@dharmamthalaikaakum: persatuan kebajikan dharmam thalai kaakum. 9.8.2026 case in ppr seri pantai #public #videoviral #fry #malaysiaindiantiktok

VENUS 39
VENUS 39
Open In TikTok:
Region: MY
Sunday 09 August 2026 12:58:23 GMT
16654
2905
35
118

Music

Download

Comments

thiruchelvikolend
thiruchelvikolend :
God bless you always
2026-08-10 06:19:21
0
vijayamari1
user3315447313272vijayamari :
[Sticker] Unm
2026-08-10 09:54:26
1
sanjaymanchesterunited
Sanjay :
God bless you brother
2026-08-10 05:49:21
2
raj81361
raj :
yes brother
2026-08-10 08:40:53
1
saravanan.nathan4
Saravanan Nathan :
Yes true
2026-08-10 07:20:52
2
talapakathibrother
takkaliswamy.. :
mitra banyak sudah curi mic pun sama
2026-08-10 04:03:10
13
sivaarvin14
🤍🐶 BEETHOOWEN 🤍🐶 :
well said 👏 amne👍👍👍
2026-08-09 14:14:36
2
khadijah.kalai
Khadijah Kalai :
ask dato kalai vannan rujuk this case
2026-08-10 08:12:38
1
siralanmariyappan
Siralan Mariyappan :
Tak nampak Dan tak dpt berita
2026-08-10 09:51:53
1
renu5740
Renu🚢😀💖💬👨‍👩‍👦‍👦🎁🎊🍦? :
Kena turun ke rumah ke rumah buat khidmat untuk rakyat mcm ni kan bagus👍 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
2026-08-10 09:49:40
1
basky.personal.tr
Basky personal trainer :
Dato 2.jaga family mrk
2026-08-10 04:10:52
3
devakaran1970
DEVAKARAN S/O MURUGIAH :
👍👌
2026-08-10 04:45:58
1
king5005_
king1208 :
Great 👍
2026-08-10 07:56:00
0
drmogan
Dr Mogan Naidu :
padu abang..bravooo
2026-08-10 08:52:27
0
puspa.rani268
Puspa Rani :
mithra apply ,warga emas mana tahu,do office
2026-08-10 07:01:22
1
taya.hlan
Taya Hlan :
Tahun Tahun sama cerita juga....
2026-08-10 04:53:03
2
7star949
🍏 APPLE :
👍🙏🙏🙏
2026-08-10 03:28:13
2
shivekumaran
Siva Affiliate Marketing :
😳😳😳😇😇😇
2026-08-09 17:34:54
2
ratha_366
RATHA :
👍👍👍
2026-08-10 04:01:21
2
siva69619
siva :
👍👍👍
2026-08-10 02:26:39
2
yogaboss2631
yogaboss2631 :
👌👌👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏
2026-08-10 03:42:44
1
To see more videos from user @dharmamthalaikaakum, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


"ፍልጠት እንታይ ከም እትብል ይውስን፡ ክእለት ከመይ ከም እትብል ይውስን፡ ጠባይ ክንደይ ከም እትዛረብ ይውስን፡ ጥበብ ኣበይ ትዛረብን ኣይትዛረብን ይውስን!" ሕልፍ ክብል ዝረኸብኩዋ ጥቕሲ እያ፤ ግን ድማ ኣዝያ ኣገዳሲት ኮይና ስለዝረኸብኩዋ ከካፍለኩም መሪጸ። ክትፈትዉዋ እውን ባህገይ እዩ። ሓደ ነገር ተኣማሚንካ ንኽትገብሮ ብዛዕባኡ ኣፍልጦ ክህልወካ ስለዝግብኦ፡ #ፍልጠት ምንጪ ኩሉ እዩ። ከምቲ መጽሓፍ ቅዱስ "ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ" ዝብሎ፡ ፍልጠት መርሖ ጉዕዞ ህይወት እዩ። እንተኾነ ንፍልጠትካ ከመይ ትጥቀመሉ እዩ እቲ ምርዳእ ዘድልዮ። ነዚ እዩ ድማ ንፍልጠትካ ከመይ ትብሎን ትገብሮን #ክእለት (ሜላ) ዘድልዮ። ንፍልጠትካ ብብቑዕ መንገዲ ክትብሎን ክትገብሮን እንተዘይክኢልካ፡ ምናልባት እቲ ክትረኽቦ ዝግበኣካ ነገር ካብ ምርካብ ክዓግተካ ይኽእል እዩ። ስለዚ እዩ ድማ ኣብ ፍልጠትካ ሜላ ዘድልየካ! እቲ ቀጺሉ ዝመጽእ #ጠባይ እዩ። ሓደ ሰብ ኣብቲ ክእለቱ ጠባይ እንተዘይወሲኽሉ፡ ምስ ሰባት ጽቡቕ ናይ ምቅብባል ባህሪ እንተዘይሃልይዎ—ከምቲ "ኣብ ገጹ ፍሽኽታ ዘይብሉ ድኳን ኣይኽፈት" ዝበሃል—እቲ ንኡድ ጠባይን ኣቀራርባን ዝውሕዶ ሰብ እውን ብገዛእ ርእሱ ኣንጻር ረብሓኡ ኮይኑ ኣሎ ማለት እዩ። ስለዚ ኣብ ክእለትካ ጥዑይ ባህሪን ጠባይን ምርኣይ ኣገዳሲ ምዃኑ ምርዳእ የድሊ! ፍልጠት፡ ብቕዓት (ክእለት)፡ ጠባይ ኣጥሪኻ ኣለኻ—ደስ ዘብል እዩ! ተሪፉካ ዘሎ ግን ጥበብ እዩ። #ጥበብ እታ ማእሰር ኩሉ ጉዕዞ ህይወትን ናብራን እያ። ጥበብ እንታይ ትብል፡ መዓስ ትብል፡ ከመይ ትብል ወይ ትዛረብ እትዕቅነልካ ወሳኒት ታራ እያ። "ዓሻ ብዕሽነቱ መገዱ ይገላብጥ" ይብለና ጥበበኛ ሰሎሞን፤ ወሲኹ እውን እቲ ጥበበኛ "ዓሻ ሰበይቲ ብገዛእ ኢዳ ቤታ ተፍርስ" ይብል። ጥበብ እንተጎዲሉ ዕሽነት ክህሉ ናይ ግድን እዩ። ጥበብ እንተዘይሃልዩ፡ ኣንጻር ረብሓኻ ምጉዓዝን ነቲ ዝሃነጽካዮ ፍልጠት እውን ምፍራስ ወይ ካብ ጥቕሚ ወጻኢ ምግባሩን ዘሎ ኣጋጣሚ ኣዝዩ ሰፊሕ እዩ። ነዚ እዩ ድማ "ብጥበብ ተመላለሱ" ዝብል! ናተይ ምኽሪ እውን ብጥበብ ክንመላለስ ንምዝኽኻር እዩ። ዕድል ረኺብካ ተማሂርካ፡ ፈሊጥካ፡ ፍልጠት ብቐሊሉ ክትእክበሉ ኣብ ትኽእለሉ ቦታ ወይ ባይታ ክትህሉ ትኽእል እኻ። እዚ ጽቡቕ ኣጋጣሚ እዩ—ምኽንያቱ ፍልጠት #መፍትሕ ስለኾነ። እንተኾነ ጎኒ ጎኒ ፍልጠትካ፡ ንፍልጠትካ ብግቡእ ኣብቲ ትደልዮ ከተብጽሖን እቲ ትደልዮ ፍረ ንኽትረክብን ጥበብ ከም ቀዳማይ ምርጫኻ ክትገብሮ ኣገዳሲ እዩ። ጥበብ "ዓድለና" ኢልካ ጥራይ ትሓልፎ ዘይኮነ፡ ንጥበብ ትኸዶ፡ ትሰርሖ፡ ዋጋ ከፊልካ ትመሃሮን ትምከሮን ምዃኑ ዘይምርሳዕ! ከምቲ "ንሓቂ ዓድጋ እሞ ኣይትሽጣ" ዝብሎ፡ ጥበብ ከኣ ጽዒርካ ተምጽኦ፡ ትደኽመሉን ዋጋ ትኸፍለሉን ምዃኑ ምርዳእ ኣድላይ እዩ። ስለዚ ብጥበብ ምምልላስ ይኹን ምርጫና!

About