@shadowclips0.1: @anitta #anitta #anittacy #equilibrivm

shadowclips1.0
shadowclips1.0
Open In TikTok:
Region: BR
Monday 10 August 2026 14:51:02 GMT
237
9
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @shadowclips0.1, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

1. ብዘይ ምንም ምኽንያት ኣይትስሓቕ  ​👉 ኩል ግዜ ብዘይ ምኽንያት  ምስሓቕ ክብረትካ ወይ ርዝነትካ ከም ዝቕንስ ይገብር። ሰባት ቁንጅናኻ ወይ ድማ ርዝነትካ ክርድኡ፣ ፍሽኽታኻ ትርጉም ዘለዎ ክኸውን ኣለዎ። ​2. ኣይትሓቖፍ፣ ሰላምታ ጥራይ ተለዋወጥ  ​👉ምስ ሰባት ዘለካ ርክብ ወግዓዊ ደረት ዘለዎን ክኸውን ከም ዘለዎ ይሕብር። ምሕቋፍ ዝተጋነነ ቅርበት ስለ ዘርኢ፣ ኢድ ብኢድ ሰላም ብምባል ርሕቀትካን ክብረትካን ምሕላው የድሊ። ​3. ውሑድ ተዛረብ፣ ብዙሕ ስማዕ  ​👉 ብዙሕ ምዝራብ ጌጋታት ክትሰርሕ ዕድል ይህብ። ብዙሕ ብምስማዕ ግን ካብ ሰባት ሓበሬታ ክትእክብን፣ ኩነታት ብዕምቆት ክትርዳእን፣ ብስልጣነ ክትምልስን የኽእለካ። ​4. ንባዕልኻ ብዙሕ ኣይትግለጽ (ኣይተብርህ ) ​👉 ንምንታይ እዚ ከም ዝገበርካ ወይ ከም ዘይገበርካ ንኹሉ ሰብ ክተብርህ ኣይግደደካን እዩ። ውሳነታትካ ባዕሎም ክዛረቡ ሕደጎም። ብዙሕ ምብራህ ከም ድኽመት ወይ ከም ምምስኻር ክውሰድ ይኽእል እዩ። ​5. ግዜ ከም ዘይብልካ ኮይንካ ተንቀሳቐስ  ​👉ኣብ ህይወትካ ዕላማ ዘለካን ንጡፍን ኩን። ግዜኻ ብኸንቱ ኣይተጥፍእ፤ ዝኾነ ስራሕ ክትሰርሕ ከለኻ ብቑልጡፍን ብቆራፅነትን ተንቀሳቐስ።❤🙏 #fyp #fypシ #CapCut #creatorsearchinsights #ፍቅር➻ብቻ🖇ፍቅር➻ብቻ❤🥀🔐

About