Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@hggiangl: @OHH Studio
Giang Le
Open In TikTok:
Region: VN
Tuesday 11 August 2026 13:22:52 GMT
3720
974
4
33
Music
Download
No Watermark .mp4 (
1.94MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
1.75MB
)
Watermark .mp4 (
2.15MB
)
Music .mp3
Comments
Typing from Canada… :
D a m n🔥🔥🔥
2026-08-11 13:29:25
1
🇹🇭⚓️🫡นกเอ๊งเด๋อ🫡⚓️🇹🇭 :
2026-08-11 18:33:36
0
bdjxbdns :
😊😊😊
2026-08-11 13:38:20
0
vô danh :
😁😁😁
2026-08-11 14:11:58
0
To see more videos from user @hggiangl, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
Simple tips to help with arm anatomy. More tutorials to come in the future, I just have a busy schedule. Next tutorial will be either another anatomy tutorial or a shoe tutorial #comicbookart #artist #art #drawing #sketchbook
🫠🤍 #unfreezemyaccount #foryoupage❤️❤️ #1millionaudition #aestheticvideos #VoiceEffects
13 major cheap data codes for MTN, Glo and Airtel users #cheapdatacodes #MTNdatacodes #Airteldatacods
#meinleben #ichbinwieichbin #miststückmitherz❤ #schleswigholstein #fyp
المملكة العربية السعودية #السعودية #saudiarabia #explore #محمد_بن_سلمان #mbs
ብተደጋጋሚ ዝሰማዕናዮ ጥቕሲ ክኸውን ይኽእል እዩ፤ እንተኾነ ካብቶም ኣብ ጉዕዞ ህይወትና ኣገደስቲን መሰረት ድልዳለ ህይወትናን ብምዃኖም፡ ደጋጊምና እንተንበብናዮም ጸገም ዝህልዎ ኣይኮነን። እታ ጥቕሲ ብኸምዚ ዝስዕብ ተጻሒፋ ንረኽባ፦ "እቲ ዝዓበየ ሃብቲ ጥበብ እዩ። እቲ ዝሓየለ ኣጽዋር ትዕግስቲ እዩ። እቲ ዝበለጸ ውሕስነት እምነት እዩ። እቲ ዝዓበየ መድሃኒት ሰሓቕ ኮይኑ፡ እቲ ዝገርም ድማ ኩሎም ብናጻ ዝርከቡ ምዃኖም እዩ።" ህድእ ኢልና ንነፍሲ-ወከፍ ሕመረታዊ መልእኽቲ ናይቶም ቃላት እንተስተብሂልናሉ፡ ብርግጽ ጠቓምነቱ ንምርዳእ ኣይክንሽገርን ኢና። ምናልባት ገንዘብ ዘይብልካ ክትኮውን ትኽእል—"ጥበብ" ግና ምንጪ ገንዘብን ዓወትን ምዃና እንተዘኪርካ ገለ ነገር ንምግባር ሓፈትፈት ክትብል እኻ! "ትዕግስቲ" እንተልዩካ እውን፡ ጉስጥን ጥይትን ከምጽኦ ዘይከኣሎ ሰላም ብቐሊሉ ከምእትፈጥር ዘጠራጥር ኣይኮነን! "እምነት" እቲ ዝዓበየ ናይ ህይወት ውሕስና እዩ፤ ምናልባት ውጽኢት ናይ ምእማንካ ዝህቦ ፍረ ከከም ዓይነት ዘርኡ ክኸውን ይኽእል—እቲ እምነት ዝህቦ ውሕስነት ዘተኣማምን ምዃኑ ግን ኣየካትዕን እዩ! "ሰሓቕ"—ሓያል ቁጥዓ ንሞት ከምዝዳርግ፡ ሓቀኛ ሰሓቕ ድማ ምንባርካ ዘንውሕ እዩ። ክህልወና ዝግብኦ ቅኑዕ ግንዛቤ፡ እዞም ቃላት ናይዛ ጥቕሲ ኣብቲ እንነብሮ ናብራ፡ ኣብቲ እንጎዮ ጉያ፡ ኣብቲ እንሕንጽጾ ዕላማ፡ ኣብቲ ዘለና ውጥንን ኣብቲ ኣንጎዓዞ ጉዕዞን ዝህቡና ድጋፍን ጥቕምን ዳኣ እምበር፡ ብኾፍና ነዚኦም ብምንባብ ጥራይ ናብ እንደልዮ ክንበጽሕ ክንሓስብን ክንደሊን ከምዘይ ግበኣና ምርዳእ የድልየና። ሓንቲ ዘርኢ ብዙሕ ፍረ እትህበካ ምስ ዘራእካያ እያ፤ ዘሪእካ፡ ተኸናኺንካ፡ ተዓጊስካን ተጠንቂቕካን ምስ ተጎዓዝካ እያ እቲ ዝድለ ፍረ ትህበካ! ንኹሉ ብልክዕ እንተገይርናዮ፡ ብትኽክል ከኣ እቲ እንደልዮ ክንረክብን ናብቲ ነማዕድዎ ንምብጻሕን ዝዓግተና ሓይሊ ኣይህሉን። ሓንቲ ዝፈትዋ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ጥቕሲ ከካፍለኩም—እታ ጥቕሲ "ዘይሰርሕ ኣይብላዕ" ዝብል ትሕዝቶ ዝርከባ እያ። ሓጻርን ዘይንጽርትን እያ ትመስል፤ እንተኾነ ዓቢ መልእኽቲ ዝሓዘት ጽሕፍቲ እያ። እታ ጥቕሲ ልክዕ ከምዚ ሓደ ሰብ ብኾፉ ከይሰርሐ "ሎተሪ" እንተዝበጽሖ ብምምናይ ክህብትም ዝደሊ ንምዕራይ እተጻሕፈት እያ ትመስል። ክትህብትም፡ ክህልወካ፡ ክትዓብን ብዙሕ ክትውንን እንተደሊኻ፡ ምስራሕን ምጽዓርን ብግዲ ከድልየካ እዩ 'እቲ ሕመረት መልእኽታ። "ምምናይ ሕማቕ እዩ" እናበልኩ ኣይኮንኩን። ወድ ሰብ ነቲ ዝደልዮ ቀዲሙ ስለዝሓስቦን ዝምነዮን ኣብኡ ተቓውሞ የብለይን። የግዳስ እትምነዮን እትሓልሞን ንምጭባጥ ጻዕርን ስራሕን—ቃልን ግብርን ምጥማር—ዘድልዮ እዩ ንምባል እዩ መልእኽተይ። ንሓንቲ ዝፈተኻያ ጓል ብዓይንኻ ርኢኻ ብሂግካያ "ክትዛረባ፡ ከተእምና" እንተዘይክኢልካ፡ ባህጊ በይኑ እታ #ጓል ክኾነልካ ኣይክእልን እዩ። ነዚ እዩ ምንቅስቓስን ምስራሕን ዘድልየካ። ኣብቲ ጉያኻ "ጥበብ" ኣብቲ ዕዮኻ "ትዕግስቲ" ኣብቲ ዕላማኻ "እምነት" ኣብቲ ጉዕዞኻ "ሰሓቕ" ብምሕዳር ግን ዕላማኻ ብቐሊሉ እትጭብጠሉን እተዐውተሉን መድረኽ ምዃኑ እዩ ዕላማ ናይቲ ጥቕሲ! ዛንታ እዮብ ሰሚዕካ ትኸውን—ትዕግስቱ'ኸ፧ ብዛዕባ ኣብርሃም ኣንቢብካ ትኸውን—እምነቱ'ኸ፧ ብዛዕባ ጳውሎስ ተማሂርካ ትኸውን—ነቲ "ምእንቲ ክርስቶስ ንኹሉ ብሓጎስ እቕበሎ" ዝበሎ ደስታኡ'ኸ፧ ዘለካ እምነት ብዘየገድስ፡ ኣብ ዝሃለኻ ሃሉ፡ ዝኣመንካ እመን—ጉዕዞኻ ብጥበብ፡ ብትዕግስቲ፡ ብእምነትን ብፍሽኽታን እንተዘይተዓጂቡ ግን ካብ ፈተናታት ናይ ምምላጥ ዘሎካ ዕድል ዝጸበበ ምዃኑ ምዝካር ኣገዳሲ እዩ። ስለዚ ምርጫና ጥበብ፡ ትዕግስቲ፡ እምነትን ፍሽኽታን ይኹን!
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy