - እግዚኣብሔር ምሳና ኢዩ ፡ ማለት ኢዩ። 29) ኣሴር - ሕጉስ ፡ ማለት ኢዩ። 30) ኣስቴር - ኮኾብ ፡ ማለት ኢዩ። 31) ኣቤሰሎም - ኣቦይ ሰላም ኢዩ ፡ ማለት ኢዩ። 32) ኣብራም - ዓቢይ ኣቦ ፡ ማለት ኢዩ። 33) ኣብርሃም - ኣቦ ብዙሓት ፡ ማለት ኢዩ። 34) ኣከኣብ - ናይ ሓወቦ ፡ ማለት ኢዩ። 35) ኤልሳእ - እግዚኣብሔር የድሕን ኢዩ ፡ ማለት ኢዩ። 36) ኤልያስ - እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኢዩ ፡ ማለት ኢዩ። 37) ኤልያቄም - እግዚኣብሔር ይተክል፡ ይቕውም ፡ ማለት ኢዩ። 38) ኤርምያስ - እግዚኣብሔር ክብ የብል ፡ ማለት ኢዩ። 39) ኤሽኮል - ዘለላ ወይኒ ፡ ማለት ኢዩ። 40) ኤደን - ሓጐስ ፡ ማለት ኢዩ። 41) እስማኤል- እግዚኣብሔር ይሰምዕ ፡ ማለት ኢዩ። 42) ኬብሮን - ሕብረት ፡ ማለት ኢዩ። 43) ዘሩባቤል - ዘርኢ ባቢሎን ፡ ማለት ኢዩ። 44) ዘካርያስ - እግዚኣብሔር ይዝክር ፡ ማለት ኢዩ። 45) የዲድያ - እግዚኣብሔር ፈተዎ/ዝተፈትወ ፡ ማለት ኢዩ። 46) ያዕቆብ - ኲርዂረ ሓዘ ፡ ማለት ኢዩ። 47) ይሳኮር - ዓስበይ ደመወዘይ ፡ ማለት ኢዩ። 48) ዮሓንስ - እግዚኣብሔር ጸጋ ኢዩ፡ ማለት ኢዩ። 49) ዮሴፍ - እግዚኣብሔር ይውስኽ፡ ማለት ኢዩ። 50) ዮስያስ - እግዚኣብሔር ይድግፍ፡ ማለት ኢዩ። 51) ዮናስ - ርግቢት ፡ ማለት ኢዩ። 52) ዮናታን - እግዚኣብሔር ሃበ፡ ማለት ኢዩ። 53) ዮኣብ - እግዚኣብሔር ሔር ኢዩ፡ ማለት ኢዩ። 54) ዮኤል - እግዚኣብሔር ኣምላኽ ኢዩ፡ ማለት ኢዩ። 55) ዮካቤድ - እግዚኣብሔር ክብሪ ኢዩ፡ ማለት ኢዩ። 56) ዮያዳ - እግዚኣብሔር ይፈልጥ፡ ማለት ኢዩ። 57) ዲና - ፍርዲ/ፈረደ፡ ማለት ኢዩ። 58) ዳን - ዳኛ፡ ማለት ኢዩ። 59) ዳንኤል - እግዚኣብሔር ፈራዲ ኢዩ፡ ማለት ኢዩ። 60) ዲቦራ/ዴቦራ - ንግስቲ ንህቢ፡ ማለት ኢዩ። 61) ጸዳል - ናይ ብርሃን ነጸብራቕ፡ ማለት ኢዩ። 62) ጼዴቅያስ - ጽድቂ እግዚኣብሔር ፡ ማለት ኢዩ። 63) ጽጌረዳ - ጥዑም ሽታ ዘለዎ ዕምባባታት፡ ማለት ኢዩ። 64) ጽዮን - ጸግዒ/መጸግዒ፡ እምባ፡ ማለት ኢዩ። 65) ጎዶልያስ : እግዚኣብሔር ዓቢ እዩ 66) ኤልሳዕ : እግዚኣብሔር ድሕነትካ እዩ 67) ሰሎሞን: ሰላማዊ 68) ሮብኣም : ህዝቢ ይብዛሕ 69) ሮማን ፡ ቀይሕ ዕምበባ 70) ሮቤል ፡ እንሆ ወዲ ወሊደ 71) ሴዴቅያስ ፡ ናይ እግዚኣብሔር ጽድቂ 72) ሶፋንያስ ፡ እግዚኣብሔር ይስውር(ይሕሉ) 73) ቅዱስ ፡ ዝተፈልየ 74) ባሮክ ፡ ብሩኽ 75) በናያስ ፡ እግዚኣብሔር ኣጽንዐ , 76) ባርቅ ፡ መብረቅ 79 ) ናዝራዊ ፡ ዝተቀደሰ (ዝተፈልየ) 80) ኖህ ፡ ዕረፍቲ 81) ኣሜን ፡ ዝተረጋገጸ ዝተኣምነ ( ይኹን ፡ብሓቂ ፡ ሰናይ) 82) ኣቤሜለክ ፡ናይ ንጉሥ ኣገልጋሊ 83) ኣብርሃም ፡ዓቢ ኣቦ 84) ኣብዩድ ፡ ኣገልጋሊ እግዚኣብሔር 85) ኣኪያ ፡ እግዚኣብሔር ሓወይ እዩ 86) ኣዛሄል ፡እግዚኣብሔር ይርኢ እዩ 87) ኣዜብ ፡ ኣብ መንጎ ምዕራብን ሰሜን ዘሎ ቦታ 88) ኣዳም ፡ካብ መሬት ዝተፈጥረ ፡ ብመልክዕ እግዚኣብሔር ዝተፈጥረ 89) ኢየሩሳሌም ፡ናይ ሰላም ከተማ 90) ኢይዝራኤል ፡ እግዚኣብሔር ይዘርእ እዩ 91) ኢዮሳጥ ፡ እግዚኣብሔር ፈሪዱ 92) ኢዮራም ፡ እግዚኣብሔር ልዕል ልዕል በለ 93) ኢዮስያስ ፡ እግዚኣብሔር ደጋፊ እዩ , 94) ኢዮቤልዩ ፡ ነጋሪ (መለኸት ) 95 ) ኢዮአስ ፡ እግዚኣብሔር ሂቡ 96 ) ኢዮአቄም ፡ እግዚኣብሔር ኣቆመ 97) ኢዮአብ ፡ እግዚኣብሔር ኣቦ እዩ 98) ኢዮአታም ፡ እግዚኣብሔር ፍጹም እዩ 99) ኢዮአካዝ ፡ እግዚኣብሔር ይሕዝ እዩ 100) ኤልዔዘር ፡ እግዚኣብሔር ረድኤት(ረዳኢ) እዩ 101)ኢዩኤል -እግዚኣብሔር ኣምላኽ እዩ <3 102) ኢያሱ - እግዚኣብሔር ኣድሓኒ እዩ 103) ኤልያቄም -እግዚኣብሔር የትንስእ እዩ 104) ኤሽኮል - ዘለላ ማለት እዩ 105) ኤዶም -ቀይሕ ማለት እዩ 106) እስራኤል ምስ እግዚኣብሔር ተባኢሱ ዝሰዓረ 107) ኣዶንያስ -ያህዌ ጎይታ እዩ 108) ኣዶኒራም -ጎይታይ ልዕል ዝበለ እዩ 109) ኬብሮም -ሕብረት ማለት እዩ 110) ኬልቅያስ - እግዚኣብሔር ዕድለይ እዩ 111) ኪርስቲሎቤ -ዝኸበረ እምኒ (ማዕድን) 112) ዓዛርያስ -እግዚኣብሔር ረዲእዎ ማለት እዩ 113)ዔደን - ደስታ ማለት እዩ 114)ዘካርያስ - እግዚኣብሔር ይዝክር እዩ 115)ዛቢሎን- መንበሪ ማለት እዩ 116) ይዲድያ -ብእግዚኣብሔር ዝተፈትወ 117)ዮሓናን፥እግዚኣብሔር ወሃቢ ጸጋ እዩ 118)ዮኣስ -እግዚኣብሔር ሃበ 119) ዮኣኪን-እግዚኣብሔር የጽንዕ (የቅውም) 120) ዮካብድ -እግዚኣብሔር ክብሪ እዩ 121) ዮዳሄ -እግዚኣብሔር ይፈልጥ 122)ዮፍታሔ- እግዚኣብሔር ይኸፍት 123)ዲቦራ - ንህቢ ማለት እዩ 124) ዲና - ፈረደ ማለት እዩ 125) መክብብ- ሰባኺ መምህር ማለት እዩ 126) ምናሴ - መረሳስዒ ማለት እዩ 127) ሳራ -ልእልቲ ማለት እዩ 128)ሲኖዶስ -ጉባኤ ማለት እዩ 129) ሳኦል -ካብ እግዚኣብሔር ዝተለመነ ማለት እዩ 130) ሴት -መተካእታ ማለት እዩ 131) ስምኦን - እግዚኣብሔር ሰሚዑኒ ማለት እዩ 132) ቃዴስ - ቅዱስ ማለት እዩ 133) ቄዳር -ሓያል ማለት እዩ

abi ☦️💒⛪️⛪️💒
abi ☦️💒⛪️⛪️💒
Open In TikTok:
Region: NO
Saturday 08 August 2026 06:32:05 GMT
149150
10138
171
2263

Music

Download

Comments

ela2011_2012
eldu :
what about Eldana
2026-08-08 09:42:03
0
tmsgen24
tmsgen24 :
Yosan turguma eba🙏
2026-08-09 20:06:02
3
yanietey
yanu :
ኤልያና ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ ኣብይ ንረክክቦ የቀንየለይ
2026-08-08 07:58:54
3
user21886909352336
user21886909352336 :
linda ke trgumu
2026-08-19 18:27:32
1
ruftarufta1
ደልና❤️መርከብ🇪🇷 :
Yuel ke abona
2026-08-08 10:36:38
3
vid3984
vid :
full video abey knrekbo nkiel
2026-08-08 11:49:00
10
danu.danu4804
Danu Danu :
Azaher ke ?
2026-08-08 13:01:44
2
menesey24zur
selam :
Naod ke ?
2026-08-08 10:13:48
6
adiamelimelik
Adiam Elimelik :
Eliana😳
2026-08-08 17:35:31
2
rahel.alazar8
Rahel Alazar :
Milaher entay malet eu? nimen eu ke zigba please🙏🏽zfelta entelo ytehababereni.
2026-08-26 05:59:03
0
tewahdorthodoxawit
Orthodoxawit ✥ ተዋህዶ ✥ :
ሰኣን ምፍላጥ 🥺
2026-08-08 13:18:23
16
sofiatekle8
Sofi :
heran ke ?
2026-08-08 13:01:10
1
userloveeri
user sunny :
ስም ደቀይ ዳዊት ፡ሲራክ ትርጉመን ትፈልጡ 🙏 ሳራ ኣብዚ ረኪበያ
2026-08-09 21:18:34
1
usernamena936
😜 :
Nazret and yafet ke trgumu
2026-08-09 15:33:25
0
eldunati2
Eldana :
Eldana ke abona trgum ba ngeruna
2026-08-08 09:13:31
2
yorsaliemkuflu
ብሕታዉነት ዘመዳ :
ኣባኖብ ከ🙏🙏
2026-08-08 14:54:59
0
muqot8
ሻወል :
ምቆት ማለት እባ ንገረኒ በጃካ ተገድስካ መልሰለይ መህረይ
2026-08-08 07:48:24
5
deyana.tsegay
habti chakur :
Diana ke please 🙏
2026-08-08 17:14:42
1
temesgen.fetari1627
Temesgen Fetari :
ዮርካቤል ብመጽሓፍ ቅዱስ ትርጉሙ እንታይ ማለት'ዩ
2026-08-09 08:00:53
5
wediembaxaeda
ንጉስ ፍቅሪ🧑☦️💖🫶🏼 :
ዩቲብ ኣበይ ንረኽቦ
2026-08-09 01:08:59
4
erikeren2010
Eri Keren :
Thanks but why do we need to have names foreign countries means we do have a lot of names in Eritrea
2026-08-09 17:15:24
4
adugebre1
Adu⛪️🙏 :
Yolyna abi mexhafi kudusi alo do
2026-08-08 08:21:29
0
lomicebha
ሓቂ ኢዩ ስንቀይ🇪🇷 :
Arkan ka please 🙏 ngrni
2026-08-08 09:52:40
2
user1039465222071k07
ስደት ሕሱም መሪር ቃንዛ :
ማራናታ ናይ ጎል ድያ ናይ ወዲ 🙏 ንገሩኒ
2026-08-08 07:26:39
2
aster.zeray95
aster zeray95 :
🙏🙏
2026-08-08 08:07:23
1
To see more videos from user @abi80035, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About